ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ነገስት 8
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ነገስት—ትሕዝቶ

      • እታ ሹናማዊት መሬታ ተመልሰላ (1-6)

      • ኤልሳእን ቤን-ሃዳድን ሓዛኤልን (7-15)

      • ዮራም፡ ንጉስ ይሁዳ (16-24)

      • ኣሓዝያ፡ ንጉስ ይሁዳ (25-29)

2 ነገስት 8:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 4:32-35
  • +ዘሌ 26:19፣ ዘዳ 28:15, 23፣ 1ነገ 17:1

2 ነገስት 8:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 13:2, 3

2 ነገስት 8:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 2:14, 20, 21፣ 3:17፣ 4:4, 7፣ 6:5-7፣ 7:1

2 ነገስት 8:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 4:32-35
  • +ዘሁ 36:9

2 ነገስት 8:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 7:8
  • +1ነገ 20:1፣ 2ነገ 6:24
  • +1ነገ 17:24

2 ነገስት 8:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 19:15
  • +1ሳሙ 9:8፣ 1ነገ 14:2, 3

2 ነገስት 8:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 8:15

2 ነገስት 8:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 10:32፣ 12:17፣ 13:3፣ ኣሞ 1:3
  • +ዘዳ 28:63፣ ኣሞ 1:13

2 ነገስት 8:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 19:15

2 ነገስት 8:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 8:10

2 ነገስት 8:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ገጹ ገበረሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 16:8, 10፣ 2ነገ 11:1፣ 15:8, 10
  • +1ነገ 19:15

2 ነገስት 8:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 1:17
  • +1ነገ 22:50፣ 2ዜና 21:3, 5

2 ነገስት 8:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 8:26, 27፣ 2ዜና 18:1
  • +1ነገ 16:32, 33፣ 21:25
  • +1ነገ 12:28-30
  • +2ዜና 21:6, 7

2 ነገስት 8:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 11:36፣ መዝ 132:17
  • +ዘፍ 49:10፣ 2ሳሙ 7:16, 17

2 ነገስት 8:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 27:40፣ 2ሳሙ 8:14
  • +1ነገ 22:47፣ 2ዜና 21:8-10

2 ነገስት 8:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 21:13፣ 2ነገ 19:8

2 ነገስት 8:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 2:10፣ 2ዜና 21:18-20
  • +1ዜና 3:10, 11፣ 2ዜና 21:16, 17፣ 22:1, 2

2 ነገስት 8:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 9:29

2 ነገስት 8:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንሳ ጓል ዖምሪ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 11:1, 13, 16
  • +1ነገ 16:16, 23

2 ነገስት 8:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 16:33
  • +2ነገ 8:16, 18፣ 2ዜና 22:3, 4

2 ነገስት 8:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 21:38፣ 1ነገ 22:2, 3
  • +1ነገ 19:17፣ 2ዜና 22:5

2 ነገስት 8:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሓሚሙ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 19:17, 18፣ 1ነገ 21:1፣ 2ነገ 9:15፣ 2ዜና 22:6

ሓፈሻዊ

2 ነገ. 8:12ነገ 4:32-35
2 ነገ. 8:1ዘሌ 26:19፣ ዘዳ 28:15, 23፣ 1ነገ 17:1
2 ነገ. 8:2እያ 13:2, 3
2 ነገ. 8:42ነገ 2:14, 20, 21፣ 3:17፣ 4:4, 7፣ 6:5-7፣ 7:1
2 ነገ. 8:52ነገ 4:32-35
2 ነገ. 8:5ዘሁ 36:9
2 ነገ. 8:7ኢሳ 7:8
2 ነገ. 8:71ነገ 20:1፣ 2ነገ 6:24
2 ነገ. 8:71ነገ 17:24
2 ነገ. 8:81ነገ 19:15
2 ነገ. 8:81ሳሙ 9:8፣ 1ነገ 14:2, 3
2 ነገ. 8:102ነገ 8:15
2 ነገ. 8:122ነገ 10:32፣ 12:17፣ 13:3፣ ኣሞ 1:3
2 ነገ. 8:12ዘዳ 28:63፣ ኣሞ 1:13
2 ነገ. 8:131ነገ 19:15
2 ነገ. 8:142ነገ 8:10
2 ነገ. 8:151ነገ 16:8, 10፣ 2ነገ 11:1፣ 15:8, 10
2 ነገ. 8:151ነገ 19:15
2 ነገ. 8:162ነገ 1:17
2 ነገ. 8:161ነገ 22:50፣ 2ዜና 21:3, 5
2 ነገ. 8:182ነገ 8:26, 27፣ 2ዜና 18:1
2 ነገ. 8:181ነገ 16:32, 33፣ 21:25
2 ነገ. 8:181ነገ 12:28-30
2 ነገ. 8:182ዜና 21:6, 7
2 ነገ. 8:191ነገ 11:36፣ መዝ 132:17
2 ነገ. 8:19ዘፍ 49:10፣ 2ሳሙ 7:16, 17
2 ነገ. 8:20ዘፍ 27:40፣ 2ሳሙ 8:14
2 ነገ. 8:201ነገ 22:47፣ 2ዜና 21:8-10
2 ነገ. 8:22እያ 21:13፣ 2ነገ 19:8
2 ነገ. 8:241ነገ 2:10፣ 2ዜና 21:18-20
2 ነገ. 8:241ዜና 3:10, 11፣ 2ዜና 21:16, 17፣ 22:1, 2
2 ነገ. 8:252ነገ 9:29
2 ነገ. 8:262ነገ 11:1, 13, 16
2 ነገ. 8:261ነገ 16:16, 23
2 ነገ. 8:271ነገ 16:33
2 ነገ. 8:272ነገ 8:16, 18፣ 2ዜና 22:3, 4
2 ነገ. 8:28እያ 21:38፣ 1ነገ 22:2, 3
2 ነገ. 8:281ነገ 19:17፣ 2ዜና 22:5
2 ነገ. 8:29እያ 19:17, 18፣ 1ነገ 21:1፣ 2ነገ 9:15፣ 2ዜና 22:6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ነገስት 8:1-29

2 ነገስት

8 ኤልሳእ ድማ ነታ ወዳ ህያው ዝገበረላ ሰበይቲ፡+ “የሆዋ ጥሜት ኪኸውን ኢሉ እዩ፡+ ኣብዛ ምድሪ እዚኣ ኸኣ ሸውዓተ ዓመት እዚ ኺመጽእ እዩ እሞ፡ ንስኺ ምስ ቤተ ሰብኪ ተንሲእኪ ኺዲ፡ ክትነብርሉ ኣብ እትኽእሊ ቦታ እውን ጓና ዄንኪ ተቐመጢ” በላ። 2 እታ ሰበይቲ ኸኣ ከም ዘረባ እቲ ናይቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሰብ ገበረት። ምስ ቤተ ሰባ ኸይዳ ድማ ኣብ ምድሪ ፍልስጥኤማውያን+ ሸውዓተ ዓመት ተቐመጠት።

3 ኣብ መወዳእታ እተን ሸውዓተ ዓመት፡ እታ ሰበይቲ ኻብ ምድሪ ፍልስጥኤማውያን ተመልሰት፣ ብዛዕባ ቤታን ብዛዕባ ግራታን ክትጠርዕ ድማ ናብ ንጉስ ከደት። 4 ንጉስ ከኣ ንገሓዚ፡ ጊልያ እቲ ናይቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሰብ፡ “በጃኻ፡ ኵሉ እቲ ኤልሳእ ዝገበሮ ዓበይቲ ነገራት ንገረኒ” በሎ።+ 5 ምዉት ህያው ከም ዝገበረ፡+ ንሱ ንንጉስ ኪነግሮ ኸሎ፡ እታ ወዳ ህያው ዝገበረላ ሰበይቲ ብዛዕባ ቤታን ብዛዕባ ግራታን ክትጠርዕ ናብ ንጉስ መጸት።+ ሽዑ፡ ገሓዚ፡ “ጐይታይ ንጉስ፡ እታ ሰበይቲ እዚኣ እያ፣ እቲ ኤልሳእ ህያው ዝገበሮ ወዳ እውን እዚ እዩ” በሎ። 6 ንጉስ ድማ ነታ ሰበይቲ ሓተታ፣ ንሳ እውን ኣዘንተወትሉ። ንጉስ ከኣ ሓደ ኣገልጋሊ ቤተ መንግስቲ መደበላ እሞ፡ ንዕኡ፡ “ናታ ዘበለ ዅሉን ካብታ ነታ ምድሪ እትሓድጋ መዓልቲ ኣትሒዛ ኽሳዕ ሕጂ እተረኽበ ዅሉ እቶት ግራታን ኣምልሰላ” በሎ።

7 ኤልሳእ ከኣ ናብ ደማስቆ+ ኸደ፣ ቤን-ሃዳድ+ ንጉስ ሶርያ ድማ ሓሚሙ ነበረ። “እቲ ናይቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሰብ+ መጺኡ ኣሎ” ተባሂሉ ኸኣ ተነግሮ። 8 ሽዑ፡ ንጉስ ንሓዛኤል፡+ “ህያብ ሒዝካ ነቲ ናይቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሰብ ክትቅበሎ ኺድ።+ ‘ካብዚ ሕማም እዚ ኽሓዊ ድየ፧’ ኢልካ ኸኣ ብእኡ ኣቢልካ ንየሆዋ ሕተቶ” በሎ። 9 ሓዛኤል ድማ ኪቕበሎ ኸደ፡ ምስኡ እውን ናይ ደማስቆ ጽቡቕ ዘበለ 40 ጽዕነት ገመል ህያብ ሒዙ ነበረ። መጺኡ ኸኣ ኣብ ቅድሚኡ ደው ኢሉ፡ “ወድኻ ቤን-ሃዳድ ንጉስ ሶርያ፡ ‘ካብዚ ሕማም እዚ ኽሓዊ ድየ፧’ ኢሉ ናባኻ ልኢኹኒ” በሎ። 10 ኤልሳእ ድማ፡ “ኪድ እሞ፡ ‘ብርግጽ ክትሓዊ ኢኻ’ በሎ፣ ግናኸ፡ ብርግጽ ከም ዚመውት፡ የሆዋ ኣርእዩኒ እዩ” ኢሉ መለሰሉ።+ 11 ክሳዕ ዚሓፍር ከኣ ኣተኲሩ ጠመቶ። እቲ ናይቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሰብ ድማ በኸየ። 12 ሓዛኤል ከኣ፡ “ስለምንታይ እዩ ጐይታይ ዚበኪ ዘሎ፧” ኢሉ ሓተቶ። ንሱ ድማ፡ “እቲ ኣብ ህዝቢ እስራኤል እትገብሮ ጕድኣት ስለ ዝፈለጥኩ እየ።+ ዕርድታቶም ብሓዊ ኸተንድድ፡ ሕሩያቶም ብሰይፊ ኽትቀትል፡ ሕጻናቶም ክትሕምሽሽ፡ ጥኑሳቶም ድማ ክትቀድድ ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ።+ 13 ሓዛኤል ከኣ፡ “ጊልያኻ ሓደ ኸልቢ ኽነሱስ፡ ከመይ ኢሉ እዩ ኸምዚ ዝበለ ተግባር ዚገብር፧” በሎ። ኤልሳእ ድማ፡ “ኣብ ልዕሊ ሶርያ ኸም እትነግስ፡ የሆዋ ኣርእዩኒ እዩ” በሎ።+

14 ካብ ኤልሳእ ከይዱ ድማ፡ ናብ ጐይታኡ ተመልሰ፣ ንሱ ኸኣ፡ “ኤልሳእ እንታይ ኢሉካ፧” በሎ። ንሱ ድማ፡ “ብርግጽ ከም እትሓዊ ነጊሩኒ” ኢሉ መለሰ።+ 15 ንጽብሒቱ ግና፡ ሓዛኤል ምንጻፍ ዓራት ወሲዱ፡ ኣብ ማይ ኣሊኹ፡ ክሳዕ ዚመውት ኣብ ገጹ ገይሩ ሓዞ።*+ ኣብ ክንዳኡ ኸኣ ሓዛኤል ነገሰ።+

16 ኣብ ሓምሸይቲ ዓመት ዮራም+ ወዲ ኣከኣብ ንጉስ እስራኤል፡ ዮሳፋጥ ኣብ ይሁዳ ነጊሱ ኸሎ፡ ዮራም+ ወዲ ዮሳፋጥ ንጉስ ይሁዳ ነገሰ። 17 ንሱ ኺነግስ ከሎ፡ ወዲ 32 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ድማ ሸሞንተ ዓመት ነገሰ። 18 ጓል ኣከኣብ ሰበይቱ ዀይና ነበረት እሞ፡+ ከምቲ ቤት ኣከኣብ ዝገበርዎ፡+ ብመገዲ ነገስታት እስራኤል ተመላለሰ፡+ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ እውን ክፉእ ይገብር ነበረ።+ 19 የሆዋ ግና፡ ምእንቲ ጊልያኡ ዳዊት ኢሉ፡ ንዕኡን ንደቁን ወትሩ መብራህቲ ኺህቦም ኣተስፍይዎ ነበረ እሞ፡+ ንይሁዳ ኼጥፍኦ ኣይደለየን።+

20 ብዘመኑ ኤዶም ካብ ይሁዳ ዓለወ፣+ ኣብ ልዕሊኦም ድማ ንጉስ ኣንገሱ።+ 21 ሽዑ፡ ዮራም ምስ ኵሉ ሰረገላታቱ ናብ ጻኢር ተሳገረ፣ ብለይቲ ተንሲኡ ኸኣ ነቶም ከቢቦምዎ ዝነበሩ ኤዶማውያንን ነቶም ኣዘዝቲ ሰረገላታትን ሰዓሮም፣ እቶም ሰራዊት ድማ ነናብ ድንኳኖም ሃደሙ። 22 ግናኸ፡ ኤዶም ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ኻብ ይሁዳ ዓልዩ ኣሎ። ሊብና+ እውን በታ ግዜ እቲኣ ዓለወት።

23 እቲ ዝተረፈ ታሪኽ ዮራም፡ ኵሉ እቲ ዝገበሮ፡ ኣብ መጽሓፍ ታሪኽ ዘመን ነገስታት ይሁዳ ተጻሒፉዶ የሎን፧ 24 ዮራም ከኣ ምስ ኣቦታቱ ዓረፈ፡ ምስ ኣቦታቱ እውን ኣብ ከተማ ዳዊት ተቐብረ።+ ኣብ ክንዳኡ ድማ ወዱ ኣሓዝያ+ ነገሰ።

25 ኣብ መበል 12 ዓመት ዮራም ወዲ ኣከኣብ ንጉስ እስራኤል፡ ኣሓዝያ ወዲ ዮራም ንጉስ ይሁዳ ነገሰ።+ 26 ኣሓዝያ ኺነግስ ከሎ፡ ወዲ 22 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ ሓደ ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ ዓታልያ እዩ፣+ ንሳ ጓል ወዲ ዖምሪ*+ ንጉስ እስራኤል እያ። 27 ንሱ ምስ ቤት ኣከኣብ ሕምነት ነበሮ እሞ፡ ብመገዲ ቤት ኣከኣብ ተመላለሰ፡+ ከም ቤት ኣከኣብ እውን ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ይገብር ነበረ።+ 28 ምስ ዮራም ወዲ ኣከኣብ ኰይኑ ኸኣ፡ ምስ ሓዛኤል ንጉስ ሶርያ ኣብ ራሞት-ጊልዓድ ኪዋጋእ ከደ፣+ እቶም ሶርያውያን ግና ንዮራም ኣቝሰልዎ።+ 29 ንጉስ ዮራም ድማ ካብቲ ምስ ሓዛኤል ንጉስ ሶርያ ኺዋጋእ ከሎ ሶርያውያን ኣብ ራማ ዘቝሰልዎ ቝስሊ ኺሓዊ ናብ ይዝርኤል ተመልሰ።+ ኣሓዝያ ወዲ ዮራም ንጉስ ይሁዳ ኸኣ፡ ዮራም ወዲ ኣከኣብ ቈሲሉ* ስለ ዝነበረ፡ ንዕኡ ኺርእዮ ናብ ይዝርኤል ወረደ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ