ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ግብሪ ሃዋርያት 6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ግብሪ ሃዋርያት—ትሕዝቶ

      • ሸውዓተ ሰብኡት ኬገልግሉ ተሓርዩ (1-7)

      • እስጢፋኖስ ጸሪፍካ ተባሂሉ ተኸስሰ (8-15)

ግብሪ ሃዋርያት 6:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 4:34, 35፣ 1ጢሞ 5:3፣ ያእ 1:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 41

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2006፡ ገጽ 16

ግብሪ ሃዋርያት 6:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ባህ ዜብል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 18:17, 18

ግብሪ ሃዋርያት 6:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 1:13
  • +ግብ 6:8, 10
  • +ግብ 16:1, 2፣ 1ጢሞ 3:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 42

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2014፡ ገጽ 28

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    7/2013፡ ገጽ 3

ግብሪ ሃዋርያት 6:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 21:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    10/2016፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2007፡ ገጽ 18

ግብሪ ሃዋርያት 6:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 34:9፣ ግብ 8:14, 17፣ 13:2, 3፣ 1ጢሞ 4:14፣ 5:22፣ 2ጢሞ 1:6

ግብሪ ሃዋርያት 6:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 12:24፣ 19:20
  • +ግብ 2:47
  • +ዮሃ 12:42፣ ግብ 15:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2001፡ ገጽ 10-11

ግብሪ ሃዋርያት 6:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 45-47

ግብሪ ሃዋርያት 6:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 47

ግብሪ ሃዋርያት 6:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 54:17፣ ሉቃ 21:15፣ ግብ 6:3

ግብሪ ሃዋርያት 6:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 47

ግብሪ ሃዋርያት 6:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 47

ግብሪ ሃዋርያት 6:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2018፡ ገጽ 32

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2004፡ ገጽ 8

ሓፈሻዊ

ግብ. 6:1ግብ 4:34, 35፣ 1ጢሞ 5:3፣ ያእ 1:27
ግብ. 6:2ዘጸ 18:17, 18
ግብ. 6:3ዘዳ 1:13
ግብ. 6:3ግብ 6:8, 10
ግብ. 6:3ግብ 16:1, 2፣ 1ጢሞ 3:7
ግብ. 6:5ግብ 21:8
ግብ. 6:6ዘዳ 34:9፣ ግብ 8:14, 17፣ 13:2, 3፣ 1ጢሞ 4:14፣ 5:22፣ 2ጢሞ 1:6
ግብ. 6:7ግብ 12:24፣ 19:20
ግብ. 6:7ግብ 2:47
ግብ. 6:7ዮሃ 12:42፣ ግብ 15:5
ግብ. 6:10ኢሳ 54:17፣ ሉቃ 21:15፣ ግብ 6:3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ግብሪ ሃዋርያት 6:1-15

ግብሪ ሃዋርያት

6 በተን መዓልትታት እቲአን፡ እቶም ደቀ መዛሙርቲ እናበዝሑ ምስ ከዱ፡ እቶም ግሪኽኛ ዝቛንቋኦም ኣይሁድ፡ መበለታቶም ኣብቲ ዕለታዊ ምዕዳል ምግቢ ሸለል ስለ እተባህላ፡ ኣብቶም እብራይስጢ ዝቛንቋኦም ኣይሁድ ኣጕረምረሙ።+ 2 ሽዑ፡ እቶም ዓሰርተው ክልተ ንዅሎም ደቀ መዛሙርቲ ጸዊዖም፡ “ንሕና ቓል ኣምላኽ ሓዲግና፡ ኣብ መኣዲ ምግቢ ኽንዕድል ግቡእ* ኣይኰነን።+ 3 ስለዚ፡ ኣቱም ኣሕዋት፡ ኣብዚ ኣገዳሲ ጕዳይ እዚ ምእንቲ ኽንሸሞም፡+ ካባኻትኩም ብጽቡቕ እተመስከረሎም መንፈስን ጥበብን ዝመልኦም+ ሸውዓተ ሰብኡት ድለዩ፣+ 4 ንሕና ግና ጸኒዕና ጸሎትን ኣገልግሎት እቲ ቓልን ክንገብር” በልዎም። 5 እዚ ዘረባ እዚ ንዅላቶም ባህ ኣበሎም፣ ነቲ እምነትን መንፈስ ቅዱስን ዝመልኦ እስጢፋኖስን ንፊልጶስን+ ንጵሮኮሮስን ንኒቃኖርን ንጢሞንን ንጰርሜናስን ንኒቆላዎስ እቲ ጵሮሴሊት ብዓል ኣንጾክያን ሓረዩ። 6 ናብ ሃዋርያት ድማ ኣምጽእዎም፣ ንሳቶም ከኣ ጸልዮም፡ ኣእዳዎም ኣንበሩሎም።+

7 ስለዚ፡ ቃል ኣምላኽ እናዓበየ፡+ ቍጽሪ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ ኣብ የሩሳሌም ኣዝዩ እናበዝሐ ኸደ፣+ ብዙሓት ካብ ካህናት እውን ነታ እምነት ተኣዘዙ።+

8 እስጢፋኖስ ድማ ሞገስ ኣምላኽን ሓይልን መሊእዎ ነበረ እሞ፡ ኣብ መንጎ እቲ ህዝቢ ዓበይቲ ተኣምራትን ትእምርትታትን ይገብር ነበረ። 9 ገለ ኻብታ ምኵራብ ውጹኣት ሓራ እትብሃልን ካብ ቀሬናውያንን ካብ እስክንድርያን ካብ ቂልቅያን ካብ እስያን ግና፡ ንእስጢፋኖስ ኪከራኸርዎ ተንስኡ። 10 ነቲ ዚዛረበሉ ዝነበረ ጥበብን መንፈስን ግና ኪረትዕዎ ኣይከኣሉን።+ 11 ሽዑ፡ “ንሕና ኣብ ሙሴን ኣብ ኣምላኽን ቃል ጸርፊ ኺዛረብ ከሎ ሰሚዕናዮ” ዚብሉ ሰብኡት ብሕቡእ ሓበሉ። 12 ንህዝብን ንዓበይትን ንጸሓፍትን ከኣ ኣለዓዓልዎም፣ ብሃንደበት መጺኦም ድማ፡ መንዚዖም ናብቲ ዋዕላ ወሰድዎ። 13 ሓሰውቲ መሰኻኽር ከኣ ኣምጽኡ፣ ንሳቶም ድማ፡ “እዚ ሰብ እዚ፡ ኣንጻር እዛ ቕድስቲ ቦታ እዚኣን ኣንጻር ሕግን ካብ ምዝራብ ኣይዓርፍን እዩ። 14 ንኣብነት፡ ‘የሱስ እቲ ናዝሬታዊ ነዛ ቦታ እዚኣ ኼፍርሳ፡ ነቲ ሙሴ ዝሃበና ልምዲ ኸኣ ኪልውጦ እዩ’ ኺብል ከሎ ሰሚዕናዮ” በሉ።

15 ኵሎም እቶም ኣብቲ ዋዕላ ተቐሚጦም ዝነበሩ ድማ ጠመትዎ እሞ፡ ገጹ ኸም ገጽ መልኣኽ ኰይኑ ተራእዮም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ