ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ሳሙኤል 7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ሳሙኤል—ትሕዝቶ

      • ዳዊት ቤተ መቕደስ ከም ዘይሃንጽ ተነግሮ (1-7)

      • ምስ ዳዊት እተኣትወ ኺዳን መንግስቲ (8-17)

      • ዳዊት ዘቕረቦ ጸሎት ምስጋና (18-29)

2 ሳሙኤል 7:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መንግስቱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 17:1

2 ሳሙኤል 7:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 12:1፣ 1ዜና 29:29
  • +2ሳሙ 5:11
  • +2ሳሙ 6:17

2 ሳሙኤል 7:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 8:17፣ 1ዜና 17:2፣ 22:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2012፡ ገጽ 24-25

2 ሳሙኤል 7:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 5:3፣ 8:17-19፣ 1ዜና 17:4-6፣ 22:7, 8

2 ሳሙኤል 7:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 18:1
  • +ዘጸ 40:18, 34

2 ሳሙኤል 7:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ እስራኤል።”

2 ሳሙኤል 7:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 5:2፣ 1ዜና 17:7-10፣ 28:4፣ መዝ 78:70, 71
  • +1ሳሙ 16:11

2 ሳሙኤል 7:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 18:14፣ 2ሳሙ 5:10
  • +2ሳሙ 22:1፣ መዝ 18:37
  • +1ዜና 14:2, 17

2 ሳሙኤል 7:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 2:14፣ መዝ 89:20, 22

2 ሳሙኤል 7:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ስርወ ንግስነት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 2:16
  • +ዘዳ 25:19
  • +1ነገ 2:24፣ መዝ 89:4

2 ሳሙኤል 7:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 2:1
  • +ዘፍ 49:10፣ 1ነገ 8:20፣ 1ዜና 17:11-14፣ መዝ 132:11፣ ኢሳ 9:7፣ 11:1፣ ማቴ 21:9፣ 22:42፣ ሉቃ 1:32, 33፣ ዮሃ 7:42፣ ግብ 2:30

2 ሳሙኤል 7:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 5:5፣ 6:12፣ ዘካ 6:12, 13
  • +1ነገ 1:37፣ 1ዜና 22:10፣ 28:7፣ መዝ 89:4, 36

2 ሳሙኤል 7:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ደቂ ኣዳምን” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 28:6፣ ማቴ 3:17፣ እብ 1:5
  • +መዝ 89:30, 32፣ ኤር 52:3

2 ሳሙኤል 7:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 15:23, 26

2 ሳሙኤል 7:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 45:6፣ 89:36፣ ዳን 2:44፣ እብ 1:8፣ ራእ 11:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2010፡ ገጽ 20

    15/12/2006፡ ገጽ 4

2 ሳሙኤል 7:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 17:15

2 ሳሙኤል 7:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 17:16-22

2 ሳሙኤል 7:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሕጊ።”

2 ሳሙኤል 7:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 16:7፣ መዝ 17:3

2 ሳሙኤል 7:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ፍቓድካ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 25:14

2 ሳሙኤል 7:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 3:24፣ 1ዜና 16:25
  • +ዘጸ 15:11፣ መዝ 83:18
  • +ዘዳ 4:35

2 ሳሙኤል 7:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 3:8፣ 19:5፣ ኢሳ 63:9
  • +ዘዳ 10:21
  • +ዘጸ 9:16
  • +ዘዳ 4:7፣ መዝ 147:19, 20

2 ሳሙኤል 7:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 26:18
  • +ዘጸ 15:2

2 ሳሙኤል 7:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 17:23-27፣ መዝ 89:20, 28

2 ሳሙኤል 7:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 29:11፣ መዝ 72:19፣ ማቴ 6:9፣ ዮሃ 12:28
  • +ኢሳ 9:7፣ ኤር 33:22

2 ሳሙኤል 7:27

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ስርወ ንግስነት።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ልቢ ዝረኸበ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 7:11

2 ሳሙኤል 7:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 23:19፣ መዝ 89:35፣ 132:11፣ ዮሃ 17:17

2 ሳሙኤል 7:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 89:20, 36፣ 132:12
  • +2ሳሙ 22:51፣ መዝ 72:17

ሓፈሻዊ

2 ሳሙ. 7:11ዜና 17:1
2 ሳሙ. 7:22ሳሙ 12:1፣ 1ዜና 29:29
2 ሳሙ. 7:22ሳሙ 5:11
2 ሳሙ. 7:22ሳሙ 6:17
2 ሳሙ. 7:31ነገ 8:17፣ 1ዜና 17:2፣ 22:7
2 ሳሙ. 7:51ነገ 5:3፣ 8:17-19፣ 1ዜና 17:4-6፣ 22:7, 8
2 ሳሙ. 7:6እያ 18:1
2 ሳሙ. 7:6ዘጸ 40:18, 34
2 ሳሙ. 7:82ሳሙ 5:2፣ 1ዜና 17:7-10፣ 28:4፣ መዝ 78:70, 71
2 ሳሙ. 7:81ሳሙ 16:11
2 ሳሙ. 7:91ሳሙ 18:14፣ 2ሳሙ 5:10
2 ሳሙ. 7:92ሳሙ 22:1፣ መዝ 18:37
2 ሳሙ. 7:91ዜና 14:2, 17
2 ሳሙ. 7:10መሳ 2:14፣ መዝ 89:20, 22
2 ሳሙ. 7:11መሳ 2:16
2 ሳሙ. 7:11ዘዳ 25:19
2 ሳሙ. 7:111ነገ 2:24፣ መዝ 89:4
2 ሳሙ. 7:121ነገ 2:1
2 ሳሙ. 7:12ዘፍ 49:10፣ 1ነገ 8:20፣ 1ዜና 17:11-14፣ መዝ 132:11፣ ኢሳ 9:7፣ 11:1፣ ማቴ 21:9፣ 22:42፣ ሉቃ 1:32, 33፣ ዮሃ 7:42፣ ግብ 2:30
2 ሳሙ. 7:131ነገ 5:5፣ 6:12፣ ዘካ 6:12, 13
2 ሳሙ. 7:131ነገ 1:37፣ 1ዜና 22:10፣ 28:7፣ መዝ 89:4, 36
2 ሳሙ. 7:141ዜና 28:6፣ ማቴ 3:17፣ እብ 1:5
2 ሳሙ. 7:14መዝ 89:30, 32፣ ኤር 52:3
2 ሳሙ. 7:151ሳሙ 15:23, 26
2 ሳሙ. 7:16መዝ 45:6፣ 89:36፣ ዳን 2:44፣ እብ 1:8፣ ራእ 11:15
2 ሳሙ. 7:171ዜና 17:15
2 ሳሙ. 7:181ዜና 17:16-22
2 ሳሙ. 7:201ሳሙ 16:7፣ መዝ 17:3
2 ሳሙ. 7:21መዝ 25:14
2 ሳሙ. 7:22ዘዳ 3:24፣ 1ዜና 16:25
2 ሳሙ. 7:22ዘጸ 15:11፣ መዝ 83:18
2 ሳሙ. 7:22ዘዳ 4:35
2 ሳሙ. 7:23ዘጸ 3:8፣ 19:5፣ ኢሳ 63:9
2 ሳሙ. 7:23ዘዳ 10:21
2 ሳሙ. 7:23ዘጸ 9:16
2 ሳሙ. 7:23ዘዳ 4:7፣ መዝ 147:19, 20
2 ሳሙ. 7:24ዘዳ 26:18
2 ሳሙ. 7:24ዘጸ 15:2
2 ሳሙ. 7:251ዜና 17:23-27፣ መዝ 89:20, 28
2 ሳሙ. 7:261ዜና 29:11፣ መዝ 72:19፣ ማቴ 6:9፣ ዮሃ 12:28
2 ሳሙ. 7:26ኢሳ 9:7፣ ኤር 33:22
2 ሳሙ. 7:272ሳሙ 7:11
2 ሳሙ. 7:28ዘሁ 23:19፣ መዝ 89:35፣ 132:11፣ ዮሃ 17:17
2 ሳሙ. 7:29መዝ 89:20, 36፣ 132:12
2 ሳሙ. 7:292ሳሙ 22:51፣ መዝ 72:17
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ሳሙኤል 7:1-29

2 ሳሙኤል

7 ንጉስ ኣብ ቤቱ* ምስ ተቐመጠ፡+ የሆዋ ኸኣ ካብቶም ኣብ ዙርያኡ ዝነበሩ ዅሎም ጸላእቱ ምስ ኣዕረፎ፡ 2 ንጉስ ንነብዪ ናታን፡+ “እንሆ፡ ኣነ ኣብ ቤት ቄድሮስ እነብር ኣለኹ፡+ ታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ግና ኣብ ማእከል ዓለባታት ድንኳን ተቐሚጡ ኣሎ” በሎ።+ 3 ናታን ድማ ንንጉስ፡ “የሆዋ ምሳኻ እዩ እሞ፡ ኪድ፡ ኣብ ልብኻ ዘሎ ዘበለ እውን ግበር” በሎ።+

4 በታ ለይቲ እቲኣ ኸኣ፡ ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ናብ ናታን መጸ፦ 5 “ኪድ እሞ ንጊልያይ ዳዊት ከምዚ በሎ፦ ‘የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ንስኻዶ ኣነ ዝነብረላ ቤት ክትሃንጸለይ ኢኻ፧+ 6 ካብታ ንህዝቢ እስራኤል ካብ ግብጺ ዘደየብኩላ መዓልቲ ኣትሒዘ ኽሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ+ ኣብ ድንኳንን ኣብ ማሕደርን ደኣ እመላለስ ነበርኩ እምበር፡+ ኣብ ቤትሲ እነብር ኣይነበርኩን። 7 ኣብ ኵሉ እቲ ምስ ኵሎም እስራኤላውያን* እተመላለስኩሉ እዋን፡ ንህዝበይ እስራኤል ኪጓሲ ንዝሸምክዎ ዝዀነ ኻብ መራሕቲ ነገዳት እስራኤል፡ ‘ስለምንታይ ቤት ቄድሮስ ዘይሃነጽኩምለይ፧’ ኢለዶ ሓንቲ ቓል ተዛሪበ እየ፧”’ 8 ሕጂ ድማ ንጊልያይ ዳዊት ከምዚ በሎ፦ ‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “ኣነ ኣብ ልዕሊ ህዝበይ እስራኤል መራሒ ኽትከውን፡+ ካብ መጓሰዪታት፡ ንመጓሰ ኻብ ምስዓብ ወሲደካ እየ።+ 9 ኣብ እትኸዶ ዘበለ ኸኣ ምሳኻ ክኸውን እየ፣+ ንዅሎም ጸላእትኻ እውን ካብ ቅድሜኻ ኸጥፍኦም እየ።+ ንዓኻ ድማ ከም ስም እቶም ኣብ ምድሪ ዘለዉ ዓበይቲ ሰባት፡ ዓብዪ ስም ክገብረልካ እየ።+ 10 ንህዝበይ እስራኤል ቦታ ኽምድበሉን ከስፍሮን እየ፣ ኣብኣ ኸኣ ኪነብሩ፡ ደጊም እውን ኣይኪርበሹን እዮም። እኩያት ድማ ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ዝገበርዎ ገይሮም መሊሶም ኣይኪጭቍንዎምን እዮም፣+ 11 እወ፡ ደጊም ከምቲ ኻብታ ኣብ ልዕሊ ህዝበይ እስራኤል ፈራዶ ዝሸምኩላ መዓልቲ+ ኣትሒዞም ዝገበርዎም ኣይኪገብርዎምን እዮም። ካብ ኵሎም ጸላእትኻ ኸኣ ዕረፍቲ ኽህበካ እየ።+

“‘“የሆዋ ንዓኻ ቤት* ከም ዚሰርሓልካ እውን፡ የሆዋ ይነግረካ ኣሎ።+ 12 መዓልትታትካ ምስ ተወድኣን+ ምስ ኣቦታትካ ምስ ደቀስካን፡ ብድሕሬኻ ኻብ ከርስኻ ዚወጽእ ዘርእኻ ኸተንስእ እየ፣ ነታ መንግስቱ እውን ከጽንዓ እየ።+ 13 ንሱ ንስመይ ቤት ኪሃንጽ እዩ፣+ ኣነ ድማ ዝፋን መንግስቱ ንዘለኣለም ከጽንዓሉ እየ።+ 14 ኣነ ኣቦኡ ክኸውን እየ፣ ንሱ ኸኣ ወደይ ኪኸውን እዩ።+ እንተ በዲሉ፡ ብበትሪ ሰብን ብመውቃዕቲ ደቂ ሰብን* ገይረ ኽገንሖ እየ።+ 15 ብተኣማንነት ዘርእዮ ፍቕረይ፡ ከምቲ ኻብቲ ኻብ ቅድሜኻ ዘርሓቕክዎ ሳኦል ዘልገስክዎ ገይረ፡+ ካብኡ ኣይከልግስን እየ። 16 ቤትካን መንግስትኻን ድማ ንዘለኣለም ኣብ ቅድሜኻ ኺጸንዓ እየን፣ ዝፋንካ እውን ንዘለኣለም ኪጸንዕ እዩ።”’”+

17 ናታን ከኣ ንዳዊት፡ ኵሉ እዚ ቓላት እዝን ብምሉኡ እዚ ራእይ እዝን ነገሮ።+

18 ሽዑ፡ ንጉስ ዳዊት ናብ ቅድሚ የሆዋ ኣትዩ ተቐመጠ እሞ፡ ከምዚ በለ፦ “ኦ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንካ የሆዋ፡ ኣነ መን እየ፧ ክሳዕ ክንድዚ ዘብጻሕካንስ፡ ቤተይ እንታይ እያ፧+ 19 ኦ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንካ የሆዋ፡ እዚ ኸይኣክልሲ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ርሑቕ ግዜ ኣብ ቤት ጊልያኻ ዚኸውን እውን ተዛሪብካ ኢኻ፣ ኦ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንካ የሆዋ፡ እዚ ኸኣ ንዅሉ ሰብ ትእዛዝ* እዩ። 20 ኦ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንካ የሆዋ፡ ንስኻ ኣጸቢቕካ ትፈልጠኒ ኻብ ኰንካስ፡+ ጊልያኻ ዳዊት እሞ እንታይ ተወሳኺ ነገር ኪብል ይኽእል፧ 21 ምእንቲ ቓልካ ኢልካን ምስ ልብኻ* ብምስምማዕን፡ ኵሉ እዚ ዓብዪ ነገራት እዚ ጌርካን ንጊልያኻ ገሊጽካሉን ኢኻ።+ 22 ኦ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንካ የሆዋ፡ ስለዚ ብሓቂ ዓብዪ ኢኻ።+ ከማኻ ዝበለ የልቦን፣+ ብዘይካኻ እውን ኣምላኽ የልቦን።+ ኵሉ እቲ ብኣእዛንና ዝሰማዕናዮ፡ ነዚ እዩ ዜረጋግጽ። 23 ኣምላኽ ከይዱ ህዝቡ ኪኸውን እተበጀዎ፡+ ዓብይን ዜፍርህን ነገር ብምግባር ከኣ+ ንርእሱ ስም ዝገበረሉ፡+ ከም ህዝብኻ እስራኤል ዝበለ ኣብ ምድሪ ኣየናይ ህዝቢ እዩ፧+ ምእንቲ እቲ ንዓኻ ኪኸውን ካብ ግብጺ እተበጆኻዮ ህዝብኻ ኢልካ፡ ንኣህዛብን ንኣማልኽቶምን ሰጐጕካዮም። 24 ንህዝብኻ እስራኤል ድማ ንሓዋሩ ህዝብኻ ኪኸውን ኣቘምካዮ፣+ ንስኻ እውን ኦ የሆዋ፡ ኣምላኾም ኰንካ።+

25 “ሕጂ ኸኣ፡ ኦ የሆዋ ኣምላኽ፡ እቲ ብዛዕባ ጊልያኻን ብዛዕባ ቤቱን ዘተስፎኻዮ ነገር ንሓዋሩ ይፈጸም፣ ንስኻ እውን ከምቲ ዘተስፎኻዮ ግበር።+ 26 ‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣብ ልዕሊ እስራኤል ኣምላኽ እዩ’ ምእንቲ ኺብሉ፡ ስምካ ንዘለኣለም ልዕል ይበል፣+ ቤት ጊልያኻ ዳዊት ከኣ ኣብ ቅድሜኻ ትጽናዕ።+ 27 ኦ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣምላኽ እስራኤል፡ ንስኻስ ንጊልያኻ፡ ‘ቤት* ክሃንጸልካ እየ’ ኢልካ ገሊጽካሉ ኢኻ።+ ስለዚ እዩ ጊልያኻ እዚ ጸሎት እዚ ናባኻ ኺጽሊ ዝተብዐ።* 28 ሕጂ ድማ፡ ኦ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንካ የሆዋ፡ ንስኻ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኢኻ፡ ዘረባኻ ኸኣ ሓቂ እዩ፡+ እዚ ጽቡቕ ነገር እዚ እውን ንጊልያኻ ኣተስፊኻዮ ኢኻ። 29 እምበኣር፡ ንስኻ ንቤት ጊልያኻ ንምብራኽ ፍታውካ ይኹን፡ ንሳ እውን ንዘለኣለም ኣብ ቅድሜኻ ትኹን፣+ ኦ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንካ የሆዋ፡ ንስኻ ኣተስፊኻ ኢኻ እሞ፡ ቤት ጊልያኻ ብበረኸትካ ንዘለኣለም ትባረኽ።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ