ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ተሰሎንቄ 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ተሰሎንቄ—ትሕዝቶ

      • ብቐጻሊ ጸልዩ (1-5)

      • ብዘይ ስርዓት ብዛዕባ ዚመላለስ እተዋህበ መጠንቀቕታ (6-15)

      • ናይ መወዳእታ ሰላምታ (16-18)

2 ተሰሎንቄ 3:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 19:20፣ 1ተሰ 1:8
  • +ሮሜ 15:30፣ 1ተሰ 5:25፣ እብ 13:18

2 ተሰሎንቄ 3:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 28:24፣ ሮሜ 10:16
  • +ኢሳ 25:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2009፡ ገጽ 8

    15/5/1998፡ ገጽ 10

2 ተሰሎንቄ 3:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 5:3
  • +ሉቃ 21:19፣ ሮሜ 5:3

2 ተሰሎንቄ 3:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እተቐበሎ” ኪኸውን ይኽእል።

  • *

    ወይ፡ “ወግዒ፣ ትእዛዝ፣ ትምህርቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 11:2፣ 2ተሰ 2:15፣ 3:14
  • +1ተሰ 5:14

2 ተሰሎንቄ 3:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 4:16፣ 1ተሰ 1:6

2 ተሰሎንቄ 3:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብዘይ ክፍሊት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 18:3፣ 1ቈረ 9:14, 15፣ 2ቈረ 11:9፣ 1ተሰ 2:9
  • +ግብ 20:34

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2019፡ ገጽ 5

2 ተሰሎንቄ 3:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 10:9, 10፣ 1ቈረ 9:6, 7
  • +1ቈረ 11:1፣ ፊል 3:17

2 ተሰሎንቄ 3:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 4:11, 12፣ 1ጢሞ 5:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    2/1994፡ ገጽ 2

2 ተሰሎንቄ 3:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 5:14
  • +1ጢሞ 5:13፣ 1ጴጥ 4:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 1ተሰ-ራእ፡ ገጽ 5

2 ተሰሎንቄ 3:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 4:28

2 ተሰሎንቄ 3:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተመልከትዎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ተሰ 3:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    እተወደበ፡ ገጽ 144-145

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    11/2016፡ ገጽ 12

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1999፡ ገጽ 29-31

2 ተሰሎንቄ 3:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 5:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    11/2016፡ ገጽ 12

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1999፡ ገጽ 30

2 ተሰሎንቄ 3:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 14:27

2 ተሰሎንቄ 3:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 16:21፣ ቈሎ 4:18

ሓፈሻዊ

2 ተሰ. 3:1ግብ 19:20፣ 1ተሰ 1:8
2 ተሰ. 3:1ሮሜ 15:30፣ 1ተሰ 5:25፣ እብ 13:18
2 ተሰ. 3:2ግብ 28:24፣ ሮሜ 10:16
2 ተሰ. 3:2ኢሳ 25:4
2 ተሰ. 3:51ዮሃ 5:3
2 ተሰ. 3:5ሉቃ 21:19፣ ሮሜ 5:3
2 ተሰ. 3:61ቈረ 11:2፣ 2ተሰ 2:15፣ 3:14
2 ተሰ. 3:61ተሰ 5:14
2 ተሰ. 3:71ቈረ 4:16፣ 1ተሰ 1:6
2 ተሰ. 3:8ግብ 18:3፣ 1ቈረ 9:14, 15፣ 2ቈረ 11:9፣ 1ተሰ 2:9
2 ተሰ. 3:8ግብ 20:34
2 ተሰ. 3:9ማቴ 10:9, 10፣ 1ቈረ 9:6, 7
2 ተሰ. 3:91ቈረ 11:1፣ ፊል 3:17
2 ተሰ. 3:101ተሰ 4:11, 12፣ 1ጢሞ 5:8
2 ተሰ. 3:111ተሰ 5:14
2 ተሰ. 3:111ጢሞ 5:13፣ 1ጴጥ 4:15
2 ተሰ. 3:12ኤፌ 4:28
2 ተሰ. 3:142ተሰ 3:6
2 ተሰ. 3:151ተሰ 5:14
2 ተሰ. 3:16ዮሃ 14:27
2 ተሰ. 3:171ቈረ 16:21፣ ቈሎ 4:18
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ተሰሎንቄ 3:1-18

2 ተሰሎንቄ

3 ብዝተረፈስ፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ቃል የሆዋ* ኸምቲ ኣባኻትኩም ኰይንዎ ዘሎ ብፍጥነት ኪዝርጋሕን+ ኪኸብርንሲ ብቐጻሊ ጸልዩልና።+ 2 እምነት ናይ ኵሉ ሰብ ኣይኰነትን እሞ፡+ ካብ ጐዳእትን እኩያትን ሰባት ምእንቲ ኽንናገፍ+ እውን ጸልዩልና። 3 ጐይታ ግና እሙን እዩ፣ ንሱ እውን ኬበርትዓኩምን ካብቲ እኩይ ኪሕልወኩምን እዩ። 4 ነቲ እንእዝዘኩም ከኣ ትገብርዎ ኸም ዘለኹምን ብሕጂ ኸም እትገብርዎን፡ ብዛዕባኹም ብጐይታ ንተኣማመን ኢና። 5 ጐይታ ድማ ንልብኹም ናብ ፍቕሪ ኣምላኽን+ ናብ ተጻዋርነት+ ክርስቶስን የቕንዓዮ።

6 ኣቱም ኣሕዋትና፡ በቲ ኻባና እተቐበልኩምዎ* ስርዓት* ዘይኰነስ፡+ ብዘይ ስርዓት ካብ ዚመላለስ+ ዘበለ ሓው ክትርሕቑ ብስም ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ንእዝዘኩም ኣለና። 7 ኣብ መንጎኹም ብዘይ ስርዓት ስለ ዘይተመላለስና፡ ከመይ ጌርኩም ክትመስሉና ኸም ዚግብኣኩም ትፈልጡ ኢኹም።+ 8 ንሓደ ኻባኻትኩም እኳ ጾር ከይንኸውን ኢልና፡ ለይትን መዓልትን ብጻዕርን ብልፍዓትን ደኣ ኢና ዓዪና እምበር፡+ ካብ ሓደ እኳ ብናጻ* እንጌራ ኣይበላዕናን።+ 9 ስልጣን ስለ ዘይብልና ዘይኰነስ፡+ ንዓና ምእንቲ ኽትመስሉ፡ ኣርኣያ ኽንኰነኩም ደሊና ኢና ኸምኡ ዝገበርና።+ 10 ምሳኻትኩም ከለና እውን፡ “ገለ ሰብ ኪዓዪ ዘይደሊ እንተ ዀይኑ፡ ኣይብላዕ” ኢልና ንእዝዘኩም ኔርና ኢና።+ 11 ከመይሲ፡ ገለ ኻባኻትኩም ብዘይ ስርዓት ከም ዚመላለሱ፡+ ኣብ ዘይምልከቶም ከም ዚኣትዉ እምበር፡ ከም ዘይዓይዩ፡ ንሰምዕ ኣለና።+ 12 ነዞም ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ፡ ብህድኣት እናዓየዩ እንጌራኦም ኪበልዑ፡ ብጐይታና የሱስ ክርስቶስ ንእዝዞምን ንምዕዶምን ኣለና።+

13 ኣቱም ኣሕዋትና፡ ንስኻትኩምሲ ሰናይ ንምግባር ኣይትሰልክዩ። 14 ሓደ እኳ ነቲ በዛ ደብዳበ እዚኣ እንብሎ ቓልና ዘይእዘዝ እንተሎ፡ ምእንቲ ኺሓፍርሲ፡ ምልክት ግበሩሉ፡* ደጊም ምስኡ እውን ኣይትሕበሩ።+ 15 ግናኸ፡ ከም ሓው ደኣ ምዓድዎ እምበር፡ ከም ጸላእስ ኣይትቝጸርዎ።+

16 ጐይታ ሰላም ባዕሉ ብዅሉ መገዲ ዅሉ ሳዕ ሰላም ይሃብኩም።+ ጐይታ ምስ ኵላትኩም ይኹን።

17 እዛ ሰላምታ እዚኣ፡ ኣነ ጳውሎስ ባዕለይ ብኢደይ ዝጸሓፍክዋ እያ፣+ እዚኣ ኣብ ኵለን ደብዳበታተይ ምልክት እያ፣ ከምዚ እየ ዝጽሕፍ።

18 ጸጋ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ምስ ኵላትኩም ይኹን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ