ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 14
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘፍጥረት—ትሕዝቶ

      • ኣብራም ንሎጥ ኣድሓኖ (1-16)

      • መልከጼዴቅ ንኣብራም ባረኾ (17-24)

ዘፍጥረት 14:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 10:9, 10
  • +ዘፍ 14:17
  • +ዘፍ 10:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 23

ዘፍጥረት 14:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 10:19፣ 13:12
  • +ዘፍ 13:10, 12
  • +ዘዳ 29:23

ዘፍጥረት 14:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓሚቝ ጐልጐል።”

  • *

    ማለት፡ ምዉት ባሕሪ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 14:10
  • +ዘሁ 34:2, 12

ዘፍጥረት 14:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 2:10, 11

ዘፍጥረት 14:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 2:12
  • +ዘፍ 36:8

ዘፍጥረት 14:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 20:1
  • +ዘፍ 36:12፣ 1ሳሙ 15:2
  • +2ዜና 20:2
  • +ዘፍ 10:15, 16

ዘፍጥረት 14:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓሚቝ ጐልጐል።”

ዘፍጥረት 14:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 14:1, 2

ዘፍጥረት 14:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓሚቝ ጐልጐል።”

ዘፍጥረት 14:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 14:16

ዘፍጥረት 14:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 19:1

ዘፍጥረት 14:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ድንኳን ይነብር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 13:18
  • +ዘፍ 14:24

ዘፍጥረት 14:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሓዉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 11:27
  • +መሳ 18:29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2009፡ ገጽ 3

    15/5/2004፡ ገጽ 27

    15/8/2001፡ ገጽ 23-24

ዘፍጥረት 14:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓሚቝ ጐልጐል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 18:18

ዘፍጥረት 14:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 110:4፣ እብ 6:20
  • +እብ 7:1, 2
  • +መዝ 83:18፣ እብ 5:5, 10

ዘፍጥረት 14:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 7:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 9/2019፡ ገጽ 1

ዘፍጥረት 14:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳት።”

ዘፍጥረት 14:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 14:13

ሓፈሻዊ

ዘፍ. 14:1ዘፍ 10:9, 10
ዘፍ. 14:1ዘፍ 14:17
ዘፍ. 14:1ዘፍ 10:22
ዘፍ. 14:2ዘፍ 10:19፣ 13:12
ዘፍ. 14:2ዘፍ 13:10, 12
ዘፍ. 14:2ዘዳ 29:23
ዘፍ. 14:3ዘፍ 14:10
ዘፍ. 14:3ዘሁ 34:2, 12
ዘፍ. 14:5ዘዳ 2:10, 11
ዘፍ. 14:6ዘዳ 2:12
ዘፍ. 14:6ዘፍ 36:8
ዘፍ. 14:7ዘሁ 20:1
ዘፍ. 14:7ዘፍ 36:12፣ 1ሳሙ 15:2
ዘፍ. 14:72ዜና 20:2
ዘፍ. 14:7ዘፍ 10:15, 16
ዘፍ. 14:9ዘፍ 14:1, 2
ዘፍ. 14:11ዘፍ 14:16
ዘፍ. 14:12ዘፍ 19:1
ዘፍ. 14:13ዘፍ 13:18
ዘፍ. 14:13ዘፍ 14:24
ዘፍ. 14:14ዘፍ 11:27
ዘፍ. 14:14መሳ 18:29
ዘፍ. 14:172ሳሙ 18:18
ዘፍ. 14:18መዝ 110:4፣ እብ 6:20
ዘፍ. 14:18እብ 7:1, 2
ዘፍ. 14:18መዝ 83:18፣ እብ 5:5, 10
ዘፍ. 14:20እብ 7:4
ዘፍ. 14:24ዘፍ 14:13
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘፍጥረት 14:1-24

ዘፍጥረት

14 ብዘመን ኣምራፌል ንጉስ ሲንኣር፡+ ኣርዮክ ንጉስ ኤልሳር፡ ከዶርላኦመር+ ንጉስ ዔላም፡+ ቲደዓል ንጉስ ጎይም፡ 2 እዚኣቶም ምስ ቤራዕ ንጉስ ሶዶምን+ ምስ ቢርሻዕ ንጉስ ጎሞራን+ ምስ ሺንኣብ ንጉስ ኣድማን ምስ ሼምኤበር ንጉስ ጸቦኢምን+ ምስ ንጉስ ቤላዕን፡ ንሳ ኸኣ ጾዓር፡ ውግእ ገበሩ። 3 ኵሎም እዚኣቶም ኣብ ስንጭሮ* ሲዲም፡+ ንሱ ኸኣ ባሕሪ ጨው፡*+ ሓይልታቶም ኣሕበሩ።

4 ንከዶርላኦመር 12 ዓመት ተገዚኦምዎ ነበሩ፣ ኣብ መበል 13 ዓመት ግና ዓለዉ። 5 ኣብ መበል 14 ዓመት ድማ ከዶርላኦመርን እቶም ምስኡ ዝነበሩ ነገስታትን መጹ፡ ንረፋይም ኣብ ዓሽተሮት-ቀርናይም፡ ንዙዚም ኣብ ሃም፡ ንኤሚም+ ኣብ ሻዌ-ቂርያታይም፡ 6 ንሖራውያን+ ከኣ ኣብ ከረን ሰዒር+ ክሳብ እታ ኣብ በረኻ ዘላ ኤል-ጳራን ሰዓርዎም። 7 ተመሊሶም ድማ ናብ ዔን-ምሽጳጥ፡ ንሳ ኸኣ ቃዴስ፡+ መጺኦም፡ ንብዘላ ምድሪ ኣማሌቃውያንን+ ነቶም ኣብ ሓጻጾን-ታማር+ ዚቕመጡ ዝነበሩ ኣሞራውያንን+ ሰዓርዎም።

8 ሽዑ፡ ንጉስ ሶዶምን ንጉስ ጎሞራን ንጉስ ኣድማን ንጉስ ጸቦኢምን ንጉስ ቤላዕን፡ ንሳ ኸኣ ጾዓር፡ ወጺኦም ኣብ ስንጭሮ* ሲዲም ኪዋግኡ ተሰለፉ፣ 9 ምስ ከዶርላኦመር ንጉስ ዔላምን ቲደዓል ንጉስ ጎይምን ኣምራፌል ንጉስ ሲንኣርን ኣርዮክ ንጉስ ኤልሳርን፡+ ኣርባዕተ ነገስታት ምስ ሓሙሽተ ኺዋግኡ ተሰለፉ። 10 እቲ ስንጭሮ* ሲዲም ድማ ጐዳጕዲ ቕጥራን መሊኡ ነበረ፣ ነገስታት ሶዶምን ጎሞራን ከኣ ኪሃድሙ ኸለዉ ኣብኡ ወደቑ፣ እቶም ዝተረፉ ድማ ናብ ኣኽራን ሃደሙ። 11 እቶም ዕዉታት ከኣ ኵሉ ጥሪት ሶዶምን ጎሞራን ኵሉ ምግቦምን ወሲዶም ከዱ።+ 12 ነቲ ኣብ ሶዶም ዚቕመጥ ዝነበረ ሎጥ ወዲ ሓዉ ንኣብራም እውን ምስ ጥሪቱ ሒዞምዎ ኸዱ።+

13 ሓደ ዘምለጠ ኸኣ ናብ ኣብራም እቲ እብራዊ መጺኡ ነገሮ። ንሱ ድማ ኣብቲ ዓበይቲ ኣእዋም መምሬ እቲ ኣሞራዊ፡+ ሓው ኤሽኮልን ዓኔርን+ ይነብር* ነበረ። ንሳቶም ከኣ ምስ ኣብራም ኪዳን ተኣታትዮም ነበሩ። 14 ኣብራም ድማ ዘመዱ*+ ኸም እተማረኸ ምስ ሰምዐ፡ ኣብ ቤቱ እተወልዱ 318 ዝሰልጠኑ ገላዉ ኣኪቡ፡ ክሳብ ዳን+ ደድሕሪኦም ሰዓበ። 15 ንሱን ገላዉኡን ተመቒሎም ከኣ፡ ብለይቲ ኣጥቂዖም ሰዓርዎም። ክሳብ እታ ብሰሜን ደማስቆ እትርከብ ሆባ እውን ሰጐጕዎም። 16 ኵሉ ጥሪት ከኣ ኣምለሰ፣ ንሎጥ ዘመዱን ንጥሪቱን ነተን ኣንስትን ነቲ ህዝብን እውን ኣምለሰ።

17 ኣብራም ንከዶርላኦመርን ነቶም ምስኡ ዝነበሩ ነገስታትን ስዒሩ ምስ ተመልሰ ኸኣ፡ ንጉስ ሶዶም ንኣብራም ኣብ ስንጭሮ* ሻዌ፡ ንሱ ኸኣ ስንጭሮ ንጉስ፡+ ኪቕበሎ ወጸ። 18 ሽዑ፡ መልከጼዴቅ+ ንጉስ ሳሌም+ እንጌራን ወይንን ኣምጽአ፣ ንሱ ኻህን እቲ ልዑል ኣምላኽ ነበረ።+

19 ንሱ ድማ፡ ከምዚ ኢሉ ባረኾ፦

“ኣብራም በቲ ልዑል ኣምላኽ፡

በቲ ገባሪ ሰማይን ምድርን ይባረኽ፣

20 እቲ ንተጻረርትኻ ኣብ ኢድካ ኣሕሊፉ ዝሃበካ

ልዑል ኣምላኽ ይወደስ።”

ኣብራም ድማ ካብ ኵሉ፡ ዕሽር ሃቦ።+

21 ንጉስ ሶዶም ከኣ ንኣብራም፡ “እቶም ሰባት* ሃበኒ፡ ነቲ ጥሪት ግና ንዓኻ ውሰዶ” በሎ። 22 ኣብራም ግና ንንጉስ ሶዶም፡ “ኢደይ ንማሕላ ናብቲ ገባሪ ሰማይን ምድርን ዝዀነ የሆዋ እቲ ልዑል ኣምላኽ አልዕል ኣለኹ፣ 23 ‘ንኣብራም ኣነ ኣሀብቲመዮ’ ኸይትብልሲ፡ ፈትሊ ዀነ ስራኽ ሳእኒ ዀነ፡ ናትካ ዘበለ ገለ እኳ ኣይወስድን እየ። 24 ብዘይካ እቲ እቶም ኣጕባዝ ዝበልዕዎ፡ ገለ እኳ ኣይወስድን እየ። ብዛዕባ ግደ እቶም ምሳይ ዝኸዱ ሰብኡት፡ ዓኔርን ኤሽኮልን መምሬን፡+ ንሳቶም ግዲኦም ይውሰዱ” በሎ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ