ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ዜና መዋእል 29
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ህዝቅያስ ንጉስ ይሁዳ (1, 2)

      • ህዝቅያስ ዝገበሮ ተሓድሶ (3-11)

      • እታ ቤተ መቕደስ ጸረየት (12-19)

      • ኣገልግሎት እታ ቤተ መቕደስ ተሓደሰ (20-36)

2 ዜና መዋእል 29:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:1፣ ሆሴ 1:1፣ ማቴ 1:10
  • +2ነገ 18:1, 2

2 ዜና መዋእል 29:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 15:5፣ 2ነገ 18:3
  • +2ዜና 31:20

2 ዜና መዋእል 29:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 6:33, 34፣ 2ዜና 28:24

2 ዜና መዋእል 29:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 15:11, 12
  • +2ነገ 18:4

2 ዜና መዋእል 29:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 28:22, 23፣ ኤር 44:21
  • +ኤር 2:27፣ ህዝ 8:16

2 ዜና መዋእል 29:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 6:33, 34
  • +ዘሌ 24:2
  • +ዘጸ 30:8
  • +ዘጸ 29:38

2 ዜና መዋእል 29:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መላገጽን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 24:18
  • +ዘሌ 26:32፣ ዘዳ 28:15, 25

2 ዜና መዋእል 29:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:14, 17
  • +2ዜና 28:5-8

2 ዜና መዋእል 29:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 15:10-13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 5/2023፡ ገጽ 7

2 ዜና መዋእል 29:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እተዕርፉሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 3:6፣ ዘዳ 10:8
  • +1ዜና 23:13

2 ዜና መዋእል 29:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 4:2, 3፣ 1ዜና 23:12
  • +1ዜና 23:21
  • +1ዜና 23:7

2 ዜና መዋእል 29:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 15:16, 17፣ 25:1, 2

2 ዜና መዋእል 29:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 25:5
  • +1ዜና 25:1

2 ዜና መዋእል 29:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 29:5

2 ዜና መዋእል 29:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 6:36
  • +2ነገ 23:4, 6፣ 2ዜና 15:16፣ ዮሃ 18:1

2 ዜና መዋእል 29:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 6:3፣ 1ዜና 28:11

2 ዜና መዋእል 29:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ እንጌራ ምርኣይ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 4:1
  • +1ነገ 7:40
  • +1ነገ 7:48

2 ዜና መዋእል 29:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 28:1, 2, 24
  • +2ዜና 29:5

2 ዜና መዋእል 29:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 4:3, 13, 14፣ ዘሁ 15:22-24

2 ዜና መዋእል 29:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 4:4
  • +ዘሌ 4:7, 18

2 ዜና መዋእል 29:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ክራራትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 28:12, 13፣ 2ዜና 8:12, 14
  • +2ሳሙ 24:11, 12፣ 1ዜና 29:29
  • +2ሳሙ 7:2፣ 12:1
  • +1ዜና 25:1, 6፣ 2ዜና 9:11

2 ዜና መዋእል 29:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 10:8፣ 1ዜና 15:24

2 ዜና መዋእል 29:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 1:3, 4

2 ዜና መዋእል 29:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 23:1
  • +1ዜና 16:7

2 ዜና መዋእል 29:31

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኢድኩም ካብ መላእኩም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 1:3

2 ዜና መዋእል 29:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 3:4፣ 8:63፣ 1ዜና 29:21, 22

2 ዜና መዋእል 29:34

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ቅኑዕ ዝልቦም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 30:2, 3
  • +ዘሁ 8:19፣ 2ዜና 30:17፣ 35:10, 11

2 ዜና መዋእል 29:35

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተዳለወ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 29:32
  • +ዘሌ 3:1, 14-16
  • +ዘሁ 15:5

2 ዜና መዋእል 29:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 30:12

ሓፈሻዊ

2 ዜና 29:1ኢሳ 1:1፣ ሆሴ 1:1፣ ማቴ 1:10
2 ዜና 29:12ነገ 18:1, 2
2 ዜና 29:21ነገ 15:5፣ 2ነገ 18:3
2 ዜና 29:22ዜና 31:20
2 ዜና 29:31ነገ 6:33, 34፣ 2ዜና 28:24
2 ዜና 29:51ዜና 15:11, 12
2 ዜና 29:52ነገ 18:4
2 ዜና 29:62ዜና 28:22, 23፣ ኤር 44:21
2 ዜና 29:6ኤር 2:27፣ ህዝ 8:16
2 ዜና 29:71ነገ 6:33, 34
2 ዜና 29:7ዘሌ 24:2
2 ዜና 29:7ዘጸ 30:8
2 ዜና 29:7ዘጸ 29:38
2 ዜና 29:82ዜና 24:18
2 ዜና 29:8ዘሌ 26:32፣ ዘዳ 28:15, 25
2 ዜና 29:9ዘሌ 26:14, 17
2 ዜና 29:92ዜና 28:5-8
2 ዜና 29:102ዜና 15:10-13
2 ዜና 29:11ዘሁ 3:6፣ ዘዳ 10:8
2 ዜና 29:111ዜና 23:13
2 ዜና 29:12ዘሁ 4:2, 3፣ 1ዜና 23:12
2 ዜና 29:121ዜና 23:21
2 ዜና 29:121ዜና 23:7
2 ዜና 29:131ዜና 15:16, 17፣ 25:1, 2
2 ዜና 29:141ዜና 25:5
2 ዜና 29:141ዜና 25:1
2 ዜና 29:152ዜና 29:5
2 ዜና 29:161ነገ 6:36
2 ዜና 29:162ነገ 23:4, 6፣ 2ዜና 15:16፣ ዮሃ 18:1
2 ዜና 29:171ነገ 6:3፣ 1ዜና 28:11
2 ዜና 29:182ዜና 4:1
2 ዜና 29:181ነገ 7:40
2 ዜና 29:181ነገ 7:48
2 ዜና 29:192ዜና 28:1, 2, 24
2 ዜና 29:192ዜና 29:5
2 ዜና 29:21ዘሌ 4:3, 13, 14፣ ዘሁ 15:22-24
2 ዜና 29:22ዘሌ 4:4
2 ዜና 29:22ዘሌ 4:7, 18
2 ዜና 29:251ዜና 28:12, 13፣ 2ዜና 8:12, 14
2 ዜና 29:252ሳሙ 24:11, 12፣ 1ዜና 29:29
2 ዜና 29:252ሳሙ 7:2፣ 12:1
2 ዜና 29:251ዜና 25:1, 6፣ 2ዜና 9:11
2 ዜና 29:26ዘሁ 10:8፣ 1ዜና 15:24
2 ዜና 29:27ዘሌ 1:3, 4
2 ዜና 29:302ሳሙ 23:1
2 ዜና 29:301ዜና 16:7
2 ዜና 29:31ዘሌ 1:3
2 ዜና 29:321ነገ 3:4፣ 8:63፣ 1ዜና 29:21, 22
2 ዜና 29:342ዜና 30:2, 3
2 ዜና 29:34ዘሁ 8:19፣ 2ዜና 30:17፣ 35:10, 11
2 ዜና 29:352ዜና 29:32
2 ዜና 29:35ዘሌ 3:1, 14-16
2 ዜና 29:35ዘሁ 15:5
2 ዜና 29:362ዜና 30:12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ዜና መዋእል 29:1-36

2 ዜና መዋእል

29 ህዝቅያስ+ ወዲ 25 ዓመት ከሎ ነገሰ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ 29 ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ ኣብያ እዩ፣ ንሳ ጓል ዘካርያስ እያ።+ 2 ንሱ ድማ ከምቲ ኣቦኡ ዳዊት ዝገበሮ፡+ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ቕኑዕ ይገብር ነበረ።+ 3 ኣብታ ቐዳመይቲ ዓመት ንግስናኡ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ወርሒ፡ ነተን መዓጹ ቤት የሆዋ ኸፈተንን ጸገነንን።+ 4 ንኻህናትን ንሌዋውያንን ኣምጺኡ ኸኣ፡ ኣብቲ ብምብራቕ ዘሎ ኣደባባይ ኣከቦም። 5 ከምዚ ድማ በሎም፦ “ኣቱም ሌዋውያን፡ ስምዑኒ። ተቐደሱ፡+ ነዛ ቤት የሆዋ ኣምላኽ ኣቦታትኩም እውን ቀድስዋ፣ ርኽሰት ዘበለ ድማ ካብ መቕደስ ኣርሕቑ።+ 6 ኣቦታትናስ ጠሊሞም፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኣምላኽና ኸኣ ክፉእ ገይሮም እዮም።+ ንዕኡ ሓዲጎም ከኣ፡ ገጾም ካብ ማሕደር የሆዋ ንንየው መሊሶም፡ ዝባኖም እውን መሊሶም እዮም።+ 7 መዓጹ እቲ ገበላ ድማ ዓጽዮም፡+ ቀነዲል እውን ኣጥፊኦም እዮም።+ ኣብቲ መቕደስ ከኣ ንኣምላኽ እስራኤል ዕጣን ምዕጣንን+ ዚሓርር መስዋእቲ ምቕራብን ሓዲጎም እዮም።+ 8 ስለዚ፡ ቍጥዓ የሆዋ ኣብ ይሁዳን የሩሳሌምን መጺኡ ኣሎ፣+ ከምዚ ብኣዒንትኹም ክትርእይዎ እትኽእሉ ኸኣ፡ መሰክሕን መደመምን መፋጸይን* ገይርዎም ኣሎ።+ 9 እንሆ ድማ ብሰንኪ እዚ፡ ኣቦታትና ብሰይፊ ወዲቖም፡+ ኣወዳትናን ኣዋልድናን ኣንስትናን ድማ ተማሪኾም ኣለዉ።+ 10 ሕጂ፡ እቲ ዚነድድ ቍጥዓኡ ኻባና ምእንቲ ኺምለስ፡ ምስ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ኪዳን ክኣቱ ትምኒት ልበይ እዩ።+ 11 ኣቱም ደቀየ፡ የሆዋ ኣብ ቅድሚኡ ኽትቈሙን ኣገልገልቱ ዄንኩም ከተገልግልዎን+ ክትዓጥኑሉን ሓርዩኩም እዩ እሞ፡+ ሕጂ ሸለልተኛታት እትዀኑሉ* ግዜ ኣይኰነን።”

12 ሽዑ፡ እቶም ሌዋውያን ተንስኡ፣ ንሳቶም ከኣ ካብ ቀሃታውያን፡+ ማሓት ወዲ ዓማሳይን ዮኤል ወዲ ዓዛርያን፣ ካብ መራራውያን፡+ ቂስ ወዲ ዓብዲን ዓዛርያ ወዲ የሃልኤልን፣ ካብ ጌርሾናውያን፡+ ዮኣሕ ወዲ ዚማን ኤደን ወዲ ዮኣሕን፣ 13 ካብ ደቂ ኤሊጻፋን፡ ሺምሪን የዑኤልን፣ ካብ ደቂ ኣሳፍ፡+ ዘካርያስን ማታንያን፣ 14 ካብ ደቂ ሄማን፡+ የሒኤልን ሺምዒን፣ ካብ ደቂ የዱቱን፡+ ሸማዕያን ዑዚኤልን ነበሩ። 15 ንኣሕዋቶም ኣኪቦም ድማ ተቐደሱ፣ ከምቲ ንጉስ ብቓል የሆዋ ዝኣዘዞ ኸኣ፡ ንቤት የሆዋ ኼንጽህዋ መጹ።+ 16 እቶም ካህናት ድማ ኬንጽሁ ናብ ውሽጢ ቤት የሆዋ ኣተዉ፣ ኵሉ እቲ ኣብ ቤተ መቕደስ የሆዋ ዝረኸብዎ ርኽሰት ከኣ ናብ ኣጸድ+ ቤት የሆዋ ኣውጽእዎ። እቶም ሌዋውያን ድማ ንዕኡ ወሲዶም ናብ ወጻኢ ናብ ስንጭሮ ቄድሮን ኣውጽእዎ።+ 17 በዚ ኸምዚ፡ ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ እታ ቐዳመይቲ ወርሒ ኪቕድሱ ጀመሩ፣ ኣብ ሻምነይቲ መዓልቲ እታ ወርሒ ኸኣ፡ ናብ ገበላ የሆዋ በጽሑ።+ ንቤት የሆዋ ድማ ኣብ ሸሞንተ መዓልቲ ቐደስዋ፣ ኣብ መበል 16 መዓልቲ እታ ቐዳመይቲ ወርሒ ኸኣ ወድኡ።

18 ድሕሪኡ፡ ናብ ንጉስ ህዝቅያስ ኣትዮም ከምዚ በልዎ፦ “ንብዘላ ቤት የሆዋን ነቲ መሰውኢ ዚሓርር መስዋእትን+ ንዅሉ ኣቕሑኡን+ ነቲ ሰደቓ እተደራረበ እንጌራን*+ ንዅሉ ኣቕሑኡን ኣንጺህናዮ ኣለና። 19 ኵሉ እቲ ንጉስ ኣሓዝ ብግዜ ንግስናኡ ኺጠልም ከሎ ዝደርበዮ ኣቕሑ፡+ ኣዳሊናዮን ቀዲስናዮን ኣለና፣+ ኣብ ቅድሚ መሰውኢ የሆዋ ድማ ኣሎ።”

20 ንጉስ ህዝቅያስ ከኣ ኣንጊሁ ተንሲኡ ንመሳፍንቲ እታ ኸተማ ኣከቦም፣ ናብ ቤት የሆዋ ድማ ደየቡ። 21 ምእንቲ እታ መንግስትን ምእንቲ እቲ መቕደስን ምእንቲ ይሁዳን መስዋእቲ ሓጢኣት ኪኸውን ሸውዓተ ዝራብዕን ሸውዓተ ድዑልን ሸውዓተ ገንሸልን ሸውዓተ ድቤላን ኣምጽኡ።+ ነቶም ካህናት ደቂ ኣሮን ከኣ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ መሰውኢ የሆዋ ኬቕርብዎም ኣዘዞም። 22 ነቶም ከብቲ ድማ ሓረድዎም፣+ እቶም ካህናት ከኣ ነቲ ደም ወሲዶም ኣብቲ መሰውኢ ነጸግዎ፣+ ድሕሪኡ፡ ነቶም ደዓውል ሓሪዶም፡ ነቲ ደም ኣብቲ መሰውኢ ነጸግዎ፣ ነቶም ገንሸላት ሓሪዶም ከኣ፡ ነቲ ደም ኣብቲ መሰውኢ ነጸግዎ። 23 ነቶም ወጣጡ መስዋእቲ ሓጢኣት ድማ ናብ ቅድሚ እቲ ንጉስን እቲ ጉባኤን ኣምጽእዎም፡ ኣእዳዎም እውን ኣብ ልዕሊኦም ኣንበሩ። 24 እቶም ካህናት ከኣ ሓረድዎም፣ ንዅሉ እስራኤል ንምትዕራቕ ድማ ብደሞም ኣብቲ መሰውኢ መስዋእቲ ሓጢኣት ገበሩ፣ ከመይሲ፡ ንጉስ፡ እቲ ዚሓርር መስዋእትን እቲ መስዋእቲ ሓጢኣትን ንዅሉ እስራኤል ኪኸውን ኢሉ ነበረ።

25 እቲ ትእዛዝ ካብ የሆዋ ብነብያቱ ኣቢሉ ነበረ እሞ፡ ብትእዛዝ ዳዊትን+ ጋድ+ እቲ ናይ ንጉስ ብዓል ራእይን ነብዪ ናታንን፡+ ነቶም ሌዋውያን ኣብ ቤት የሆዋ ጸናጽል ሸሓንን በገናታትን መሰንቆታትን* ኣትሒዙ ኣቘሞም።+ 26 እቶም ሌዋውያን ድማ ናውቲ ዳዊት ሒዞም፡ እቶም ካህናት እውን መለኸታት ሒዞም ቈይሞም ነበሩ።+

27 ህዝቅያስ ከኣ፡ እቲ ዚሓርር መስዋእቲ ኣብቲ መሰውኢ ኪቐርብ ኣዘዘ።+ እቲ ዚሓርር መስዋእቲ ምስ ጀመረ፡ መዝሙር የሆዋ ጀመረ፡ ዳዊት ንጉስ እስራኤል ብዛዕባ እቲ ናውቲ ዝሃቦ መምርሒ ብምስዓብ እውን እቲ መለኸታት ጀመረ። 28 ብዘሎ እቲ ጉባኤ ኸኣ እቲ መዝሙር ኪዝመርን እቲ መለኸታት ኪንፋሕን ከሎ፡ ይሰግድ ነበረ፣ እቲ ዚሓርር መስዋእቲ ኽሳዕ ዚውዳእ፡ እዚ ዅሉ ቐጸለ። 29 መስዋእቲ ምቕራብ ምስ ወድኡ ድማ፡ ንጉስን ኵሎም እቶም ምስኡ ዝነበሩን ፍግም ኢሎም ሰገዱ። 30 ንጉስ ህዝቅያስን እቶም መሳፍንትን ከኣ ነቶም ሌዋውያን ብቓላት ዳዊትን+ ኣሳፍ+ እቲ ብዓል ራእይን ንየሆዋ ኺውድስዎ ኣዘዝዎም። ንሳቶም ድማ ብዓብዪ ታሕጓስ ውዳሰ ኣቕረቡ፡ ፍግም ኢሎም እውን ሰገዱ።

31 ህዝቅያስ ከኣ፡ “ሕጂ ንየሆዋ ኻብ ተፈለኹም፡* ንዑ፡ መስዋእቲ ሕሩድን መስዋእቲ ምስጋናን ናብ ቤት የሆዋ ኣምጽኡ” በሎም። እቲ ጉባኤ ድማ መስዋእቲ ሕሩድን መስዋእቲ ምስጋናን ኣምጽአ፣ ፍቶት ልቢ ዘለዎ ዅሉ ኸኣ ዚሓርር መስዋእቲ ኣቕረበ።+ 32 እቲ ጉባኤ ዘምጽኦ ቝጽሪ ዚሓርር መስዋእቲ፡ 70 ኸብትን 100 ድዑልን 200 ገንሸልን ነበረ፣ እዚ ዅሉ ንየሆዋ ዚሓርር መስዋእቲ ነበረ።+ 33 እቲ ቕዱስ መባእ ድማ፡ 600 ኸብትን 3,000 ጤለ በጊዕን ነበረ። 34 ግናኸ፡ ንዅሉ እቲ ዚሓርር መስዋእቲ ንምጥባሕ እኹላት ካህናት ኣይነበሩን፣ ስለዚ፡ እቲ ዕዮ ኽሳዕ ዚውዳእን እቶም ካህናት ክሳዕ ዚቕደሱን+ ኣሕዋቶም ሌዋውያን ሓገዝዎም።+ ከመይሲ፡ እቶም ሌዋውያን ካብቶም ካህናት ብዝያዳ ገዛእ ርእሶም ንምቕዳስ ጥንቁቓት* ነበሩ። 35 ብዙሕ ዚሓርር መስዋእትን+ ስብሒ መስዋእቲ ሕብረትን+ ንዚሓርር መስዋእቲ ዚኸውን መስዋእቲ መስተን+ እውን ነበረ። በዚ ኸምዚ፡ ኣገልግሎት ቤት የሆዋ ናብ ቀደሙ ተመልሰ።* 36 እዚ ዅሉ ብሃንደበት እዩ ዝዀነ እሞ፡ ህዝቅያስን ኵሎም እቶም ህዝብን በቲ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ነቲ ህዝቢ ዘዳለወሉ ነገር ተሓጐሱ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ