ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ግብሪ ሃዋርያት 8
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ግብሪ ሃዋርያት—ትሕዝቶ

      • ሳውል ነታ ጉባኤ ሰጐጓ (1-3)

      • ፊልጶስ ኣብ ሰማርያ ዝገበሮ ኣገልግሎት ብዙሕ ኣፍረየ (4-13)

      • ጴጥሮስን ዮሃንስን ናብ ሰማርያ ተላእኩ (14-17)

      • ስምኦን መንፈስ ቅዱስ ኪዕድግ ፈተነ (18-25)

      • እቲ ስሉብ ኢትዮጵያዊ (26-40)

ግብሪ ሃዋርያት 8:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 7:58
  • +ማቴ 10:23፣ ግብ 11:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2020፡ ገጽ 18

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2008፡ ገጽ 22-23

    15/10/2007፡ ገጽ 22

    15/6/1999፡ ገጽ 29-30

ግብሪ ሃዋርያት 8:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 9:1, 2፣ 22:4፣ 26:10፣ ገላ 1:13፣ ፊል 3:5, 6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 52

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2013፡ ገጽ 22-23

    15/5/2008፡ ገጽ 22-23

    1/11/1998፡ ገጽ 5

ግብሪ ሃዋርያት 8:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 11:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 52

ግብሪ ሃዋርያት 8:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ናብ ሓንቲ ኸተማ ሰማርያ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 4:39-42፣ ግብ 1:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 52

ግብሪ ሃዋርያት 8:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 52-53

ግብሪ ሃዋርያት 8:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 10:1፣ ማር 6:7

ግብሪ ሃዋርያት 8:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 8:1
  • +ማቴ 28:19፣ ግብ 18:8

ግብሪ ሃዋርያት 8:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 6:5

ግብሪ ሃዋርያት 8:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 11:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 54

ግብሪ ሃዋርያት 8:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 16:19

ግብሪ ሃዋርያት 8:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 10:47, 48፣ 19:2, 3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 56

ግብሪ ሃዋርያት 8:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 6:5, 6፣ 19:6፣ 2ጢሞ 1:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 56

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1998፡ ገጽ 14

ግብሪ ሃዋርያት 8:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 10:8፣ ግብ 10:45

ግብሪ ሃዋርያት 8:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ግብሪ ሃዋርያት 8:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሓሞት ምረትን።”

ግብሪ ሃዋርያት 8:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ግብሪ ሃዋርያት 8:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 9:35፣ ግብ 1:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 54

ግብሪ ሃዋርያት 8:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 1:7, 14፣ ራእ 14:6

ግብሪ ሃዋርያት 8:27

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኢትዮጵያዊ ኣገልጋሊ ቤተ መንግስቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 6:32, 33

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2024፡ ገጽ 19

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2023፡ ገጽ 8-9

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2020፡ ገጽ 2

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1996፡ ገጽ 8

ግብሪ ሃዋርያት 8:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2024፡ ገጽ 19

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2023፡ ገጽ 8-9

ግብሪ ሃዋርያት 8:30

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ትርድኦ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2024፡ ገጽ 19

    ሰባት ኣፍቅር፡ ትምህርቲ 2

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 1

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/1996፡ ገጽ 18-19

ግብሪ ሃዋርያት 8:31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2024፡ ገጽ 19

    ሰባት ኣፍቅር፡ ትምህርቲ 2

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 1

ግብሪ ሃዋርያት 8:32

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ገንሸል ካብ ዕየት ዚዓቢ፡ ንእሽቶ ተባዕታይ በጊዕ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 2:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1996፡ ገጽ 8

ግብሪ ሃዋርያት 8:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 26:59
  • +ኢሳ 53:7, 8፣ ዳን 9:26፣ ፊል 2:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1996፡ ገጽ 8

ግብሪ ሃዋርያት 8:36

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2023፡ ገጽ 8-9

    መስክር፡ ገጽ 12፡ 58

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2006፡ ገጽ 26-27

    15/7/1996፡ ገጽ 8-9

ግብሪ ሃዋርያት 8:37

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ3 ርአ።

ግብሪ ሃዋርያት 8:38

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 58

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1996፡ ገጽ 8-9

ግብሪ ሃዋርያት 8:39

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ግብሪ ሃዋርያት 8:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 21:8

ሓፈሻዊ

ግብ. 8:1ግብ 7:58
ግብ. 8:1ማቴ 10:23፣ ግብ 11:19
ግብ. 8:3ግብ 9:1, 2፣ 22:4፣ 26:10፣ ገላ 1:13፣ ፊል 3:5, 6
ግብ. 8:4ግብ 11:19
ግብ. 8:5ዮሃ 4:39-42፣ ግብ 1:8
ግብ. 8:7ማቴ 10:1፣ ማር 6:7
ግብ. 8:12ሉቃ 8:1
ግብ. 8:12ማቴ 28:19፣ ግብ 18:8
ግብ. 8:13ግብ 6:5
ግብ. 8:14ግብ 11:1
ግብ. 8:15ማቴ 16:19
ግብ. 8:16ግብ 10:47, 48፣ 19:2, 3
ግብ. 8:17ግብ 6:5, 6፣ 19:6፣ 2ጢሞ 1:6
ግብ. 8:20ማቴ 10:8፣ ግብ 10:45
ግብ. 8:25ማቴ 9:35፣ ግብ 1:8
ግብ. 8:26እብ 1:7, 14፣ ራእ 14:6
ግብ. 8:272ዜና 6:32, 33
ግብ. 8:321ጴጥ 2:23
ግብ. 8:33ማቴ 26:59
ግብ. 8:33ኢሳ 53:7, 8፣ ዳን 9:26፣ ፊል 2:8
ግብ. 8:40ግብ 21:8
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ግብሪ ሃዋርያት 8:1-40

ግብሪ ሃዋርያት

8 ሳውል ድማ ንምቕታሉ ሰሚሩ ነበረ።+

በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ኣብ ልዕሊ እታ ኣብ የሩሳሌም ዝነበረት ጉባኤ ብርቱዕ መስጐጕቲ ተላዕለ፣ ብዘይካ ሃዋርያት ከኣ፡ ኵላቶም ናብ ዞባታት ይሁዳን ሰማርያን ፋሕ በሉ።+ 2 ንኣምላኽ ዚፈርሁ ሰብኡት ግና፡ ንእስጢፋኖስ ኪቐብርዎ ወሰድዎ፣ ብዙሕ እውን ኣልቀሱሉ። 3 ሳውል ግና ነታ ጉባኤ የጥፍኣ ነበረ። ናብ በቤት እናኣተወ፡ ሰብኡትን ኣንስትን ሰስሒቡ ናብ ቤት ማእሰርቲ የእትዎም ነበረ።+

4 እቶም ፋሕ ዝበሉ ግና፡ ቃል ብስራት እናኣበሰሩ ኣብታ ምድሪ ዞሩ።+ 5 ፊልጶስ ከኣ ናብ ከተማ ሰማርያ* ወሪዱ፡+ ብዛዕባ ክርስቶስ ሰበኸሎም። 6 እቶም ህዝቢ ድማ ነቲ ፊልጶስ ዝገበሮ ትእምርትታት ምስ ሰምዑን ምስ ረኣዩን፡ ብሓደ ሰሚሮም ናብቲ ንሱ ዚዛረቦ ኣቕለቡ። 7 ከመይሲ፡ ርኹሳት መናፍስቲ፡ ካብቶም ሓዲሮምዎም ዝነበሩ ብዙሓት ሰባት፡ ዓው ብዝበለ ድምጺ እናጨደሩ ይወጹ ነበሩ።+ ብዙሓት ልሙሳትን ሓንካሳትን እውን ሓወዩ። 8 ኣብታ ኸተማ ድማ ዓብዪ ሓጐስ ኰነ።

9 ኣብታ ኸተማ ኸኣ ስምኦን ዝስሙ ቕድም ስሒር ዚገብር ዝነበረ ሰብኣይ ነበረ፣ ንሱ ድማ ‘ዓብዪ እየ’ እናበለ ንህዝቢ ሰማርያ የስተንክሮም ነበረ። 10 ካብ ንእሽቶ ኽሳዕ ዓብዪ ኸኣ ኵላቶም፡ “እቲ ዓብዪ ዚብሃል ሓይሊ ኣምላኽ እዚ እዩ” ኢሎም የቕልቡሉ ነበሩ። 11 ንነዊሕ እዋን ብስሒሩ ስለ ዘስተንከሮም ድማ፡ የቕልቡሉ ነበሩ። 12 ፊልጶስ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽን+ ብዛዕባ ስም የሱስ ክርስቶስን ኣበሲርዎም ምስ ኣመንዎ ግና፡ ሰብኡትን ኣንስትን ተጠምቁ።+ 13 ስምኦን ባዕሉ እኳ ኣመነ፣ ምስ ተጠምቀ ኸኣ፡ ምስ ፊልጶስ ለገበ፣+ ትእምርትታትን ዓበይቲ ግብርታት ሓይልን ምስ ረኣየ እውን፡ ኣስተንከረ።

14 እቶም ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ሃዋርያት፡ ሰማርያ ቓል ኣምላኽ ከም እተቐበለት ምስ ሰምዑ፡+ ንጴጥሮስን ንዮሃንስን ለኣኹሎም፣ 15 ንሳቶም ወሪዶም ድማ፡ መንፈስ ቅዱስ ኪረኽቡ ጸለዩሎም።+ 16 ምኽንያቱ፡ ብስም ጐይታና የሱስ ጥራይ ተጠሚቖም ነበሩ እምበር፡ መንፈስ ቅዱስ ገና ናብ ሓደ ኻባታቶም እኳ ኣይወረደን ነበረ።+ 17 ሽዑ፡ ኣእዳዎም ኣንበሩሎም+ እሞ፡ መንፈስ ቅዱስ ተቐበሉ።

18 ስምኦን ከኣ እቲ መንፈስ ብምንባር ኣእዳው ሃዋርያት ከም እተዋህበ ምስ ረኣየ፡ ገንዘብ ኣምጺኡ፡ 19 “ኣነ ኢደይ ዘንብረሉ ዘበለ፡ መንፈስ ቅዱስ ምእንቲ ኪቕበልሲ፡ ንዓይ እውን እዚ ስልጣን እዚ ሃቡኒ” በሎም። 20 ጴጥሮስ ግና፡ “ነቲ ናጻ ውህበት ኣምላኽ ብገንዘብ ክትገዝኦ ስለ ዝሓሰብካ፡ ብሩርካ ምሳኻ ይጥፋእ።+ 21 ልብኻ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ቅኑዕ ኣይኰነን እሞ፡ ኣብዚ ነገር እዚ ኽፍሊ ወይ ግደ የብልካን። 22 እምበኣር፡ ካብዚ ኽፍኣትካ ተነሳሕ፣ ምናልባት ክፍኣት ልብኻ እንተ ሓደገልካ፡ ናብ የሆዋ* ተማህለል፣ 23 መሪር መርዝን* ባርያ ዓመጻን ምዃንካስ እርኢ ኣለኹ” በሎ። 24 ስምኦን ከኣ፡ “ካብዚ ዝበልኩምዎ ሓደ እኳ ኸይበጽሓንስ፡ ናብ የሆዋ* ተማህለሉለይ” ኢሉ መለሰሎም።

25 ንሳቶም ድማ ኣጸቢቖም ምስ መስከሩን ቃል የሆዋ* ምስ ነገሩን፡ ኣብ ብዙሓት ኣቝሻት ሳምራውያን እናኣበሰሩ ናብ የሩሳሌም ተመልሱ።+

26 ግናኸ፡ መልኣኽ የሆዋ*+ ንፊልጶስ፡ “ተንስእ እሞ ናብ ደቡብ፡ ናብታ ኻብ የሩሳሌም ናብ ጋዛ እተውርድ መገዲ ኺድ” ኢሉ ተዛረቦ። (ንሳ መገዲ ምድረ በዳ እያ።) 27 ተንሲኡ ኸኣ ከደ፣ እንሆ ድማ፡ ሓደ ስሉብ ኢትዮጵያዊ፡* ኣብ ትሕቲ ህንደኬ ንግስቲ ኢትዮጵያውያን፡ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ገንዘባ ስልጣን ዝነበሮ፡ ኣብኣ ነበረ። ንሱ ኼምልኽ ናብ የሩሳሌም ከይዱ ነበረ፣+ 28 ኪምለስ ከሎ ኸኣ፡ ኣብ ሰረገላኡ ተቐሚጡ ትንቢት ኢሳይያስ ዓው ኢሉ የንብብ ነበረ። 29 መንፈስ ከኣ ንፊልጶስ፡ “ኪድ ናብቲ ሰረገላ ቕረብ” በሎ። 30 ፊልጶስ ጐድኒ ጐድኑ ጐየየ፡ ትንቢት ኢሳይያስ ዓው ኢሉ ኼንብብ ከሎ ድማ ሰምዖ እሞ፡ “ነቲ እተንብቦስ ብሓቂዶ ትፈልጦ* ኢኻ፧” በሎ። 31 ንሱ ኸኣ፡ “ሓደ እኳ ኸይመሃረኒ፡ ከመይ ኢሉ ይዀነለይ፧” በሎ። ንፊልጶስ ድማ ደዪቡ ምስኡ ኪቕመጥ ለመኖ። 32 እቲ ዓው ኢሉ ዜንብቦ ዝነበረ ኽፍሊ ቕዱስ ጽሑፍ ከኣ እዚ እዩ፦ “ከም በጊዕ ናብ ማሕረዲ ተወሲዱ፣ ኣብ ቅድሚ ቐምቃማዩ ስቕ ከም ዚብል ገንሸል* ከኣ፡ ከምኡ ኣፉ ኣይከፈተን።+ 33 ብግዜ ውርደቱ፡ ፍትሒ ኻብኡ ተወሲዳ።+ ህይወቱ ኻብ ምድሪ ተወሲዳ እያ እሞ፡ ብዛዕባ ናይ ወለዶኡ ዝርዝር መን ኬዘንቱ እዩ፧”+

34 እቲ ስሉብ ከኣ ንፊልጶስ፡ “እቲ ነብዪ ብዛዕባ መን እዩ እዚ ዚብል ዘሎ፧ ብዛዕባ ርእሱዶ ወይስ ብዛዕባ ኻልእ፧ በጃኻ ንገረኒ” በሎ። 35 ፊልጶስ ድማ ኣፉ ኸፈተ፣ ካብዚ ቕዱስ ጽሑፍ እዚ ጀሚሩ ኸኣ፡ ብዛዕባ የሱስ ኣበሰሮ። 36 መገዲ ኪኸዱ ኸለዉ ድማ፡ ናብ ማይ በጽሑ፣ እቲ ስሉብ ከኣ፡ “እንሆ ማይ፣ ከይጥመቕከ እንታይ ይኽልክለኒ፧” በለ። 37 *—— 38 ሽዑ፡ እቲ ሰረገላ ደው ኪብል ኣዘዘ፣ ክልቲኦም ፊልጶስን እቲ ስሉብን ናብቲ ማይ ወረዱ፣ ኣጥመቖ እውን። 39 ካብ ማይ ምስ ወጹ ድማ፡ መንፈስ የሆዋ* ንፊልጶስ ብቕልጡፍ መርሖ፣ እቲ ስሉብ ድማ ተሓጒሱ መገዱ ኸደ እምበር፡ መሊሱ ኣይረኣዮን። 40 ፊልጶስ ከኣ ኣብ ኣሽዶድ ተረኽበ፣ ናብ ቂሳርያ ኽሳዕ ዚበጽሕ ድማ፡ ኣብ ኵሉ ኸተማታት እናዞረ የበስር ነበረ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ