ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • እብራውያን 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

እብራውያን—ትሕዝቶ

      • የሱስ ካብ ሙሴ ይዓቢ (1-6)

        • ኵሉ ብኣምላኽ ተሰርሐ (4)

      • ብዛዕባ ዘይምእማን እተዋህበ መጠንቀቕታ (7-19)

        • “ሎሚ ድምጹ እንተ ሰሚዕኩም” (7, 15)

እብራውያን 3:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጻውዒት፣ ዕድመ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 3:14፣ 1ተሰ 2:12
  • +እብ 8:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1998፡ ገጽ 11-12

እብራውያን 3:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 12:7
  • +ዮሃ 8:29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1998፡ ገጽ 11

እብራውያን 3:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ የሱስ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 17:1, 2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1998፡ ገጽ 11

እብራውያን 3:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 115-116

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 6

    ኣምላኽ ይግደስ፧፡ ገጽ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1998፡ ገጽ 11

    1/5/1998፡ ገጽ 3-4

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 35-36

እብራውያን 3:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1998፡ ገጽ 11

እብራውያን 3:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 17:5
  • +1ጴጥ 2:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1998፡ ገጽ 11-12

እብራውያን 3:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 23:2፣ ግብ 1:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1998፡ ገጽ 12-14

እብራውያን 3:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 17:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1998፡ ገጽ 12-14

እብራውያን 3:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 16:35፣ ዘሁ 32:13፣ መዝ 95:9

እብራውያን 3:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2011፡ ገጽ 25-26

    15/7/1998፡ ገጽ 12-13

እብራውያን 3:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 14:22, 23፣ መዝ 95:7-11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2011፡ ገጽ 25-26

እብራውያን 3:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 2:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 101

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2013፡ ገጽ 9

    15/3/2010፡ ገጽ 31

    15/7/1999፡ ገጽ 19

    15/7/1998፡ ገጽ 9፡ 13-14

    1/1/1998፡ ገጽ 8

እብራውያን 3:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 95:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 101

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1998፡ ገጽ 8

እብራውያን 3:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 2:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1996፡ ገጽ 21-24

እብራውያን 3:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 95:7, 8

እብራውያን 3:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 17:1-3፣ ዘሁ 14:2, 4

እብራውያን 3:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 14:11፣ ዘዳ 32:21
  • +ዘሁ 14:22, 23, 28-30፣ ይሁ 5

እብራውያን 3:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1998፡ ገጽ 16-17

እብራውያን 3:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 4:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1998፡ ገጽ 16-17

ሓፈሻዊ

እብ. 3:1ፊል 3:14፣ 1ተሰ 2:12
እብ. 3:1እብ 8:1
እብ. 3:2ዘሁ 12:7
እብ. 3:2ዮሃ 8:29
እብ. 3:3ማቴ 17:1, 2
እብ. 3:6ማቴ 17:5
እብ. 3:61ጴጥ 2:5
እብ. 3:72ሳሙ 23:2፣ ግብ 1:16
እብ. 3:8ዘጸ 17:7
እብ. 3:9ዘጸ 16:35፣ ዘሁ 32:13፣ መዝ 95:9
እብ. 3:11ዘሁ 14:22, 23፣ መዝ 95:7-11
እብ. 3:12እብ 2:1
እብ. 3:13መዝ 95:7
እብ. 3:14ራእ 2:10
እብ. 3:15መዝ 95:7, 8
እብ. 3:16ዘጸ 17:1-3፣ ዘሁ 14:2, 4
እብ. 3:17ዘሁ 14:11፣ ዘዳ 32:21
እብ. 3:17ዘሁ 14:22, 23, 28-30፣ ይሁ 5
እብ. 3:19እብ 4:6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
እብራውያን 3:1-19

እብራውያን

3 ስለዚ፡ ኣቱም ኣብቲ ሰማያዊ ጽውዓ* ግደ ዘሎኩም ቅዱሳት ኣሕዋት፡+ ናብቲ እንእመነሉ ሃዋርያን ሊቀ ኻህናትን ዝዀነ የሱስ ኣስተብህሉ።+ 2 ከምቲ ሙሴ ኣብ ቤት ኣምላኽ እሙን ዝነበረ፡+ ንሱ እውን ነቲ ዝሸሞ እሙን እዩ።+ 3 ከምቲ ሰራሕ ቤት ካብታ ቤት ዚበልጽ ክብሪ ዘለዎ፡ ንሱ* እውን ካብ ሙሴ ዚበልጽ ክብሪ ዚግብኦ ዀይኑ ተቘጺሩ እዩ።+ 4 ቤት ዘበለትሲ ሰራሒኣ ኣለዋ፣ እቲ ንዅሉ ዝሰርሐ ግና ኣምላኽ እዩ። 5 ሙሴ ብዛዕባ እቲ ደሓር ዚንገር ከም ምስክር ምእንቲ ኪኸውን፡ ከም ጊልያ ዀይኑ ኣብ ኵላ ቤት ኣምላኽ እሙን እዩ ነይሩ፣ 6 ክርስቶስ ግና ከም ወዲ+ ኣብ ልዕሊ ቤት ኣምላኽ እሙን እዩ። ነቲ ንምዝራብ ዘሎና ትብዓትን ነታ ኽሳዕ መወዳእታ እንምክሓላ ተስፋን ኣጽኒዕና እንተ ሒዝናያስ፡ ንሕና ቤት ኣምላኽ ኢና።+

7 ስለዚ፡ መንፈስ ቅዱስ ከምዚ ይብል፦+ “ሎሚ ድምጹ እንተ ሰሚዕኩም፡ 8 ከምቲ ብመዓልቲ ፈተና ኣብ በረኻ ዝነደረሉ እዋን ልብኹም ኣይተትርሩ።+ 9 ኣብኡ ኣቦታትኩም ን40 ዓመት ግብርታተይ ርእዮም ክነሶምሲ፡ ተሃላሊኾምንን ፈቲኖምንን።+ 10 ስለዚ፡ ነዚ ወለዶ እዚ ፈንፊነዮስ፡ ‘ወትሩ ብልቦም ዜላግሱ እዮም፣ ንመገድታተይ እውን ኣይፈለጥዎን’ ኢለ። 11 ስለዚ፡ ብቝጥዓይ፡ ‘ናብ ዕረፍተይ ኣይኪኣትዉን እዮም’ ኢለ ምሒለ።”+

12 ኣሕዋተየ፡ ካባኻትኩም ሓደ እኳ ኻብቲ ህያው ኣምላኽ ብምርሓቕ፡ ዘይኣምን እኩይ ልቢ ኸይህልዎ፡ ተጠንቀቑ፣+ 13 ግናኸ፡ ካባኻትኩም ሓደ እኳ ብሓጢኣት ተታሊሉ ኸይተርር፡ “ሎሚ” ኽሳዕ እተባህለ፡+ መዓልቲ መዓልቲ ንሓድሕድኩም ተተባብዑ። 14 ነቲ ኣብ መጀመርታ ዝነበረና እምንቶ ኽሳዕ መወዳእታ ኣጽኒዕና እንተ ሒዝናዮስ፡ መማቕልቲ ክርስቶስ ኴንና ኣለና።+ 15 እዚ ድማ፡ “ሎሚ ድምጹ እንተ ሰሚዕኩም፡ ከምቲ ዝነደረሉ እዋን ልብኹም ኣይተትርሩ” ኸም እተባህለ እዩ።+

16 ሰሚዖም ዘነደርዎኸ መን እዮም፧ ኵሎም እቶም ሙሴ መሪሕዎም ካብ ግብጺ ዝወጹ ደይኰኑን፧+ 17 ንመንከ እዩ ኣምላኽ ን40 ዓመት ዝፈንፈኖም፧+ ነቶም ዝሓጥኡ እሞ ሬሳኦም ኣብ በረኻ ዝወደቐ ደይኰነን፧+ 18 ንመንከ እዩ ናብ ዕረፍቱ ኸይኣትዉ ዝመሓለሎም፧ ነቶም ዘይተኣዘዙ ደይኰነን፧ 19 ብሰሪ ዘይምእማን ኪኣትዉ ኸም ዘይከኣሉ ኸኣ ንርኢ ኣለና።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ