ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 135
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ስለቲ ዕቤቱ ንያህ ወድስዎ

        • ኣብ ልዕሊ ግብጺ እተገብረ ትእምርትታትን ተኣምራትን (8, 9)

        • “ስምካ ንዘለኣለም ይነብር” (13)

        • ህይወት ዘይብሎም ጣኦታት (15-18)

መዝሙር 135:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 113:1፣ ራእ 19:5

መዝሙር 135:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 96:8፣ 116:19

መዝሙር 135:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰናይ።”

  • *

    ወይ፡ “ኣዚሙሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:68፣ ማቴ 19:17

መዝሙር 135:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዜኽብሮ ገንዘቡ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:5፣ ዘዳ 7:6

መዝሙር 135:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 10:17፣ መዝ 97:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 125

መዝሙር 135:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 115:3፣ ኢሳ 46:10

መዝሙር 135:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ግመ።”

  • *

    ወይ፡ “መፈንቶ፣ መተንፍሶ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:21፣ ዘሁ 11:31፣ ኤር 10:13፣ ዮና 1:4

መዝሙር 135:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 12:12, 29

መዝሙር 135:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 136:15
  • +ዘጸ 7:20፣ 8:6, 17፣ 9:6, 10, 23፣ 10:12, 21

መዝሙር 135:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 44:2
  • +እያ 12:7, 8

መዝሙር 135:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 21:23, 24
  • +ዘሁ 21:33-35

መዝሙር 135:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 11:23

መዝሙር 135:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ስምካ።” ቃ.ቃ.፡ “መዘከርታኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 3:15፣ መዝ 102:12

መዝሙር 135:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኺማጐተሎም።”

  • *

    ወይ፡ “ብገላዉኡ ድማ ኪጥዓስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:31
  • +ዘዳ 32:36

መዝሙር 135:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 115:4-8፣ ኢሳ 46:6፣ ግብ 17:29፣ 1ቈረ 10:19

መዝሙር 135:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣን 2:19

መዝሙር 135:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 10:14

መዝሙር 135:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዚውከሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 44:9
  • +መዝ 97:7

መዝሙር 135:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 10:8

መዝሙር 135:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 3:17
  • +መዝ 48:1፣ 132:13
  • +ራእ 19:6

ሓፈሻዊ

መዝ. 135:1መዝ 113:1፣ ራእ 19:5
መዝ. 135:2መዝ 96:8፣ 116:19
መዝ. 135:3መዝ 119:68፣ ማቴ 19:17
መዝ. 135:4ዘጸ 19:5፣ ዘዳ 7:6
መዝ. 135:5ዘዳ 10:17፣ መዝ 97:9
መዝ. 135:6መዝ 115:3፣ ኢሳ 46:10
መዝ. 135:7ዘጸ 14:21፣ ዘሁ 11:31፣ ኤር 10:13፣ ዮና 1:4
መዝ. 135:8ዘጸ 12:12, 29
መዝ. 135:9መዝ 136:15
መዝ. 135:9ዘጸ 7:20፣ 8:6, 17፣ 9:6, 10, 23፣ 10:12, 21
መዝ. 135:10መዝ 44:2
መዝ. 135:10እያ 12:7, 8
መዝ. 135:11ዘሁ 21:23, 24
መዝ. 135:11ዘሁ 21:33-35
መዝ. 135:12እያ 11:23
መዝ. 135:13ዘጸ 3:15፣ መዝ 102:12
መዝ. 135:14ዘጸ 14:31
መዝ. 135:14ዘዳ 32:36
መዝ. 135:15መዝ 115:4-8፣ ኢሳ 46:6፣ ግብ 17:29፣ 1ቈረ 10:19
መዝ. 135:16ኣን 2:19
መዝ. 135:17ኤር 10:14
መዝ. 135:18ኢሳ 44:9
መዝ. 135:18መዝ 97:7
መዝ. 135:20ዘዳ 10:8
መዝ. 135:21ኤር 3:17
መዝ. 135:21መዝ 48:1፣ 132:13
መዝ. 135:21ራእ 19:6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 135:1-21

መዝሙር

135 ንያህ ወድስዎ!*

ስም የሆዋ ወድሱ፣

ኣቱም ገላዉ የሆዋ፡ ወድሱ።+

 2 ኣቱም ኣብ ቤት የሆዋ፡

ኣብ ኣጸዳት ቤት ኣምላኽና እትቘሙ፡ ወድሱ።+

 3 የሆዋ ሕያዋይ* እዩ እሞ፡ ንያህ ወድስዎ።+

ባህ ዜብል እዩ እሞ፡ ንስሙ ውዳሰ ዘምሩሉ።*

 4 ያህሲ ንያእቆብ፡ ንዕኡ ኪኸውን፡

ንእስራኤል ከኣ፡ ፍሉይ ጥሪቱ* ኪኸውን ሓርይዎ እዩ።+

 5 የሆዋ ዓብዪ ምዃኑስ ኣጸቢቐ እፈልጥ እየ፣

ጐይታና ኻብ ኵሎም ኣማልኽቲ ይዓቢ።+

 6 የሆዋ ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን፡ ኣብ ባሕርታትን ኣብ ኵሉ መዓሙቝን፡

ባህ ዝበሎ ዅሉ ይገብር እዩ።+

 7 ካብ ወሰናት ምድሪ ደበናታት* የዕርግ፣

ንዝናም በርቂ* ይገብረሉ፣

ካብ ማዕከኑ ንፋስ የውጽእ።+

 8 ካብ ሰብ ክሳዕ እንስሳ፡

በዅራት ግብጺ ወቕዐ።+

 9 ኦ ግብጺ፡ ኣብ ልዕሊ ፈርኦንን ኣብ ልዕሊ ዅሎም ገላዉኡን፡+

ኣብ መንጎኺ ትእምርትታትን ተኣምራትን ሰደደ።+

10 ብዙሓት ኣህዛብ ወቕዐ፣+

ሓያላት ነገስታት ድማ ቀተለ፣+

11 እወ፡ ንሲሆን ንጉስ ኣሞራውያንን+

ንዖግ ንጉስ ባሳንን+

ንዅለን መንግስትታት ከነኣንን ኣጥፍአ።

12 ምድሮም ከኣ ርስቲ ገይሩ ሃበ፣

ንህዝቡ እስራኤል ኣረስተዮ።+

13 ኦ የሆዋ፡ ስምካ ንዘለኣለም ይነብር እዩ።

ኦ የሆዋ፡ ዝናኻ* ንውሉድ ወለዶ ይነብር እዩ።+

14 የሆዋስ ንህዝቡ ኺጣበቐሎም፡*+

ንገላዉኡ ድማ ኪርሕርሓሎም* እዩ።+

15 ጣኦታት ኣህዛብሲ ኢድ ሰብ ዝገበሮም

ብሩርን ወርቅን እዮም።+

16 ኣፍ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይዛረቡን፣+

ኣዒንቲ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይርእዩን፣

17 ኣእዛን ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይሰምዑን፣

ኣብ ኣፎም ድማ ትንፋስ የልቦን።+

18 እቶም ዚገብርዎም፡ ከማታቶም ኪዀኑ እዮም፣+

ኵሎም እቶም ብኣታቶም ዚእመኑ* እውን ከምኡ ኪዀኑ እዮም።+

19 ኣቱም ቤት እስራኤል፡ ንየሆዋ ወድስዎ።

ኣቱም ቤት ኣሮን፡ ንየሆዋ ወድስዎ።

20 ኣቱም ቤት ሌዊ፡ ንየሆዋ ወድስዎ።+

ኣቱም ንየሆዋ እትፈርሁ፡ ንየሆዋ ወድስዎ።

21 እቲ ኣብ የሩሳሌም ዚነብር የሆዋ፡+

ካብ ጽዮን ይወደስ።+

ንያህ ወድስዎ!+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ