ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 13
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘፍጥረት—ትሕዝቶ

      • ኣብራም ናብ ከነኣን ተመልሰ (1-4)

      • ኣብራምን ሎጥን ተፈላለዩ (5-13)

      • ኣምላኽ ንኣብራም ዘተስፈዎ ተስፋ ተደግመ (14-18)

ዘፍጥረት 13:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 12:9፣ 20:1

ዘፍጥረት 13:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 24:34, 35

ዘፍጥረት 13:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 12:8, 9፣ እያ 7:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 5 2017፡ ገጽ 12

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 21

ዘፍጥረት 13:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 21

ዘፍጥረት 13:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 22

ዘፍጥረት 13:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 10:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 22

ዘፍጥረት 13:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 11:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    5/2016፡ ገጽ 5-6

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 27

    15/8/2001፡ ገጽ 26-27

    15/8/2000፡ ገጽ 24

ዘፍጥረት 13:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    5/2016፡ ገጽ 5-6

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2004፡ ገጽ 27

    15/1/2004፡ ገጽ 27

    15/8/2001፡ ገጽ 22-23፡ 26-27

ዘፍጥረት 13:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ስፍራ ኣታኽልቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 19:28
  • +ዘፍ 19:20-22
  • +ዘፍ 2:8, 9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 22

ዘፍጥረት 13:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 22

ዘፍጥረት 13:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 19:28, 29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 22

ዘፍጥረት 13:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 18:20፣ 19:5፣ 2ጴጥ 2:6-8፣ ይሁ 7

ዘፍጥረት 13:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 2/2020፡ ገጽ 1-2

ዘፍጥረት 13:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 12:7፣ 15:18፣ 24:7፣ ዘጸ 33:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 2/2020፡ ገጽ 1-2

ዘፍጥረት 13:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 12:2፣ 15:1, 5፣ ዘጸ 1:7፣ እብ 11:12

ዘፍጥረት 13:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 2/2020፡ ገጽ 1-2

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2004፡ ገጽ 13-14

    15/8/2001፡ ገጽ 23

ዘፍጥረት 13:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 23:2
  • +ዘፍ 18:1፣ 23:19፣ 25:9, 10፣ 35:27
  • +ዘፍ 12:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 23

    2/2020፡ ገጽ 8

ሓፈሻዊ

ዘፍ. 13:1ዘፍ 12:9፣ 20:1
ዘፍ. 13:2ዘፍ 24:34, 35
ዘፍ. 13:3ዘፍ 12:8, 9፣ እያ 7:2
ዘፍ. 13:7ዘፍ 10:19
ዘፍ. 13:8ዘፍ 11:27
ዘፍ. 13:10ዘፍ 19:28
ዘፍ. 13:10ዘፍ 19:20-22
ዘፍ. 13:10ዘፍ 2:8, 9
ዘፍ. 13:12ዘፍ 19:28, 29
ዘፍ. 13:13ዘፍ 18:20፣ 19:5፣ 2ጴጥ 2:6-8፣ ይሁ 7
ዘፍ. 13:15ዘፍ 12:7፣ 15:18፣ 24:7፣ ዘጸ 33:1
ዘፍ. 13:16ዘፍ 12:2፣ 15:1, 5፣ ዘጸ 1:7፣ እብ 11:12
ዘፍ. 13:18ዘፍ 23:2
ዘፍ. 13:18ዘፍ 18:1፣ 23:19፣ 25:9, 10፣ 35:27
ዘፍ. 13:18ዘፍ 12:7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘፍጥረት 13:1-18

ዘፍጥረት

13 ኣብራም ከኣ፡ ንሱን ሰበይቱን ዘለዎ ዅሉን ምስ ሎጥ ሓቢሩ፡ ካብ ግብጺ ናብ ነጌብ ኣቢሉ ደየበ።+ 2 ኣብራም ድማ ብማልን ብብሩርን ብወርቅን ኣዝዩ ሃብቲሙ ነበረ።+ 3 ናብታ ኣብ መንጎ ቤት-ኤልን ዓይን ድንኳኑ ተኺሉላ ዝነበረ ቦታ ኽሳዕ ዚበጽሕ፡ ኣብ በቦታኡ እናሰፈረ ኻብ ነጌብ ናብ ቤት-ኤል ተጓዕዘ፣+ 4 እታ ቦታ እቲኣ ኸኣ ኣቐዲሙ መሰውኢ ሰሪሑላ ዝነበረ እያ። ኣብኣ ድማ ኣብራም ስም የሆዋ ጸውዐ።

5 እቲ ምስ ኣብራም ዚጕዓዝ ዝነበረ ሎጥ እውን፡ ኣባጊዕን ከብትን ድንኳናትን ነበሮ። 6 እታ ምድሪ ኸኣ ብሓደ ኪቕመጡ ኽትጾሮም ኣይከኣለትን፣ ጥሪቶም ብዙሕ ስለ ዝነበረ፡ ብሓደ ኪቕመጡ ኣይከኣሉን። 7 ኣብ መንጎ ጓሶት ማል ኣብራምን ጓሶት ማል ሎጥን ከኣ ባእሲ ዀነ። (በቲ ግዜ እቲ፡ ከነኣናውያንን ፈረዛውያንን ኣብታ ምድሪ ይቕመጡ ነበሩ።)+ 8 ስለዚ፡ ኣብራም ንሎጥ፡+ “ንሕና ኣሕዋት ኢና እሞ፡ በጃኻ፡ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኻን፡ ኣብ መንጎ ጓሶተይን ኣብ መንጎ ጓሶትካን ባእሲ ኣይኹን። 9 ኵላ ምድሪ ኣብ ቅድሜኻዶ የላን፧ በጃኻ፡ ካባይ ተፈለ። ናብ ጸጋም እንተ ኣቢልካ፡ ኣነ ድማ ናብ የማን አብል፣ ናብ የማን እንተ ኣቢልካ ኸኣ፡ ኣነ ድማ ናብ ጸጋም አብል” በሎ። 10 ሎጥ ከኣ ኣዒንቱ ኣልዒሉ፡ ብዘሎ ኸባቢ ዮርዳኖስ+ ክሳዕ ጾዓር፡+ ከም ገነት* የሆዋ፡+ ከም ምድሪ ግብጺ፡ ማይ መሊእዎ ረኣየ። (እዚ ድማ የሆዋ ንሶዶምን ንጎሞራን ቅድሚ ምጥፋኡ እዩ።) 11 ሽዑ፡ ሎጥ ንብዘሎ ኸባቢ ዮርዳኖስ ሓረየ፣ ሎጥ ከኣ ሰፈሩ ናብ ምብራቕ ኣግዓዘ። ንሓድሕዶም ድማ ተፈላለዩ። 12 ኣብራም ኣብ ምድሪ ከነኣን ተቐመጠ፡ ሎጥ ድማ ኣብ መንጎ እተን ኣብቲ ኸባቢ ዘለዋ ኸተማታት ተቐመጠ።+ ኣብ መወዳእታ ኸኣ፡ ድንኳኑ ኣብ ጥቓ ሶዶም ተኸለ። 13 ሰብ ሶዶም ድማ እኩያት፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኸኣ ኣዝዮም ሓጥኣን ነበሩ።+

14 ሎጥ ካብኡ ምስ ተፈልየ ድማ፡ የሆዋ ንኣብራም፡ “በጃኻ ኣዒንትኻ ኣልዕል እሞ፡ ካብዛ ዘለኻያ ቦታ ናብ ሰሜንን ናብ ደቡብን ናብ ምብራቕን ናብ ምዕራብን ጠምት፣ 15 ከመይሲ፡ እዛ እትርእያ ዘለኻ ዅላ ምድሪ ንዓኻን ንዘርእኻን ንሓዋሩ ርስቲ ገይረ ኽህበካ እየ።+ 16 ንዘርእኻ ድማ ከም ሓመድ ምድሪ ኽገብሮ እየ። ሰብ፡ ሓመድ ምድሪ ኪቘጽር ዚኽእል እንተ ዀይኑ፡ ዘርእኻ ኸኣ ኪቝጸር ይከኣል።+ 17 ነዛ ምድሪ እዚኣ ንዓኻ ኽህበካ እየ እሞ፡ ተንስእ ብምንዋሓን ብምግፋሓን ተጐዓዝ” በሎ። 18 ኣብራም ድማ ኣብ ድንኳናት ይቕመጥ ነበረ። ጸኒሑ፡ ናብቲ ኣብ ኬብሮን+ ዘሎ ዓበይቲ ኣእዋም መምሬ+ መጺኡ፡ ኣብኡ ተቐመጠ፣ ኣብኡ ኸኣ ንየሆዋ መሰውኢ ሰርሐ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ