ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • እብራውያን 8
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

እብራውያን—ትሕዝቶ

      • እቲ ማሕደር ዘለዎ ሰማያዊ ትርጉም (1-6)

      • ኣብ መንጎ ብሉይ ኪዳንን ሓድሽ ኪዳንን ዘሎ ንጽጽር (7-13)

እብራውያን 8:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 3:1፣ 7:26
  • +መዝ 110:1፣ እብ 1:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 161

    ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ገጽ 29-31

እብራውያን 8:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ንህዝቢ ዜገልግል ኣገልጋሊ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 9:8, 24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 161

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2000፡ ገጽ 11

    1/7/1996፡ ገጽ 14-19

እብራውያን 8:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 5:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2000፡ ገጽ 14

እብራውያን 8:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 7:14

እብራውያን 8:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቅዱስ ኣገልግሎት ዜቕርቡ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ቈሎ 2:16, 17፣ እብ 10:1
  • +እብ 9:9, 24
  • +ዘጸ 25:9, 40፣ 26:30፣ ዘሁ 8:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2023፡ ገጽ 25-26

እብራውያን 8:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ህዝባዊ ኣገልግሎት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 2:5
  • +መዝ 110:4፣ ሮሜ 8:17
  • +1ቈረ 11:25፣ እብ 7:22፣ 9:15፣ 12:22, 24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2000፡ ገጽ 11

እብራውያን 8:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 7:11, 18

እብራውያን 8:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

እብራውያን 8:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 12:51

እብራውያን 8:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 2:29
  • +2ቈረ 6:16

እብራውያን 8:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

እብራውያን 8:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 31:31-34

እብራውያን 8:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 10:4፣ እብ 7:12
  • +ቈሎ 2:13, 14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2014፡ ገጽ 16

ሓፈሻዊ

እብ. 8:1እብ 3:1፣ 7:26
እብ. 8:1መዝ 110:1፣ እብ 1:3
እብ. 8:2እብ 9:8, 24
እብ. 8:3ኤፌ 5:2
እብ. 8:4እብ 7:14
እብ. 8:5ቈሎ 2:16, 17፣ እብ 10:1
እብ. 8:5እብ 9:9, 24
እብ. 8:5ዘጸ 25:9, 40፣ 26:30፣ ዘሁ 8:4
እብ. 8:61ጢሞ 2:5
እብ. 8:6መዝ 110:4፣ ሮሜ 8:17
እብ. 8:61ቈረ 11:25፣ እብ 7:22፣ 9:15፣ 12:22, 24
እብ. 8:7እብ 7:11, 18
እብ. 8:9ዘጸ 12:51
እብ. 8:10ሮሜ 2:29
እብ. 8:102ቈረ 6:16
እብ. 8:12ኤር 31:31-34
እብ. 8:13ሮሜ 10:4፣ እብ 7:12
እብ. 8:13ቈሎ 2:13, 14
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
እብራውያን 8:1-13

እብራውያን

8 ቀንዲ ነጥቢ እቲ እንብሎ ዘሎና ኸኣ እዚ እዩ፦ ከምዚ ዝኣመሰለ ሊቀ ኻህናት ኣሎና፣+ ንሱ ድማ ኣብ ሰማያት ኣብ የማን ዝፋን ግርማ ተቐሚጡ ኣሎ፣+ 2 ናይታ ሰብ ዘይኰነስ፡ የሆዋ* ዝተኸላ መቕደስን+ ድንኳን ሓቅን ኣገልጋሊ* እውን እዩ። 3 ሊቀ ኻህናት ዘበለስ መባእን መስዋእትን ኬቕርብ እዩ ዚሽየም፣ ስለዚ፡ እዚ እውን ገለ ዜቕርቦ ኺህልዎ ይግባእ እዩ።+ 4 ኣብ ምድሪ እንተ ዚኸውን፡ ከም ሕጊ ገይሮም መባእ ዜቕርቡ ስለ ዘለዉ፡ ካህን ኣይምዀነን ነይሩ።+ 5 እዚኣቶም ኣብ ምስልን ጽላሎትን+ እቲ ሰማያዊ ነገራት+ እዮም ዜገልግሉ፣* ከምቲ ሙሴ ነታ ድንኳን ኪገብር ምስ በለ እተዋህቦ መለኮታዊ ትእዛዝ እዩ፣ ከመይሲ፡ “ኵሉ ኸምቲ ኣብቲ ኸረን እተራእየካ ምስልታቱ ጌርካ ተጠንቂቕካ ግበሮ” ኢልዎ እዩ።+ 6 ሕጂ ግና የሱስ ዝበለጸ ኣገልግሎት* ረኺቡ ኣሎ፣ ከምኡ ድማ መንጎኛ+ እቲ ኣብ ዝሓሸ ተስፋታት ብሕጊ እተሰረተ+ ዝሓሸ ኺዳን እዩ።+

7 እቲ ቐዳማይ ኪዳን ኣበር እንተ ዘይህልዎ፡ እቲ ኻልኣይ ኣይመድለየን ነይሩ።+ 8 ከመይሲ፡ ከምዚ ኺብል ከሎ ይነቕፎም እዩ፦ “‘እንሆ፡ ምስ ቤት እስራኤልን ምስ ቤት ይሁዳን ሓድሽ ኪዳን ዝኣትወለን መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ’ ይብል የሆዋ።* 9 ‘ከምቲ ኣብታ ኻብ ምድሪ ግብጺ ብኢዶም ሒዘ ዘውጻእክዎም+ መዓልቲ ምስ ኣቦታቶም ዝኣቶኽዎ ኺዳን ኣይኰነን፣ ብኺዳነይ ስለ ዘይጸንዑ፡ ኣነ እውን ብዛዕባኦም ምግዳስ ገዲፈዮ’ ይብል የሆዋ።*

10 “‘ድሕሪ እተን መዓልትታት እቲአን ምስ ቤት እስራኤል ዝኣትዎ ኺዳንሲ እዚ እዩ፡’ ይብል የሆዋ።* ‘ንሕግታተይ ኣብ ኣእምሮኦም ከእትዎ፡ ኣብ ልቦም እውን ክጽሕፎ እየ።+ ኣነ ኣምላኾም ክኸውን እየ፣ ንሳቶም እውን ህዝበይ ኪዀኑ እዮም።+

11 “‘ካብ ንእሽቶኦም ክሳዕ ዓብዪኦም ኵላቶም ኪፈልጡኒ እዮም እሞ፡ ነፍሲ ወከፍ ንወዲ ዓዱን ነፍሲ ወከፍ ንሓዉን፡ “ንየሆዋ* ፍለጦ” ኢሉ ኣይኪምህሮን እዩ። 12 ከመይሲ፡ ዓመጻኦም ክምሕር፡ ሓጢኣቶም እውን ደጊም ኣይክዝክርን እየ።’”+

13 “ሓድሽ ኪዳን” ብምባሉ፡ ነቲ ቐዳማይ ኣእሪግዎ እዩ።+ እቲ ዝኣረገን ዝበለየን ከኣ ኪጠፍእ ቀሪቡ እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ