ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • እብራውያን 5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

እብራውያን—ትሕዝቶ

      • የሱስ፡ ሊቀ ኻህናት ካብ ዝዀኑ ሰባት ይበልጽ (1-10)

        • ከም ስርዓት መልከጼዴቅ (6, 10)

        • ካብ መከራ ተኣዛዝነት ተማህረ (8)

        • ንናይ ዘለኣለም ድሕነት ምኽንያት ኰነ (9)

      • ብሱል ብዛዕባ ዘይምዃን እተዋህበ መጠንቀቕታ (11-14)

እብራውያን 5:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 5:6
  • +ዘጸ 40:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2012፡ ገጽ 27

    15/8/2000፡ ገጽ 14

እብራውያን 5:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ፋሉልን።”

  • *

    ወይ፡ “ኪልውሃሎም።”

እብራውያን 5:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 9:7፣ 16:6

እብራውያን 5:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 28:1

እብራውያን 5:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 8:54
  • +መዝ 2:7፣ ግብ 13:33

እብራውያን 5:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 110:4

እብራውያን 5:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብመዓልትታት ስጋኡ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 22:44፣ ዮሃ 12:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 72

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2022፡ ገጽ 18-19

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2013፡ ገጽ 7

    15/2/2007፡ ገጽ 27

    1/9/2006፡ ገጽ 28-29

    1/6/2006፡ ገጽ 13

እብራውያን 5:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 26:39፣ ፊል 2:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2023፡ ገጽ 11

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 56-57

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2009፡ ገጽ 11

    15/2/2007፡ ገጽ 26-27

    1/6/2006፡ ገጽ 13

እብራውያን 5:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 7:28
  • +ዮሃ 3:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 56-57

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 169

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2009፡ ገጽ 11

    1/6/2006፡ ገጽ 13

እብራውያን 5:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 110:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 9/2019፡ ገጽ 1

እብራውያን 5:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2000፡ ገጽ 13

እብራውያን 5:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ከምቲ ግዜስ።” ማለት፡ “ከም ምንዋሕ እቲ ግዜስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 6:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2023፡ ገጽ 25

    ምምሃር፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2014፡ ገጽ 16-17

    15/5/2010፡ ገጽ 22

    1/1/1998፡ ገጽ 8-9

    15/4/1997፡ ገጽ 28-29

    1/1/1996፡ ገጽ 29

እብራውያን 5:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 4:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2009፡ ገጽ 10-11

    1/1/1996፡ ገጽ 29

እብራውያን 5:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ናይ ምስትውዓል ክእለቶም።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2022፡ ገጽ 11

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 35

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 229-231

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    3/2016፡ ገጽ 5

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 200-202

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2013፡ ገጽ 24-25

    15/7/2011፡ ገጽ 11-12

    15/5/2010፡ ገጽ 22-23

    15/5/2009፡ ገጽ 9-10

    15/10/2008፡ ገጽ 32

    15/6/2008፡ ገጽ 19-20

    15/7/2005፡ ገጽ 23-24

    1/8/2001፡ ገጽ 10-12

    1/10/2000፡ ገጽ 13

    15/8/2000፡ ገጽ 27

    1/9/1999፡ ገጽ 13-14

    1/6/1998፡ ገጽ 11

    1/1/1998፡ ገጽ 8-9

    1/9/1996፡ ገጽ 22-23

    1/1/1996፡ ገጽ 29-30

ሓፈሻዊ

እብ. 5:1ዘሌ 5:6
እብ. 5:1ዘጸ 40:13
እብ. 5:3ዘሌ 9:7፣ 16:6
እብ. 5:4ዘጸ 28:1
እብ. 5:5መዝ 2:7፣ ግብ 13:33
እብ. 5:5ዮሃ 8:54
እብ. 5:6መዝ 110:4
እብ. 5:7ሉቃ 22:44፣ ዮሃ 12:27
እብ. 5:8ማቴ 26:39፣ ፊል 2:8
እብ. 5:9እብ 7:28
እብ. 5:9ዮሃ 3:16
እብ. 5:10መዝ 110:4
እብ. 5:12እብ 6:1
እብ. 5:13ኤፌ 4:14
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
እብራውያን 5:1-14

እብራውያን

5 ካብ ሰባት እተወስደ ሊቀ ኻህናት ዘበለስ፡ ስለ ሓጢኣት መባእን መስዋእትን ኬቕርብ፡+ ብናይ ኣምላኽ ነገር፡ ምእንታኦም እዩ ዚሽየም።+ 2 ንሱ እውን ድኻም ስለ ዘለዎ፡ ነቶም ደናቝርን ዚጋገዩን* ኪርሕርሓሎም* ይኽእል እዩ። 3 ስለዚ ድማ፡ ከምቲ ምእንቲ ህዝቢ፡ ከምኡ እውን ምእንቲ ርእሱ ስለ ሓጢኣት ኪስውእ ይግብኦ እዩ።+

4 ከም ኣሮን፡+ ብኣምላኽ ምስ ተጸውዐ ደኣ እምበር፡ ነዚ ኽብሪ እዚ ባዕሉ ዚወስዶ ሓደ እኳ የልቦን። 5 ከምኡ ድማ ክርስቶስ ባዕሉ ሊቀ ኻህናት ብምዃን ርእሱ ኣየኽበረን፣+ የግዳስ፡ እቲ ብዛዕባኡ፡ “ንስኻ ወደይ ኢኻ፣ ኣነ ሎሚ ወሊደካ”+ ዝበለ እዩ ኣኽቢርዎ። 6 ኣብ ካልእ ቦታ እውን፡ “ንስኻ ኸም ስርዓት መልከጼዴቅ ንዘለኣለም ካህን ኢኻ” ይብል።+

7 ክርስቶስ ኣብ ምድሪ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡* ብብርቱዕ ኣውያትን ንብዓትን ናብቲ ኻብ ሞት ኬድሕኖ ዚኽእል፡ ምህለላን ልማኖን ኣቕሪቡ እዩ፣+ ንኣምላኽ ብምፍራሁ ኸኣ ተሰሚዑ እዩ። 8 ወዲ እኳ ኽነሱ፡ በቲ ዘሕለፎ መከራ ተኣዛዝነት ተማሂሩ እዩ።+ 9 ፍጹም ምስ ኰነ ኸኣ፡+ ንዅሎም እቶም ዚእዘዝዎ ዘበሉ ንናይ ዘለኣለም ድሕነቶም ምኽንያት ኰይኑ እዩ፣+ 10 ስለምንታይሲ፡ ከም ስርዓት መልከጼዴቅ ሊቀ ኻህናት ኪኸውን ብኣምላኽ ተሰይሙ እዩ።+

11 ብዛዕባኡ ብዙሕ እንብሎ ነይሩናስ፡ ንምስማዕ ድንዙዛት ስለ ዝዀንኩም፡ ንምግላጹ ኣጸጋሚ እዩ። 12 ክሳዕ ሕጅስ* መምህራን ክትኰኑ ዚግብኣኩም እኳ እንተ ነበረ፡ ነቲ መባእታዊ ነገራት+ እቲ ቕዱስ ቃል ኣምላኽ ካብ መጀመርታ ኸም ብሓድሽ ዚምህረኩም የድልየኩም ኣሎ፣ ዕጹም ብልዒ ዘይኰነስ፡ ጸባ ዜድልየኩም ኴንኩም ኣለኹም። 13 ጸባ ዚቕለብ ዘበለ፡ ሕጻን እዩ እሞ፡ ብዛዕባ ቓል ጽድቂ ምኩር ኣይኰነን።+ 14 ዕጹም ብልዒ ግና ነቶም ቅኑዕን ጌጋን ንምፍላይ ብተመክሮ ልቦናኦም* ዘሰልጠኑ ብሱላት እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ