ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 31
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ናይ ሓቂ ረድኤት ካብ የሆዋ እምበር፡ ካብ ሰባት ኣይርከብን (1-9)

        • ኣፍራስ ግብጺ ስጋ እዮም (3)

ኢሳይያስ 31:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ፈረሰኛታት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 30:2
  • +ዘዳ 17:15, 16

ኢሳይያስ 31:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 29:6, 7

ኢሳይያስ 31:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 33:17፣ ምሳ 21:31

ኢሳይያስ 31:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1996፡ ገጽ 32

ኢሳይያስ 31:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:11, 12፣ መዝ 91:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1996፡ ገጽ 32

ኢሳይያስ 31:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 55:7፣ ዮኤ 2:12

ኢሳይያስ 31:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 19:35፣ 2ዜና 32:21፣ ኢሳ 37:36

ኢሳይያስ 31:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሓዉ።”

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 31:1ኢሳ 30:2
ኢሳ. 31:1ዘዳ 17:15, 16
ኢሳ. 31:2ህዝ 29:6, 7
ኢሳ. 31:3መዝ 33:17፣ ምሳ 21:31
ኢሳ. 31:5ዘዳ 32:11, 12፣ መዝ 91:4
ኢሳ. 31:6ኢሳ 55:7፣ ዮኤ 2:12
ኢሳ. 31:82ነገ 19:35፣ 2ዜና 32:21፣ ኢሳ 37:36
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 31:1-9

ኢሳይያስ

31 እቶም ረድኤት ደልዮም ናብ ግብጺ ዚወርዱ፡+

ኣብ ኣፍራስ ዚውከሉ፡+

ብዙሓት ብምዃነን ኣብ ሰረገላታት፡

ሓያላት ብምዃኖም ከኣ ኣብ ኣፍራስ ውግእ* ዚእመኑ፡ ወይለኦም።

ናብቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ግና ኣይጥምቱን፡

ንየሆዋ ድማ ኣይደልይዎን።

 2 ግናኸ፡ ንሱ እውን ጥበበኛ እዩ፡ መዓት ድማ ኬምጽእ እዩ፣

ንቓሉ ኸኣ ኣይመልሶን እዩ።

ኣንጻር ቤት ገበርቲ እከይ፡

ኣንጻር እቶም ንገበርቲ ኽፉእ ዚረድኡ ኺትንስእ እዩ።+

 3 ግብጻውያን ግና ሰብ ጥራይ እዮም እምበር፡ ኣምላኽ ኣይኰኑን፣

ኣፍራሶም ስጋ እዮም እምበር፡ መንፈስ ኣይኰኑን።+

የሆዋ ኢዱ ምስ ዘርግሐ፡

ዚረድእ ዘበለ ኺዕንቀፍ፡

ዚርዳእ ዘበለ ኺወድቕ እዩ፣

ኵላቶም ብሓንሳእ ኪጠፍኡ እዮም።

 4 የሆዋስ ከምዚ ኢሉኒ እዩ፦

“ከምቲ ኣንበሳ፡ ሽደን ኣንበሳ፡ ግዳዩ ሒዙ ኸሎ፡

ብምሉኦም ጓሶት ተጸዋዊዖም ምስ መጽዎ ሕኒን ዚብል፡

ብድምጾም ከኣ ዘይሽበር፡

ብጫውጫውታኦም ድማ ድምብርጽ ዘይብሎ፡

ከምኡ እውን የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ምእንቲ ኺዋጋእ፡

ኣብ ከረን ጽዮንን ኣብ ኵርባኣን ኪወርድ እዩ።

 5 ከምተን ዚንቈታ ኣዕዋፍ ዚገብራኦ፡ ከምኡ ኸኣ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ንየሩሳሌም ኪከላኸለላ እዩ።+

ኪከላኸለላን ኬድሕናን እዩ።

ኬዕቍባን ኬናግፋን እዩ።”

6 “ኣቱም ህዝቢ እስራኤል፡ ናብቲ ኻብኡ ኣዚኹም ዝዓሎኹም፡ ተመለሱ።+ 7 በታ መዓልቲ እቲኣስ፡ ነፍሲ ወከፍ ነቶም ኣእዳውኩም ብሓጢኣት ዝገበርዎም ካብ ብሩር እተገብሩ ኸንቱ ኣማልኽቱን ነቶም ካብ ወርቂ እተገብሩ ዘይረብሑ ኣማልኽቱን ኪድርቢ እዩ።

 8 ኣሶር ድማ ብሰይፊ ኺወድቕ እዩ እምበር፡ ብሰብ ኣይኰነን፣

ናይ ሰብ ዘይኰነ ሰይፊ ኸኣ ኪውሕጦ እዩ።+

ካብ ቅድሚ ሰይፊ ኺሃድም እዩ፣

ኣጕባዙ እውን ብግዲ ኺሽቅሉ እዮም።

 9 ካብ ብዝሒ ፍርሂ እተላዕለ፡ ከውሑ ኺሓልፍ እዩ፣

መሳፍንቱ እውን ብሰንደቕ ዕላማ ኺሽበሩ እዮም”

ይብል እቲ ብርሃኑ* ኣብ ጽዮን፡ እቶኑ ኸኣ ኣብ የሩሳሌም ዝዀነ የሆዋ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ