ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 20
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ምልክት እቲ ኣብ ልዕሊ ግብጽን ኢትዮጵያን ዚወርድ ነገር (1-6)

ኢሳይያስ 20:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንኣዛዚ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 13:2, 3
  • +ኣሞ 1:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2015፡ ገጽ 9

ኢሳይያስ 20:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2006፡ ገጽ 11

ኢሳይያስ 20:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 19:1
  • +ኢሳ 18:1
  • +ኢሳ 8:18

ኢሳይያስ 20:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሕፍረት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 19:4

ኢሳይያስ 20:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “በታ ብጽባቐኣ ዜድንቕዋ ግብጽን።”

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 20:1እያ 13:2, 3
ኢሳ. 20:1ኣሞ 1:8
ኢሳ. 20:2ኢሳ 1:1
ኢሳ. 20:3ኢሳ 19:1
ኢሳ. 20:3ኢሳ 18:1
ኢሳ. 20:3ኢሳ 8:18
ኢሳ. 20:4ኢሳ 19:4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 20:1-6

ኢሳይያስ

20 በታ ሳርጎን ንጉስ ኣሶር ንታርታን* ናብ ኣሽዶድ ዝለኣኸላ ዓመት፡ ንሱ ንኣሽዶድ+ ተዋጊኡ ሓዛ።+ 2 በቲ ግዜ እቲ፡ የሆዋ ብኢሳይያስ+ ወዲ ኣሞጽ ገይሩ፡ “ኪድ እሞ ማቕ ካብ ሕቘኻ ኣልግስ፣ ኣሳእንካ ድማ ካብ ኣእጋርካ ኣውጽእ” ኢሉ ተዛረበ። ንሱ ኸኣ ከምኡ ገበረ እሞ፡ ጥራይ ዝባኑን ጥራይ እግሩን ተመላለሰ።

3 የሆዋ ድማ ከምዚ በለ፦ “ከምቲ ጊልያይ ኢሳይያስ ኣብ ልዕሊ ግብጽን+ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን+ ንዚወርድ ምልክትን+ ትእምርትን ኪኸውን ኢሉ ሰለስተ ዓመት ጥራይ ዝባኑን ጥራይ እግሩን እተመላለሰ፡ 4 ከምኡ ድማ ንጉስ ኣሶር ንምሩኻት ግብጽን+ ንሕዩራት ኢትዮጵያን፡ ንንኣሽቱን ንኣረገውትን፡ ጥራይ ዝባኖምን ጥራይ እግሮምን ጥራይ መዓኰሮምን ገይሩ፡ ዕርቃን* ግብጺ ቐሊዑ ኺወስዶም እዩ። 5 ብኢትዮጵያ እታ ተስፋኦምን ብግብጺ እታ ሓበኖምን* ኪሽበሩን ኪሓፍሩን እዮም። 6 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ነበርቲ እዚ ገማግም ባሕሪ እዚ፡ ‘እታ ረድኤት ደሊና ኻብ ንጉስ ኣሶር ክንናገፍ ዝሃደምናላ ተስፋና እንታይ ከም ዝዀነት ርኣዩ! ሕጂ ደኣ ኸመይ ጌርና ኸነምልጥ ኢና፧’ ኪብሉ እዮም።”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ