ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ዓሰርተው ክልተ ደቂ እስራኤል (1, 2)

      • ደቂ ይሁዳ (3-55)

1 ዜና መዋእል 2:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 32:28
  • +ዘፍ 29:32፣ 49:3, 4
  • +ዘፍ 29:33
  • +ዘፍ 29:34፣ 49:5-7
  • +ዘፍ 29:35፣ 49:8-12፣ እብ 7:14
  • +ዘፍ 30:18፣ 49:14, 15
  • +ዘፍ 30:20፣ 49:13

1 ዜና መዋእል 2:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 30:4-6፣ 49:16-18
  • +ዘፍ 30:22, 24፣ 49:22-26
  • +ዘፍ 35:16, 18፣ 49:27
  • +ዘፍ 30:7, 8፣ 49:21
  • +ዘፍ 30:9-11፣ 49:19
  • +ዘፍ 30:12, 13፣ 49:20

1 ዜና መዋእል 2:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 38:2-5
  • +ዘፍ 38:7

1 ዜና መዋእል 2:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 38:11
  • +ሉቃ 3:23, 33

1 ዜና መዋእል 2:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 26:21

1 ዜና መዋእል 2:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ።”

  • *

    ወይ፡ “ጭንቂ ዘምጽአ፣ ከም ዚግለሉ ዝገበረ።”

  • *

    ትርጉሙ፡ “መምጽኢ መዓት፣ መምጽኢ ግለላ።” ኣብ እያ 7:1፡ “ዓካን” ተባሂሉ እውን ኣሎ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 7:26፣ እያ 7:15, 18፣ 22:20

1 ዜና መዋእል 2:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ።”

1 ዜና መዋእል 2:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ፍ. 18, 19, 42፡ ካሌብ ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 27:10
  • +ሩት 4:19-21፣ ማቴ 1:3

1 ዜና መዋእል 2:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 1:4, 5
  • +ዘሁ 2:3

1 ዜና መዋእል 2:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 3:23, 32
  • +ሩት 2:1

1 ዜና መዋእል 2:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሩት 4:17, 22፣ 1ሳሙ 16:1

1 ዜና መዋእል 2:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:13
  • +1ሳሙ 16:6-10

1 ዜና መዋእል 2:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 16:13፣ 17:12፣ ማቴ 1:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2005፡ ገጽ 9

    15/9/2002፡ ገጽ 30-31

1 ዜና መዋእል 2:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 17:25
  • +2ሳሙ 21:17፣ 23:18
  • +2ሳሙ 8:16፣ 1ዜና 11:6
  • +2ሳሙ 2:18፣ 3:30፣ 23:24

1 ዜና መዋእል 2:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 19:13፣ 1ነገ 2:5

1 ዜና መዋእል 2:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ፍ. 9፡ ከሉባይ ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ።

1 ዜና መዋእል 2:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 4:4
  • +ዘጸ 17:12

1 ዜና መዋእል 2:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 31:2-5፣ 36:1

1 ዜና መዋእል 2:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 50:23፣ 1ዜና 7:14
  • +ዘሁ 26:29

1 ዜና መዋእል 2:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 3:14፣ እያ 13:29, 30
  • +ዘሁ 32:40, 41

1 ዜና መዋእል 2:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 3:3፣ 13:38
  • +2ሳሙ 8:6
  • +1ነገ 4:13
  • +ዘሁ 32:42

1 ዜና መዋእል 2:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 46:12
  • +1ዜና 4:5
  • +ነህ 3:5

1 ዜና መዋእል 2:31

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ።”

1 ዜና መዋእል 2:42

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ፍ. 9፡ ከሉባይ ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 2:9

1 ዜና መዋእል 2:45

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:20, 58፣ ነህ 3:16

1 ዜና መዋእል 2:49

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:21, 31
  • +እያ 15:20, 57
  • +1ዜና 2:18
  • +እያ 15:16, 17

1 ዜና መዋእል 2:50

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 17:12፣ 24:14
  • +1ዜና 2:19
  • +እያ 15:9, 12፣ 1ዜና 13:5

1 ዜና መዋእል 2:51

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 35:19፣ ዮሃ 7:42

1 ዜና መዋእል 2:53

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 11:10, 40
  • +1ዜና 4:2
  • +እያ 15:20, 33

1 ዜና መዋእል 2:54

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 35:19፣ ማቴ 2:1

1 ዜና መዋእል 2:55

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 10:15፣ ኤር 35:6, 19
  • +መሳ 1:16፣ 4:11፣ 1ሳሙ 15:6

ሓፈሻዊ

1 ዜና 2:1ዘፍ 32:28
1 ዜና 2:1ዘፍ 29:32፣ 49:3, 4
1 ዜና 2:1ዘፍ 29:33
1 ዜና 2:1ዘፍ 29:34፣ 49:5-7
1 ዜና 2:1ዘፍ 29:35፣ 49:8-12፣ እብ 7:14
1 ዜና 2:1ዘፍ 30:18፣ 49:14, 15
1 ዜና 2:1ዘፍ 30:20፣ 49:13
1 ዜና 2:2ዘፍ 30:4-6፣ 49:16-18
1 ዜና 2:2ዘፍ 30:22, 24፣ 49:22-26
1 ዜና 2:2ዘፍ 35:16, 18፣ 49:27
1 ዜና 2:2ዘፍ 30:7, 8፣ 49:21
1 ዜና 2:2ዘፍ 30:9-11፣ 49:19
1 ዜና 2:2ዘፍ 30:12, 13፣ 49:20
1 ዜና 2:3ዘፍ 38:2-5
1 ዜና 2:3ዘፍ 38:7
1 ዜና 2:4ዘፍ 38:11
1 ዜና 2:4ሉቃ 3:23, 33
1 ዜና 2:5ዘሁ 26:21
1 ዜና 2:7ዘዳ 7:26፣ እያ 7:15, 18፣ 22:20
1 ዜና 2:91ሳሙ 27:10
1 ዜና 2:9ሩት 4:19-21፣ ማቴ 1:3
1 ዜና 2:10ማቴ 1:4, 5
1 ዜና 2:10ዘሁ 2:3
1 ዜና 2:11ሉቃ 3:23, 32
1 ዜና 2:11ሩት 2:1
1 ዜና 2:12ሩት 4:17, 22፣ 1ሳሙ 16:1
1 ዜና 2:131ሳሙ 17:13
1 ዜና 2:131ሳሙ 16:6-10
1 ዜና 2:151ሳሙ 16:13፣ 17:12፣ ማቴ 1:6
1 ዜና 2:162ሳሙ 17:25
1 ዜና 2:162ሳሙ 21:17፣ 23:18
1 ዜና 2:162ሳሙ 8:16፣ 1ዜና 11:6
1 ዜና 2:162ሳሙ 2:18፣ 3:30፣ 23:24
1 ዜና 2:172ሳሙ 19:13፣ 1ነገ 2:5
1 ዜና 2:191ዜና 4:4
1 ዜና 2:19ዘጸ 17:12
1 ዜና 2:20ዘጸ 31:2-5፣ 36:1
1 ዜና 2:21ዘፍ 50:23፣ 1ዜና 7:14
1 ዜና 2:21ዘሁ 26:29
1 ዜና 2:22ዘዳ 3:14፣ እያ 13:29, 30
1 ዜና 2:22ዘሁ 32:40, 41
1 ዜና 2:232ሳሙ 3:3፣ 13:38
1 ዜና 2:232ሳሙ 8:6
1 ዜና 2:231ነገ 4:13
1 ዜና 2:23ዘሁ 32:42
1 ዜና 2:24ዘፍ 46:12
1 ዜና 2:241ዜና 4:5
1 ዜና 2:24ነህ 3:5
1 ዜና 2:421ዜና 2:9
1 ዜና 2:45እያ 15:20, 58፣ ነህ 3:16
1 ዜና 2:49እያ 15:21, 31
1 ዜና 2:49እያ 15:20, 57
1 ዜና 2:491ዜና 2:18
1 ዜና 2:49እያ 15:16, 17
1 ዜና 2:50ዘጸ 17:12፣ 24:14
1 ዜና 2:501ዜና 2:19
1 ዜና 2:50እያ 15:9, 12፣ 1ዜና 13:5
1 ዜና 2:51ዘፍ 35:19፣ ዮሃ 7:42
1 ዜና 2:531ዜና 11:10, 40
1 ዜና 2:531ዜና 4:2
1 ዜና 2:53እያ 15:20, 33
1 ዜና 2:54ዘፍ 35:19፣ ማቴ 2:1
1 ዜና 2:552ነገ 10:15፣ ኤር 35:6, 19
1 ዜና 2:55መሳ 1:16፣ 4:11፣ 1ሳሙ 15:6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
  • 45
  • 46
  • 47
  • 48
  • 49
  • 50
  • 51
  • 52
  • 53
  • 54
  • 55
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 2:1-55

1 ዜና መዋእል

2 ደቂ እስራኤል+ እዚኣቶም እዮም፦ ሮቤልን+ ስምኦንን+ ሌዊን+ ይሁዳን+ ይሳኮርን+ ዛብሎንን+ 2 ዳንን+ ዮሴፍን+ ብንያምን+ ንፍታሌምን+ ጋድን+ ኣሴርን።+

3 ደቂ ይሁዳ፡ ዔርን ኦናንን ሸላሕን እዮም። ሰለስቲኦም ካብታ ከነኣናዊት ጓል ሹዓ እተወልዱሉ እዮም።+ ዔር እቲ በዅሪ ይሁዳ ግና፡ ንየሆዋ ኣጕሃዮ፣ ንሱ ድማ ቀተሎ።+ 4 ታማር፡+ ሰበይቲ ወዱ ንይሁዳ ኸኣ፡ ንፋሬስን+ ንዜራሕን ወለደትሉ። ደቂ ይሁዳ፡ ኵሉ ዅሎም ሓሙሽተ እዮም።

5 ደቂ ፋሬስ፡ ሔጽሮንን ሓሙልን+ እዮም።

6 ደቂ ዜራሕ፡ ዚምሪን ኤታንን ሄማንን ካልኮልን ዳራዕን እዮም። ኵሉ ዅሎም ሓሙሽተ እዮም።

7 ወዲ* ካርሚ፡ እቲ ንጥፍኣት ብእተመጠወ ጠሊሙ ኣብ ልዕሊ እስራኤል መዓት ዘምጽአ* ዓካር* እዩ።+

8 ወዲ* ኤታን፡ ዓዛርያ እዩ።

9 እቶም ንሔጽሮን እተወልዱሉ ደቂ፡ የራሕምኤልን+ ራምን+ ከሉባይን* እዮም።

10 ራም ንኣሚናዳብ ወለደ።+ ኣሚናዳብ ንነኣሶን እቲ ሹም ደቂ ይሁዳ ወለደ።+ 11 ነኣሶን ንሳልማ+ ወለደ። ሳልማ ንቦኣዝ+ ወለደ። 12 ቦኣዝ ንዖቤድ ወለደ። ዖቤድ ንእሴይ ወለደ።+ 13 እሴይ ንበዅሩ ኤልያብ፡ ንኻልኣይ ኣቢናዳብ፡+ ንሳልሳይ ሺምዓ፡+ 14 ንራብዓይ ናትናኤል፡ ንሓምሻይ ራዳይ፡ 15 ንሻድሻይ ኦጼም፡ ንሻውዓይ ዳዊት+ ወለደ። 16 ኣሓቶም ከኣ ጽሩያን ኣቢጋይልን+ እየን። ደቂ ጽሩያ፡ ኣቢሻይን+ ዮኣብን+ ዓሳሄልን፡+ ሰለስተ እዮም። 17 ኣቢጋይል ድማ ንዓማሳ+ ወለደት፣ ኣቦ ዓማሳ ኸኣ፡ የተር ዚብሃል እስማኤላዊ እዩ።

18 ካሌብ* ወዲ ሔጽሮን፡ ካብ ዓዙባ ሰበይቱን ካብ የሪዖትን ደቂ ወለደ፣ ደቁ ድማ እዚኣቶም እዮም፦ የሸርን ሾባብን ኣርዶንን። 19 ዓዙባ ምስ ሞተት፡ ካሌብ ንኤፍራታ+ ተመርዓዋ፣ ንሳ ኸኣ ንሑር+ ወለደትሉ። 20 ሑር ንኡሪ ወለደ። ኡሪ ንበሳልኤል+ ወለደ።

21 ደሓር ሔጽሮን ናብ ጓል ማኪር+ ኣቦ ጊልዓድ+ ኣተወ። ወዲ 60 ዓመት ምስ ኰነ ድማ ተመርዓዋ፣ ንሳ ኸኣ ንሴጉብ ወለደትሉ። 22 ሴጉብ ንያኢር+ ወለደ፣ ንሱ ኣብ ምድሪ ጊልዓድ+ 23 ከተማ ነበራኦ። 23 ጌሹርን+ ሶርያን+ ከኣ ንሓዎት-ያኢር+ ምስ ቄናትን+ ዓድታታን፡ 60 ኸተማ፡ ካባታቶም ወሰድወን። ኵሎም እዚኣቶም ደቂ ማኪር ኣቦ ጊልዓድ እዮም።

24 ሔጽሮን+ ኣብ ካሌብ-ኤፍራታ ምስ ሞተ፡ ኣብያ ሰበይቲ ሔጽሮን ንኣሽሑር+ ኣቦ ተቆዓ+ ወለደትሉ።

25 ደቂ የራሕምኤል፡ በዅሪ ሔጽሮን፡ ራም እቲ በዅርን ቡናን ኦሬንን ኦጼምን ኣሒያን እዮም። 26 የራሕምኤል ከኣ ዓጣራ ዝስማ ኻልእ ሰበይቲ ነበረቶ። ንሳ ኣደ ኦናም እያ። 27 ደቂ ራም እቲ በዅሪ የራሕምኤል፡ ማዓጽን ያሚንን ዔቀርን እዮም። 28 ደቂ ኦናም፡ ሻማይን ያዳዕን እዮም። ደቂ ሻማይ፡ ናዳብን ኣቢሹርን እዮም። 29 ስም ሰበይቲ ኣቢሹር፡ ኣቢሓይል እዩ፣ ንሳ ኸኣ ንኣሕባንን ንሞሊድን ወለደትሉ። 30 ደቂ ናዳብ፡ ሰለድን ኣጳይምን እዮም። ሰለድ ግና ብዘይ ደቂ ሞተ። 31 ወዲ* ኣጳይም፡ ዪሺዒ እዩ። ወዲ* ዪሺዒ ድማ፡ ሸሻን እዩ፣ ወዲ* ሸሻን ከኣ፡ ኣሕላይ እዩ። 32 ደቂ ያዳዕ ሓው ሻማይ፡ የተርን ዮናታንን እዮም። የተር ግና ብዘይ ደቂ ሞተ። 33 ደቂ ዮናታን፡ ጰለትን ዛዛን እዮም። እዚኣቶም ደቂ የራሕምኤል እዮም።

34 ሸሻን ግና ኣዋልድ እምበር፡ ኣወዳት ኣይነበርዎን። ሸሻን ከኣ፡ ያርሓዕ ዝስሙ ግብጻዊ ጊልያ ነበሮ። 35 ሸሻን ድማ ንያርሓዕ ጊልያኡ፡ ሰበይቲ ኽትኰኖ ጓሉ ሃቦ፣ ንሳ ኸኣ ንዓታይ ወለደትሉ። 36 ዓታይ ንናታን ወለደ። ናታን ንዛባድ ወለደ። 37 ዛባድ ንኤፍላል ወለደ። ኤፍላል ንዖቤድ ወለደ። 38 ዖቤድ ንየሁ ወለደ። የሁ ንዓዛርያ ወለደ። 39 ዓዛርያ ንሔለጽ ወለደ። ሔለጽ ንኤልዓሳ ወለደ። 40 ኤልዓሳ ንሲስማይ ወለደ። ሲስማይ ንሻሉም ወለደ። 41 ሻሉም ንየቃምያ ወለደ። የቃምያ ንኤሊሻማዕ ወለደ።

42 ደቂ ካሌብ*+ ሓው የራሕምኤል፡ እቲ ኣቦ ዚፍ ዝዀነ በዅሩ ሜሻን ደቂ ማረሻ ኣቦ ኬብሮንን እዮም። 43 ደቂ ኬብሮን፡ ቆራሕን ታጱኣን ሬቀምን ሸማዕን እዮም። 44 ሸማዕ ንራሓም ኣቦ ዮርቀዓም ወለደ። ሬቀም ንሻማይ ወለደ። 45 ወዲ ሻማይ፡ ማዖን እዩ። ማዖን ኣቦ ቤት-ጹር+ እዩ። 46 ዔፋ ሰበይቲ ወሰኑ ንካሌብ፡ ንካራንን ንሞጻን ንጋዜዝን ወለደት። ካራን ንጋዜዝ ወለደ። 47 ደቂ የህዳይ፡ ረገምን ዮታምን ጌሻንን ጰለጥን ዔፋን ሻዓፍን እዮም። 48 ማዓካ ሰበይቲ ወሰኑ ንካሌብ፡ ንሸበርን ንቲርሓናን ወለደት። 49 ንሻዓፍ ኣቦ ማድማናን+ ንሸዋእ ኣቦ ማክቤናን ንጊብዓን+ ከኣ ወለደት። ጓል ካሌብ፡+ ዓክሳ+ እያ። 50 እዚኣቶም ደቂ ካሌብ እዮም።

ደቂ ሑር+ እቲ በዅሪ ኤፍራታ፡+ ሾባል ኣቦ ቂርያት-የዓሪምን+ 51 ሳልማ ኣቦ ቤት-ልሄምን+ ሓሬፍ ኣቦ ቤት-ጋደርን እዮም። 52 ሾባል ኣቦ ቂርያት-የዓሪም ደቂ ነበርዎ፦ ሃሮኤን ፍርቂ ሜኑሖትን። 53  ዓሌታት ቂርያት-የዓሪም፡ ዪትራውያንን+ ጱታውያንን ሹማታውያንን ሚሽራዓውያንን እዮም። ጾርዓታውያንን+ ኤሽታኦላውያንን+ ካብዚኣቶም እዮም ወጺኦም። 54 ደቂ ሳልማ፡ ቤት-ልሄምን+ ነጦፋታውያንን ዓጥሮት-ቤት-ዮኣብን ፍርቂ ማናሕታውያንን ጾርዓውያንን እዮም። 55 ዓሌታት እቶም ኣብ ያዕቤጽ ዚቕመጡ ዝነበሩ ጸሓፍቲ፡ ቲርዓታውያንን ሺምዓታውያንን ሱካታውያንን እዮም። እዚኣቶም ካብ ሓማት ኣቦ ቤት ሬካብ+ ዝመጹ ቄናውያን+ እዮም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ