ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ሳሙኤል 21
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ሳሙኤል—ትሕዝቶ

      • ጊብዖናውያን ኣብ ልዕሊ ቤት ሳኦል ሕነኦም ፈደዩ (1-14)

      • ምስ ፍልስጥኤማውያን እተገብረ ውግኣት (15-22)

2 ሳሙኤል 21:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:18, 20
  • +ዘፍ 9:6፣ ዘጸ 20:13፣ ዘሁ 35:30, 33

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 7/2022፡ ገጽ 2

2 ሳሙኤል 21:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 9:3, 27
  • +ዘፍ 10:15, 16
  • +እያ 9:15

2 ሳሙኤል 21:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 35:31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 7/2022፡ ገጽ 2

2 ሳሙኤል 21:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 21:1

2 ሳሙኤል 21:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኸነቃልዖም፡” ማለት፡ ኣእዳዎምን ኣእጋሮምን ተሰይሮም።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 10:26
  • +1ሳሙ 9:17
  • +ዘሁ 25:4፣ ዘዳ 21:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 7/2022፡ ገጽ 2

2 ሳሙኤል 21:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 4:4፣ 9:10፣ 19:24
  • +1ሳሙ 18:3፣ 20:42

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2022፡ ገጽ 13

2 ሳሙኤል 21:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሜራብ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 3:7
  • +1ሳሙ 18:20፣ 25:44፣ 2ሳሙ 3:14፣ 6:23
  • +1ሳሙ 18:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2022፡ ገጽ 13

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2005፡ ገጽ 19

2 ሳሙኤል 21:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 35:31፣ ዘዳ 19:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2022፡ ገጽ 13

2 ሳሙኤል 21:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 3:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2005፡ ገጽ 19

2 ሳሙኤል 21:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰብ መሬት” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 2:5
  • +1ሳሙ 28:4፣ 31:1, 11, 12፣ 2ሳሙ 1:6፣ 1ዜና 10:8

2 ሳሙኤል 21:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “እተቓልዑ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 21:9

2 ሳሙኤል 21:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 18:28
  • +1ሳሙ 9:1፣ 10:11
  • +እያ 7:24-26፣ 2ሳሙ 24:25

2 ሳሙኤል 21:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 5:17, 22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2013፡ ገጽ 30-31

2 ሳሙኤል 21:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣስታት 3.42 ኪ.ግ.። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 2:11
  • +1ሳሙ 17:4, 7፣ 1ዜና 11:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2013፡ ገጽ 30-31

2 ሳሙኤል 21:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 23:18, 19
  • +2ሳሙ 22:19
  • +2ሳሙ 18:3
  • +1ነገ 11:36፣ 15:4፣ 2ነገ 8:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2013፡ ገጽ 30-31

2 ሳሙኤል 21:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 20:4
  • +1ዜና 11:26, 29፣ 27:1, 11
  • +ዘፍ 14:5

2 ሳሙኤል 21:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 20:5
  • +1ሳሙ 17:4, 7

2 ሳሙኤል 21:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 20:6-8

2 ሳሙኤል 21:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:10, 45፣ 2ነገ 19:22
  • +1ሳሙ 16:9፣ 17:13፣ 1ዜና 2:13

2 ሳሙኤል 21:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 60:12

ሓፈሻዊ

2 ሳሙ. 21:1ዘሌ 26:18, 20
2 ሳሙ. 21:1ዘፍ 9:6፣ ዘጸ 20:13፣ ዘሁ 35:30, 33
2 ሳሙ. 21:2እያ 9:3, 27
2 ሳሙ. 21:2ዘፍ 10:15, 16
2 ሳሙ. 21:2እያ 9:15
2 ሳሙ. 21:4ዘሁ 35:31
2 ሳሙ. 21:52ሳሙ 21:1
2 ሳሙ. 21:61ሳሙ 10:26
2 ሳሙ. 21:61ሳሙ 9:17
2 ሳሙ. 21:6ዘሁ 25:4፣ ዘዳ 21:22
2 ሳሙ. 21:72ሳሙ 4:4፣ 9:10፣ 19:24
2 ሳሙ. 21:71ሳሙ 18:3፣ 20:42
2 ሳሙ. 21:82ሳሙ 3:7
2 ሳሙ. 21:81ሳሙ 18:20፣ 25:44፣ 2ሳሙ 3:14፣ 6:23
2 ሳሙ. 21:81ሳሙ 18:19
2 ሳሙ. 21:9ዘሁ 35:31፣ ዘዳ 19:21
2 ሳሙ. 21:102ሳሙ 3:7
2 ሳሙ. 21:122ሳሙ 2:5
2 ሳሙ. 21:121ሳሙ 28:4፣ 31:1, 11, 12፣ 2ሳሙ 1:6፣ 1ዜና 10:8
2 ሳሙ. 21:132ሳሙ 21:9
2 ሳሙ. 21:14እያ 18:28
2 ሳሙ. 21:141ሳሙ 9:1፣ 10:11
2 ሳሙ. 21:14እያ 7:24-26፣ 2ሳሙ 24:25
2 ሳሙ. 21:152ሳሙ 5:17, 22
2 ሳሙ. 21:16ዘዳ 2:11
2 ሳሙ. 21:161ሳሙ 17:4, 7፣ 1ዜና 11:23
2 ሳሙ. 21:172ሳሙ 23:18, 19
2 ሳሙ. 21:172ሳሙ 22:19
2 ሳሙ. 21:172ሳሙ 18:3
2 ሳሙ. 21:171ነገ 11:36፣ 15:4፣ 2ነገ 8:19
2 ሳሙ. 21:181ዜና 20:4
2 ሳሙ. 21:181ዜና 11:26, 29፣ 27:1, 11
2 ሳሙ. 21:18ዘፍ 14:5
2 ሳሙ. 21:191ዜና 20:5
2 ሳሙ. 21:191ሳሙ 17:4, 7
2 ሳሙ. 21:201ዜና 20:6-8
2 ሳሙ. 21:211ሳሙ 17:10, 45፣ 2ነገ 19:22
2 ሳሙ. 21:211ሳሙ 16:9፣ 17:13፣ 1ዜና 2:13
2 ሳሙ. 21:22መዝ 60:12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ሳሙኤል 21:1-22

2 ሳሙኤል

21 ብዘመን ዳዊት ድማ ንሰለስተ ዓመት ብተኸታታሊ ጥሜት ኰነ፣+ ዳዊት ከኣ ንየሆዋ ሓተቶ፣ የሆዋ ድማ፡ “ሳኦል ንጊብዖናውያን ስለ ዝቐተሎም፡ ኣብ ልዕሊኡን ኣብ ልዕሊ ቤቱን ዕዳ ደም ኣሎ” በለ።+ 2 ንጉስ ከኣ ንጊብዖናውያን+ ጸዊዑ ተዛረቦም። (ጊብዖናውያን ግና ዝተረፉ ኣሞራውያን+ እምበር፡ እስራኤላውያን ኣይነበሩን። እስራኤላውያን ድማ ኪንሕፍዎም ምሒሎም ነበሩ፣+ ሳኦል ግና በቲ ብዛዕባ ህዝቢ እስራኤልን ይሁዳን ዝነበሮ ቕንኣት፡ ኪቐትሎም ደለየ።) 3 ዳዊት ከኣ ንጊብዖናውያን፡ “ንርስቲ የሆዋ ኽትምርቑስ፡ እንታይ ክገብረልኩም፧ ከመይ ገይረኸ ዕርቂ ኽገብር፧” በሎም። 4 ጊብዖናውያን ድማ፡ “ምስ ሳኦልን ቤቱን ዘሎና ነገር ናይ ብሩር ወይ ናይ ወርቂ ኣይኰነን፣+ ኣብ እስራኤል እውን ዝዀነ ሰብ ክንቀትል ኣይንኽእልን ኢና” በሉ። ንሱ ኸኣ፡ “እትብልዎ ዘበለ ኽገብረልኩም እየ” በሎም። 5 ንሳቶም ድማ ንንጉስ፡ “እቲ ኣብ ኵላ ሃገር እስራኤል ከይንነብር ዘጽነተናን ኬጥፍኣና እተተናዀለናን ሰብኣይ፡+— 6 ካብ ደቁ ሸውዓተ ይወሃቡና። ሬሳታቶም ኣብ ጊብዓ+ ናይ ሳኦል፡ እቲ ሕሩይ የሆዋ፡+ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽንሰቅል* ኢና” በልዎ።+ ንጉስ ከኣ፡ “ኣነ ኣሕሊፈ ኽህበኩም እየ” በሎም።

7 ንጉስ ግና ንመፊቦሸት+ ወዲ ዮናታን፡ ወዲ ሳኦል፡ ምእንቲ እቲ ኣብ መንጎ ዳዊትን ኣብ መንጎ ዮናታን ወዲ ሳኦልን ኣብ ቅድሚ የሆዋ እተገብረ ማሕላ ኢሉ ራሕርሓሉ።+ 8 ንጉስ ከኣ ነቶም ክልተ ደቂ ሪጽጳ+ ጓል ኣያ ንሳኦል ዝወለደትሉ ኣርሞኒን መፊቦሸትን ነቶም ሓሙሽተ ደቂ ሚካል*+ ጓል ሳኦል ንዓድርኤል+ ወዲ ባርዚላይ እቲ መሖላታዊ ዝወለደትሉን ወሰዶም። 9 ኣብ ኢድ ጊብዖናውያን ድማ ኣሕሊፉ ሃቦም፣ ንሳቶም ከኣ ንሬሳታቶም ኣብቲ ኸረን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ሰቐልዎ።+ ኵሎም ሸውዓቲኦም ብሓደ ሞቱ፣ ኣብ ቀዳማይ ዓጺድ፡ ኣብ መጀመርታ ዓጺድ ስገም ተቐትሉ። 10 ሪጽጳ+ ጓል ኣያ ኸኣ ካብ መጀመርታ ዓጺድ ኣትሒዛ፡ ካብ ሰማያት ኣብቲ ሬሳታት ዝናም ክሳዕ ዚዘንም ማቕ ወሲዳ ኣብ ከውሒ ኣንጸፈት፣ ብመዓልቲ ኣዕዋፍ ሰማያት ኣብ ልዕሊኦም ኪዓርፋ፡ ብለይቲ ድማ ኣራዊት መሮር ኪቐርቦም ኣይፈቐደትን።

11 ንዳዊት ከኣ፡ እቲ ሪጽጳ ጓል ኣያ፡ ሰበይቲ ወሰኑ ንሳኦል፡ ዝገበረቶ ተነግሮ። 12 ዳዊት ድማ ከይዱ ኣዕጽምቲ ሳኦልን ኣዕጽምቲ ወዱ ዮናታንን ካብ መራሕቲ* ያቤሽ-ጊልዓድ ወሰደ፣+ ንሳቶም ከኣ ካብ ኣደባባይ ቤት-ሻን ሰሪቖምዎ ነበሩ፣ ኣብኡ ድማ በታ ፍልስጥኤማውያን ንሳኦል ኣብ ጊልቦዓ ዝቐተሉላ መዓልቲ፡ ፍልስጥኤማውያን ሰቒሎምዎ ነበሩ።+ 13 ንሱ ኸኣ ካብኡ ኣዕጽምቲ ሳኦልን ኣዕጽምቲ ወዱ ዮናታንን ኣምጽአ፣ ኣዕጽምቲ እቶም ቅቱላት* እውን ኣከቡ።+ 14 ንኣዕጽምቲ ሳኦልን ወዱ ዮናታንን ኣብ ምድሪ ብንያም፡ ኣብ ጼላዕ፡+ ኣብ መቓብር ኣቦኡ ቂስ+ ቀበርዎ። ኵሉ እቲ ንጉስ ዝኣዘዞ ምስ ገበሩ፡ ኣምላኽ፡ ልማኖ እታ ምድሪ ሰምዐ።+

15 ኣብ መንጎ ፍልስጥኤማውያንን እስራኤልን ከም ብሓድሽ ውግእ ኰነ።+ ዳዊትን ገላዉኡን ድማ ወሪዶም ምስ ፍልስጥኤማውያን ተዋግኡ፣ ዳዊት ከኣ ደኸመ። 16 ካብ ረፋይም+ እተወልደ ይሽቢ-ብኖብ ዝስሙ ድማ፡ ንዳዊት ኪቐትሎ ሓሰበ፣ ንሱ 300 ሲቃል* ዝሚዛኑ ናይ ነሓሲ ዂናት ነበሮ፡+ ሓድሽ ሰይፊ እውን ተዓጢቑ ነበረ። 17 ሽዑ፡ ኣቢሻይ+ ወዲ ጽሩያ ረድኦ፡+ ነቲ ፍልስጥኤማዊ ወቒዑ ኸኣ ቀተሎ። በታ ግዜ እቲኣ፡ ሰብ ዳዊት፡ “ደጊም ምሳና ናብ ውግእ ኣይትውጻእ!+ መብራህቲ እስራኤል ኣይተጥፍእ!”+ ኢሎም መሓሉሉ።

18 ድሕርዚ፡ ከም ብሓድሽ ምስ ፍልስጥኤማውያን+ ኣብ ጎብ ውግእ ኰነ። ሽዑ፡ ሲብካይ+ እቲ ሑሻታዊ ነቲ ኻብ ረፋይም+ እተወልደ ሳፍ ቀተሎ።

19 ከም ብሓድሽ ከኣ፡ ምስ ፍልስጥኤማውያን+ ኣብ ጎብ ውግእ ኰነ። ኤልሓናን ወዲ ያዔሬ-ዖርጊም እቲ ብዓል ቤት-ልሄም ድማ ነቲ ዛብያ ዂናቱ ኽንዲ ወንደረሽ ኣላማይ ዝነበረ ጐልያድ እቲ ጊታዊ ቐተሎ።+

20 ከም ብሓድሽ ከኣ፡ ኣብ ጋት ውግእ ኰነ። ኣብኡ ድማ ኣጻብዕ ኣእዳዉን ኣእጋሩን ሸሽዱሽተ፡ ብድምር 24 ዘለዎ ገዚፍ ሰብኣይ ነበረ፣ ንሱ እውን ካብ ረፋይም እተወልደ እዩ።+ 21 ንሱ ኸኣ ንእስራኤል ኣባጨወሉ።+ ዮናታን ወዲ ሺምዒ+ ሓው ዳዊት ድማ ቀተሎ።

22 እዞም ኣርባዕተ እዚኦም ኣብ ጋት ካብ ረፋይም እተወልዱ እዮም፣ ብኢድ ዳዊትን ብኢድ ገላዉኡን ከኣ ወደቑ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ