ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ነገስት 9
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ነገስት—ትሕዝቶ

      • የሆዋ ንሰሎሞን ከም ብሓድሽ ተራእዮ (1-9)

      • ሰሎሞን ንንጉስ ሒራም ዝሃቦ ህያብ (10-14)

      • እተፈላለየ ዕዮታት ሰሎሞን (15-28)

1 ነገስት 9:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መንግስቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 8:1፣ መክ 2:4
  • +2ዜና 7:11

1 ነገስት 9:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 3:5

1 ነገስት 9:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 12:5, 6፣ 1ነገ 8:28, 29
  • +2ዜና 6:40፣ 16:9፣ መዝ 132:13

1 ነገስት 9:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መክ 12:13
  • +1ነገ 3:6
  • +መዝ 78:70, 72
  • +1ዜና 29:17
  • +2ዜና 7:17, 18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2012፡ ገጽ 7

    15/8/2007፡ ገጽ 12

    1/5/1997፡ ገጽ 5

1 ነገስት 9:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 7:16, 17፣ 1ነገ 2:4፣ መዝ 89:20, 29

1 ነገስት 9:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 11:4፣ 2ዜና 7:19-22

1 ነገስት 9:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 18:28፣ ዘዳ 4:26፣ 2ሳሙ 7:14፣ 2ነገ 17:22, 23፣ መዝ 89:30-32
  • +2ነገ 25:9, 10፣ 2ዜና 15:2
  • +ዘዳ 28:37፣ መዝ 44:14

1 ነገስት 9:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 36:19፣ ኢሳ 64:11
  • +ዘዳ 29:24, 25፣ ኤር 22:8, 9

1 ነገስት 9:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:64፣ ኤር 5:19፣ 12:7

1 ነገስት 9:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንቤተ መንግስቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 6:37-7:1፣ 2ዜና 8:1, 2

1 ነገስት 9:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተርሚንን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 5:1, 7
  • +1ነገ 5:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2005፡ ገጽ 29

1 ነገስት 9:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብ ቅድሚ ኣዒንቱ ቕኑዓት ኣይነበራን።”

1 ነገስት 9:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዘይትጠቅም ምድሪ።”

1 ነገስት 9:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሓደ ታለንት፡ 34.2 ኪ.ግ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 10:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2008፡ ገጽ 22

1 ነገስት 9:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መንግስቱን።”

  • *

    ወይ፡ “ሚሎን።” “ምላእ” ዝትርጉሙ ቓል እብራይስጢ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 6:37
  • +2ሳሙ 5:9፣ 1ነገ 11:27፣ 2ነገ 12:20
  • +እያ 19:32, 36
  • +እያ 17:11፣ መሳ 5:19፣ 2ነገ 9:27
  • +መሳ 1:29
  • +1ነገ 4:6፣ 5:13

1 ነገስት 9:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ገዝሚ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 16:10
  • +1ነገ 3:1

1 ነገስት 9:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓረደን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 16:1, 3፣ 2ዜና 8:4-6

1 ነገስት 9:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 19:44, 48

1 ነገስት 9:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 4:26

1 ነገስት 9:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 13:29፣ ዘዳ 7:1፣ መሳ 1:21
  • +2ዜና 8:7-10

1 ነገስት 9:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 9:25

1 ነገስት 9:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 25:39

1 ነገስት 9:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 5:16፣ 2ዜና 2:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2005፡ ገጽ 19

1 ነገስት 9:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሚሎ።” “ምላእ” ዝትርጉሙ ቓል እብራይስጢ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 3:1፣ 7:8፣ 2ዜና 8:11
  • +2ሳሙ 5:9
  • +1ነገ 9:15

1 ነገስት 9:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 23:14፣ 2ዜና 8:12, 13
  • +2ዜና 8:16

1 ነገስት 9:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 2:8
  • +2ዜና 8:17, 18

1 ነገስት 9:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 5:12

1 ነገስት 9:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 10:29፣ 1ዜና 29:3, 4፣ መዝ 45:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2008፡ ገጽ 22

ሓፈሻዊ

1 ነገ. 9:12ዜና 8:1፣ መክ 2:4
1 ነገ. 9:12ዜና 7:11
1 ነገ. 9:21ነገ 3:5
1 ነገ. 9:3ዘዳ 12:5, 6፣ 1ነገ 8:28, 29
1 ነገ. 9:32ዜና 6:40፣ 16:9፣ መዝ 132:13
1 ነገ. 9:4መክ 12:13
1 ነገ. 9:41ነገ 3:6
1 ነገ. 9:4መዝ 78:70, 72
1 ነገ. 9:41ዜና 29:17
1 ነገ. 9:42ዜና 7:17, 18
1 ነገ. 9:52ሳሙ 7:16, 17፣ 1ነገ 2:4፣ መዝ 89:20, 29
1 ነገ. 9:61ነገ 11:4፣ 2ዜና 7:19-22
1 ነገ. 9:7ዘሌ 18:28፣ ዘዳ 4:26፣ 2ሳሙ 7:14፣ 2ነገ 17:22, 23፣ መዝ 89:30-32
1 ነገ. 9:72ነገ 25:9, 10፣ 2ዜና 15:2
1 ነገ. 9:7ዘዳ 28:37፣ መዝ 44:14
1 ነገ. 9:82ዜና 36:19፣ ኢሳ 64:11
1 ነገ. 9:8ዘዳ 29:24, 25፣ ኤር 22:8, 9
1 ነገ. 9:9ዘዳ 28:64፣ ኤር 5:19፣ 12:7
1 ነገ. 9:101ነገ 6:37-7:1፣ 2ዜና 8:1, 2
1 ነገ. 9:111ነገ 5:1, 7
1 ነገ. 9:111ነገ 5:8
1 ነገ. 9:141ነገ 10:21
1 ነገ. 9:151ነገ 6:37
1 ነገ. 9:152ሳሙ 5:9፣ 1ነገ 11:27፣ 2ነገ 12:20
1 ነገ. 9:15እያ 19:32, 36
1 ነገ. 9:15እያ 17:11፣ መሳ 5:19፣ 2ነገ 9:27
1 ነገ. 9:15መሳ 1:29
1 ነገ. 9:151ነገ 4:6፣ 5:13
1 ነገ. 9:16እያ 16:10
1 ነገ. 9:161ነገ 3:1
1 ነገ. 9:17እያ 16:1, 3፣ 2ዜና 8:4-6
1 ነገ. 9:18እያ 19:44, 48
1 ነገ. 9:191ነገ 4:26
1 ነገ. 9:20ዘሁ 13:29፣ ዘዳ 7:1፣ መሳ 1:21
1 ነገ. 9:202ዜና 8:7-10
1 ነገ. 9:21ዘፍ 9:25
1 ነገ. 9:22ዘሌ 25:39
1 ነገ. 9:231ነገ 5:16፣ 2ዜና 2:18
1 ነገ. 9:241ነገ 3:1፣ 7:8፣ 2ዜና 8:11
1 ነገ. 9:242ሳሙ 5:9
1 ነገ. 9:241ነገ 9:15
1 ነገ. 9:25ዘጸ 23:14፣ 2ዜና 8:12, 13
1 ነገ. 9:252ዜና 8:16
1 ነገ. 9:26ዘዳ 2:8
1 ነገ. 9:262ዜና 8:17, 18
1 ነገ. 9:271ነገ 5:12
1 ነገ. 9:28ዘፍ 10:29፣ 1ዜና 29:3, 4፣ መዝ 45:9
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ነገስት 9:1-28

1 ነገስት

9 ሰሎሞን፡ ህንጸት ቤት የሆዋን ቤት* ንጉስን+ ኵሉ እቲ ሰሎሞን ኪሰርሖ እተመነዮን ምስ ወድአ፡+ 2 የሆዋ ንሰሎሞን፡ ከምቲ ኣብ ጊብዖን እተራእዮ፡ ካልኣይ ሳዕ ተራእዮ።+ 3 የሆዋ ድማ ከምዚ በሎ፦ “እቲ ኣብ ቅድመይ ዘቕረብካዮ ጸሎትካን ናይ ሞገስ ልማኖኻን ሰሚዐዮ ኣለኹ። ነዛ ዝሃነጽካያ ቤት እዚኣ፡ ስመይ ንሓዋሩ ኣብኣ ብምንባር ቀዲሰያ ኣለኹ፣+ ኣዒንተይን ልበይን ከኣ ወትሩ ኣብኣ ኪኸውን እዩ።+ 4 ንስኻ ድማ ኵሉ እቲ ዝኣዘዝኩኻ ብምግባር፡+ ከምቲ ኣቦኻ ዳዊት እተመላለሶ፡+ ብንጽህና ልብን+ ብቕንዕናን+ ኣብ ቅድመይ እንተ ተመላሊስካ፡ ስርዓታተይን ፍርድታተይን እውን እንተ ሓሊኻ፡+ 5 ሽዑ ኣነ ኸምቲ ንኣቦኻ ዳዊት፡ ‘ካባኻ ኣብ ዝፋን እስራኤል ዚቕመጥ ሰብ ከቶ ኣይኬቋርጽን እዩ’ ኢለ ዘተስፎኽዎ፡ ዝፋን መንግስትኻ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንዘለኣለም ከጽንዕ እየ።+ 6 ግናኸ፡ ንስኻትኩምን ደቅኹምን ካብ ምስዓበይ እንተ ተመሊስኩም፡ ነቲ ኣብ ቅድሜኹም ዘንበርክዎ ትእዛዛተይን ሕግታተይን እንተ ዘይሓሊኹምዎ፡ ኬድኩም ድማ ንኻልኦት ኣማልኽቲ እንተ ኣገልጊልኩምዎምን እንተ ሰጊድኩምሎምን፡+ 7 ንእስራኤል ካብ ገጽ እዛ ዝሃብክዎም ምድሪ ኽምንቍሶም እየ፣+ ነታ ንስመይ ዝቐደስክዋ ቤት ከኣ ካብ ቅድመይ ክድርብያ እየ፣+ እስራኤል ድማ ኣብ መንጎ ዅሎም ህዝብታት መመሰልን መላገጽን ኪኸውን እዩ።+ 8 እዛ ቤት እዚኣ ኸኣ ኵምራታት ዑና ኽትከውን እያ።+ ብእኣ ዚሓልፍ ዘበለ ድማ ተገሪሙ ኺጥምታ፡ ኪፋጺ፡ ‘የሆዋ ነዛ ምድሪ እዚኣን ነዛ ቤት እዚኣን ከምዚ ዝገበረን ስለምንታይ እዩ፧’ እውን ኪብል እዩ።+ 9 ሽዑ፡ ‘ነቲ ንኣቦታቶም ካብ ምድሪ ግብጺ ዘውጽኦም የሆዋ ኣምላኾም ስለ ዝሓደግዎ፡ ካልኦት ኣማልኽቲ ስለ ዝሓዙን ስለ ዝሰገዱሎምን ስለ ዘገልገልዎምን እዩ። ስለዚ እዩ የሆዋ እዚ ዅሉ መዓት ኣብ ልዕሊኦም ዘምጽአ’ ኺብሉ እዮም።”+

10 ኣብ መወዳእታ እተን ሰሎሞን ነተን ክልተ ቤት፡ ማለት ንቤት የሆዋን ንቤት* ንጉስን፡ ዝሃነጸለን 20 ዓመት፡+ 11 ሒራም+ ንጉስ ጢሮስ ንሰሎሞን፡ ዕንጨይቲ ቄድሮስን ዕንጨይቲ ጽሕድን* ዝደለዮ ዅሉ ወርቅን ስለ ዘቕረበሉ፡+ ንጉስ ሰሎሞን ንሒራም ኣብ ምድሪ ገሊላ 20 ኸተማ ሃቦ። 12 ሒራም ከኣ ነተን ሰሎሞን ዝሃቦ ኸተማታት ኪርእየን ካብ ጢሮስ ወጸ፣ ግናኸ፡ ብኣታተን ኣይዓገበን።* 13 “ሓወየ፡ እዘን ዝሃብካንስ እንታይ ዓይነት ከተማታት እየን፧” ከኣ በሎ። ንሳተን ድማ ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ምድሪ ካቡል* ተባሂለን ተሰምያ። 14 ሒራም ከኣ ንንጉስ ሰሎሞን 120 ታለንት* ወርቂ ሰደደሉ።+

15 ጸብጻብ እቶም ንጉስ ሰሎሞን፡ ቤት የሆዋን+ ቤቱን* እቲ ዅምራን*+ መካበብያ የሩሳሌምን ሓጾርን+ መጊዶን+ ጌዘርን+ ኪሃንጹ ዝኣከቦም ብግዲ ዚሽቅሉ ሸቃሎ እዚ እዩ።+ 16 (ፈርኦን ንጉስ ግብጺ ደዪቡ ንጌዘር ሓዛ፡ ብሓዊ ኸኣ ኣንደዳ፣ ነቶም ኣብታ ኸተማ ዚቕመጡ ዝነበሩ ከነኣናውያን ድማ ቀተሎም።+ ንጓሉ፡ ንሰበይቲ ሰሎሞን ከኣ ህያብ ስንብታ* ገይሩ ሃባ።)+ 17 ሰሎሞን ድማ ንጌዘርን ንታሕተዋይ ቤት-ሖሮንን+ ሰርሐን፣* 18 ከምኡ እውን ንበዓላትን+ ነታ ኣብ በረኻ ኣብ ውሽጢ እታ ምድሪ ዘላ ታማርን 19 ንዅለን ናይ ሰሎሞን ከተማታት መኽዘንን ንኸተማታት ሰረገላን+ ንኸተማታት ፈረሰኛታትን ነቲ ሰሎሞን ኣብ የሩሳሌምን ኣብ ሊባኖስን ኣብ ኵላ ምድሪ ግዝኣቱን ኪሰርሖ እተመነዮ ዘበለን ሰርሐ። 20 ኵሎም እቶም ካብ ኣሞራውያንን ሔታውያንን ፈረዛውያንን ሒዋውያንን ይቡሳውያንን ዝተረፉ፡+ ካብ ህዝቢ እስራኤል ከኣ ዘይኰኑ ህዝቢ፡+ 21 እቶም እስራኤላውያን ኬጥፍእዎም ዘይከኣሉ ኣብታ ምድሪ ዝተረፉ ዘርኦም፡ ሰሎሞን ንዓታቶም ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ብግዲ ዚሽቅሉ ባሮት ገበሮም።+ 22 እስራኤላውያን ግና ተዋጋእቱን ገላዉኡን መሳፍንቱን ሓገዝቱን ኣሕሉቕ ሰብ ሰረገላታቱን ፈረሰኛታቱን ነበሩ እምበር፡ ሰሎሞን ካባታቶም ባሮት ኣይገበረን።+ 23 ኣብ ልዕሊ ዕዮ ሰሎሞን ዝነበሩ ኣሕሉቕ ሓለፍቲ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ዕዮ ዚዓዪ ህዝቢ ዝነበሩ ኣዘዝቲ 550 ነበሩ።+

24 ጓል ፈርኦን+ ግና ካብ ከተማ ዳዊት+ ናብታ ዝሃነጸላ ቤታ ደየበት። ሽዑ፡ ነቲ ዅምራ* ሃነጾ።+

25 ሰሎሞን ድማ ኣብቲ ንየሆዋ ዝሰርሓሉ መሰውኢ፡ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ ሕብረትን ኣብ ዓመት ሰለስተ ሳዕ ኣቕረበ፣+ ኣብቲ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ዘሎ መሰውኢ እውን ይዓጥን ነበረ። ነታ ቤት ከኣ ወድኣ።+

26 ንጉስ ሰሎሞን ድማ ኣብታ ኣብ ጥቓ ኤሎት ዘላ ዔጽዮን-ገበር፡+ ኣብ ገምገም ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ምድሪ ኤዶም ጭፍራ መራኽብ ሰርሐ።+ 27 ሒራም ከኣ ምስተን ጭፍራ መራኽብ፡+ ምስ ገላዉ ሰሎሞን ኰይኖም ዚዓይዩ ምኩራት ባሕረኛታት ዝዀኑ ገላዉኡ ሰደደ። 28 ናብ ኦፊር+ ከይዶም ድማ፡ ካብኣ 420 ታለንት ወርቂ ወሰዱ፣ ናብ ንጉስ ሰሎሞን ከኣ ኣምጽእዎ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ