ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ግብሪ ሃዋርያት 7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ግብሪ ሃዋርያት—ትሕዝቶ

      • እስጢፋኖስ ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ እተዛረቦ ዘረባ (1-53)

        • ዘመነ ኣበው (2-16)

        • መሪሕነት ሙሴ፣ እስራኤል ዝገበሮ ኣምልኾ ጣኦት (17-43)

        • ኣምላኽ ብሰብ ኣብ እተሰርሐ ኣብያተ መቕደስ ኣይነብርን (44-50)

      • እስጢፋኖስ ብዳርባ እምኒ ተቐትለ (54-60)

ግብሪ ሃዋርያት 7:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 11:31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 48

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 3 2017፡ ገጽ 13

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 27

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2001፡ ገጽ 31

    15/1/1998፡ ገጽ 10

ግብሪ ሃዋርያት 7:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 12:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 3 2017፡ ገጽ 13-14

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 27-29

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2001፡ ገጽ 31

ግብሪ ሃዋርያት 7:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 11:32
  • +ዘፍ 12:4, 5፣ እብ 11:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 3 2017፡ ገጽ 14

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1518

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2001፡ ገጽ 31

ግብሪ ሃዋርያት 7:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 12:7፣ 13:14, 15፣ 17:1, 8

ግብሪ ሃዋርያት 7:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 15:13፣ ዘጸ 12:40

ግብሪ ሃዋርያት 7:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቕዱስ ኣገልግሎት ኬቕርቡለይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 15:14
  • +ዘጸ 3:12

ግብሪ ሃዋርያት 7:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከምኡ ገበሮ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 17:9, 10
  • +ዘፍ 21:1-3
  • +ዘፍ 21:4

ግብሪ ሃዋርያት 7:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 37:9-11
  • +ዘፍ 37:28፣ 45:4
  • +ዘፍ 39:2, 3

ግብሪ ሃዋርያት 7:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 41:40-46

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 12/2019፡ ገጽ 1

ግብሪ ሃዋርያት 7:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 41:54፣ 42:5

ግብሪ ሃዋርያት 7:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 42:2, 6

ግብሪ ሃዋርያት 7:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 45:1, 16

ግብሪ ሃዋርያት 7:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 46:27፣ ዘዳ 10:22
  • +ዘፍ 45:9-11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2002፡ ገጽ 27

ግብሪ ሃዋርያት 7:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 46:29፣ ዘዳ 26:5
  • +ዘፍ 49:33
  • +ዘጸ 1:6

ግብሪ ሃዋርያት 7:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 23:16፣ ዘጸ 13:19፣ እያ 24:32

ግብሪ ሃዋርያት 7:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/1998፡ ገጽ 12-13

ግብሪ ሃዋርያት 7:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 1:7, 8

ግብሪ ሃዋርያት 7:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 1:10, 22

ግብሪ ሃዋርያት 7:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓበየ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 2:2፣ እብ 11:23

ግብሪ ሃዋርያት 7:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 2:3
  • +ዘጸ 2:5, 10

ግብሪ ሃዋርያት 7:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 11:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2014፡ ገጽ 30

    15/6/2012፡ ገጽ 21

    15/3/2007፡ ገጽ 19

    15/6/2002፡ ገጽ 10

ግብሪ ሃዋርያት 7:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኪርእዮም ወሰነ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 2:11-15

ግብሪ ሃዋርያት 7:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 2:21, 22፣ 18:2-4

ግብሪ ሃዋርያት 7:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 3:2-10

ግብሪ ሃዋርያት 7:31

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ግብሪ ሃዋርያት 7:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 3:6፣ ማር 12:26፣ ሉቃ 20:37

ግብሪ ሃዋርያት 7:33

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ግብሪ ሃዋርያት 7:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 2:23, 24

ግብሪ ሃዋርያት 7:35

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 2:14፣ ግብ 7:27
  • +ዘጸ 4:19

ግብሪ ሃዋርያት 7:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 16:35፣ ዘሁ 14:33, 34
  • +ዘጸ 14:21, 22፣ 15:4, 5
  • +ዘጸ 7:3
  • +ዘጸ 12:41

ግብሪ ሃዋርያት 7:37

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 18:15፣ ግብ 3:22

ግብሪ ሃዋርያት 7:38

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:3፣ ዘዳ 5:27
  • +ግብ 7:53፣ ገላ 3:19
  • +ዘጸ 21:1፣ ዘዳ 9:10

ግብሪ ሃዋርያት 7:39

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 14:3, 4
  • +ዘጸ 16:3

ግብሪ ሃዋርያት 7:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 32:1, 23

ግብሪ ሃዋርያት 7:41

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 32:4, 6

ግብሪ ሃዋርያት 7:42

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 17:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2000፡ ገጽ 14

ግብሪ ሃዋርያት 7:43

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 11:7
  • +ኤር 25:11፣ ኣሞ 5:25-27

ግብሪ ሃዋርያት 7:44

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 25:40

ግብሪ ሃዋርያት 7:45

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 3:28፣ 31:3፣ እያ 3:14
  • +ዘፍ 17:1, 8፣ እያ 23:9፣ 24:18

ግብሪ ሃዋርያት 7:46

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 7:2፣ 1ዜና 22:7፣ መዝ 132:1-5

ግብሪ ሃዋርያት 7:47

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 6:1

ግብሪ ሃዋርያት 7:48

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 17:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 49

ግብሪ ሃዋርያት 7:49

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 11:4
  • +ማቴ 5:34, 35

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 49

ግብሪ ሃዋርያት 7:50

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 66:1, 2፣ እብ 3:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 49

ግብሪ ሃዋርያት 7:51

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 63:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 7/2021፡ ገጽ 11

ግብሪ ሃዋርያት 7:52

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 36:16
  • +ማቴ 23:31
  • +ኢሳ 53:8፣ ግብ 3:13, 14

ግብሪ ሃዋርያት 7:53

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 7:38፣ ገላ 3:19

ግብሪ ሃዋርያት 7:54

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 46፡ 50

ግብሪ ሃዋርያት 7:55

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 110:1፣ ማቴ 26:64

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 6 2016፡ ገጽ 4-5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2009፡ ገጽ 7

    1/8/2004፡ ገጽ 8

ግብሪ ሃዋርያት 7:56

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 7:13
  • +ሮሜ 8:34

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 6 2016፡ ገጽ 4-5

ግብሪ ሃዋርያት 7:58

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 24:14, 16፣ ማቴ 23:37፣ ዮሃ 16:2
  • +ዘዳ 17:7
  • +ግብ 8:1፣ 22:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/1999፡ ገጽ 29

ግብሪ ሃዋርያት 7:59

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2008፡ ገጽ 31

    1/1/2005፡ ገጽ 31

ግብሪ ሃዋርያት 7:60

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቀሰ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:44

ሓፈሻዊ

ግብ. 7:2ዘፍ 11:31
ግብ. 7:3ዘፍ 12:1
ግብ. 7:4ዘፍ 11:32
ግብ. 7:4ዘፍ 12:4, 5፣ እብ 11:8
ግብ. 7:5ዘፍ 12:7፣ 13:14, 15፣ 17:1, 8
ግብ. 7:6ዘፍ 15:13፣ ዘጸ 12:40
ግብ. 7:7ዘፍ 15:14
ግብ. 7:7ዘጸ 3:12
ግብ. 7:8ዘፍ 17:9, 10
ግብ. 7:8ዘፍ 21:1-3
ግብ. 7:8ዘፍ 21:4
ግብ. 7:9ዘፍ 37:9-11
ግብ. 7:9ዘፍ 37:28፣ 45:4
ግብ. 7:9ዘፍ 39:2, 3
ግብ. 7:10ዘፍ 41:40-46
ግብ. 7:11ዘፍ 41:54፣ 42:5
ግብ. 7:12ዘፍ 42:2, 6
ግብ. 7:13ዘፍ 45:1, 16
ግብ. 7:14ዘፍ 46:27፣ ዘዳ 10:22
ግብ. 7:14ዘፍ 45:9-11
ግብ. 7:15ዘፍ 46:29፣ ዘዳ 26:5
ግብ. 7:15ዘፍ 49:33
ግብ. 7:15ዘጸ 1:6
ግብ. 7:16ዘፍ 23:16፣ ዘጸ 13:19፣ እያ 24:32
ግብ. 7:18ዘጸ 1:7, 8
ግብ. 7:19ዘጸ 1:10, 22
ግብ. 7:20ዘጸ 2:2፣ እብ 11:23
ግብ. 7:21ዘጸ 2:3
ግብ. 7:21ዘጸ 2:5, 10
ግብ. 7:22ዘጸ 11:3
ግብ. 7:23ዘጸ 2:11-15
ግብ. 7:29ዘጸ 2:21, 22፣ 18:2-4
ግብ. 7:30ዘጸ 3:2-10
ግብ. 7:32ዘጸ 3:6፣ ማር 12:26፣ ሉቃ 20:37
ግብ. 7:34ዘጸ 2:23, 24
ግብ. 7:35ዘጸ 2:14፣ ግብ 7:27
ግብ. 7:35ዘጸ 4:19
ግብ. 7:36ዘጸ 16:35፣ ዘሁ 14:33, 34
ግብ. 7:36ዘጸ 14:21, 22፣ 15:4, 5
ግብ. 7:36ዘጸ 7:3
ግብ. 7:36ዘጸ 12:41
ግብ. 7:37ዘዳ 18:15፣ ግብ 3:22
ግብ. 7:38ዘጸ 19:3፣ ዘዳ 5:27
ግብ. 7:38ግብ 7:53፣ ገላ 3:19
ግብ. 7:38ዘጸ 21:1፣ ዘዳ 9:10
ግብ. 7:39ዘሁ 14:3, 4
ግብ. 7:39ዘጸ 16:3
ግብ. 7:40ዘጸ 32:1, 23
ግብ. 7:41ዘጸ 32:4, 6
ግብ. 7:422ነገ 17:16
ግብ. 7:431ነገ 11:7
ግብ. 7:43ኤር 25:11፣ ኣሞ 5:25-27
ግብ. 7:44ዘጸ 25:40
ግብ. 7:45ዘዳ 3:28፣ 31:3፣ እያ 3:14
ግብ. 7:45ዘፍ 17:1, 8፣ እያ 23:9፣ 24:18
ግብ. 7:462ሳሙ 7:2፣ 1ዜና 22:7፣ መዝ 132:1-5
ግብ. 7:471ነገ 6:1
ግብ. 7:48ግብ 17:24
ግብ. 7:49መዝ 11:4
ግብ. 7:49ማቴ 5:34, 35
ግብ. 7:50ኢሳ 66:1, 2፣ እብ 3:4
ግብ. 7:51ኢሳ 63:10
ግብ. 7:522ዜና 36:16
ግብ. 7:52ማቴ 23:31
ግብ. 7:52ኢሳ 53:8፣ ግብ 3:13, 14
ግብ. 7:53ግብ 7:38፣ ገላ 3:19
ግብ. 7:55መዝ 110:1፣ ማቴ 26:64
ግብ. 7:56ዳን 7:13
ግብ. 7:56ሮሜ 8:34
ግብ. 7:58ዘሌ 24:14, 16፣ ማቴ 23:37፣ ዮሃ 16:2
ግብ. 7:58ዘዳ 17:7
ግብ. 7:58ግብ 8:1፣ 22:20
ግብ. 7:60ማቴ 5:44
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
  • 45
  • 46
  • 47
  • 48
  • 49
  • 50
  • 51
  • 52
  • 53
  • 54
  • 55
  • 56
  • 57
  • 58
  • 59
  • 60
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ግብሪ ሃዋርያት 7:1-60

ግብሪ ሃዋርያት

7 እቲ ሊቀ ኻህናት ከኣ፡ “እዚ ነገር እዚ ኸምኡ ድዩ፧” በሎ። 2 እስጢፋኖስ ከኣ ከምዚ ኢሉ መለሰ፦ “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋትን ኣቦታትን፡ ስምዑ። ኣምላኽ ክብሪ ንኣቦና ኣብርሃም፡ ገና ኣብ ካራን ከይተቐመጠ፡ ኣብ መሶጶታምያ ኸሎ፡ ተራእዮ፣+ 3 ‘ካብ ምድርኻን ካብ ኣዝማድካን ውጻእ፣ ኣነ ናብ ዘርእየካ ምድሪ ንዓ’ ድማ በሎ።+ 4 ሽዑ፡ ንሱ ኻብ ምድሪ ከለዳውያን ወጺኡ፡ ኣብ ካራን ተቐመጠ። ኣቦኡ ምስ ሞተ ኸኣ፡+ ኣምላኽ ካብኡ ናብዛ ሕጂ እትነብርዋ ዘለኹም ምድሪ ኣግዓዞ።+ 5 ኣብኣ ድማ መርገጽ እግሪ ዚኣክል እኳ ርስቲ ኣይሃቦን፣ ግናኸ፡ ውሉድ ዘይብሉ ኽነሱስ፡ እታ ምድሪ ንዕኡ፡ ብድሕሪኡ እውን ንዘርኡ ኸም ዜረስትዮ፡ ኣተስፈዎ።+ 6 ዘርኡ ኣብ ዘይምድሮም ጓኖት ከም ዚዀኑን እቶም ህዝቢ ን400 ዓመት ከም ዚገዝእዎምን ከም ዚገፍዕዎምን እውን ኣምላኽ ተዛረቦ።+ 7 ኣምላኽ ድማ፡ ‘ነቲ ዚግዝእዎ ህዝቢ ኸኣ ኣነ ኽፈርዶ እየ፣+ ድሕርዚ፡ ኪወጹ እሞ፡ ኣብዛ ቦታ እዚኣ ኼገልግሉኒ* እዮም’ በለ።+

8 “ኪዳን ግዝረት እውን ሃቦ፣+ ከምኡ ኸኣ ንይስሃቅ ወለደ+ እሞ ኣብ ሻምነይቲ መዓልቲ ገዘሮ፣+ ይስሃቅ ድማ ንያእቆብ ወለደ፡* ያእቆብ ከኣ ን12 ርእስታት ዓሌት ወለደ። 9 እቶም ርእስታት ዓሌት ድማ ንዮሴፍ ቀኒኦምሉ+ ናብ ግብጺ ሸጥዎ።+ ኣምላኽ ግና ምስኡ ነበረ፣+ 10 ካብ ኵሉ ጸበባኡ ኸኣ ኣናገፎ፣ ኣብ ቅድሚ ፈርኦን ንጉስ ግብጺ ድማ ሞገስን ጥበብን ሃቦ። ንሱ እውን ንግብጽን ንብዘላ ቤቱን ኬመሓድር ሸሞ።+ 11 ኣብ ኵላ ግብጽን ከነኣንን ከኣ ጥሜት፡ እወ፡ ብርቱዕ ጸበባ ዀነ፣ ኣቦታትና ድማ ምግቢ ሰኣኑ።+ 12 ያእቆብ ግና ኣብ ግብጺ እኽሊ ኸም ዚርከብ ሰምዐ፣ ንኣቦታትና ኸኣ ቀዳማይ ግዜ ለኣኾም።+ 13 ኣብ ካልኣዮም ድማ፡ ዮሴፍ ንኣሕዋቱ ገዛእ ርእሱ ኣፍለጦም፣ ዓሌት ዮሴፍ እውን ኣብ ፈርኦን ተፈልጠ።+ 14 ዮሴፍ ከኣ ንኣቦኡ ያእቆብን ንዅሎም እቶም 75 ሰባት*+ ዚዀኑ ኣዝማዱን ልኢኹ ጸውዖም።+ 15 ያእቆብ ድማ ናብ ግብጺ ወረደ፣+ ኣብኣ ኸኣ ሞተ፣+ ኣቦታትና እውን ሞቱ።+ 16 ናብ ሴኬም ድማ ኣግዓዝዎም፣ ኣብታ ኣብርሃም ካብ ደቂ ሓሞር ኣብ ሴኬም ብገንዘብ ብሩር ዝዓደጋ መቓብር ከኣ ኣንበርዎም።+

17 “እቲ ኣምላኽ ንኣብርሃም ዝገለጸሉ ተስፋ ዚፍጸመሉ ግዜ ምስ ቀረበ፡ እቶም ህዝቢ ኣብ ግብጺ ዓበዩን በዝሑን፣ 18 እዚ ድማ ኣብ ግብጺ ንዮሴፍ ዘይፈልጥ ካልእ ንጉስ ክሳዕ ዚትንስእ ኰነ።+ 19 ንሱ ንዓሌትና ተተናዀሎም፣ ንኣቦታትና ኸኣ ሕጻናቶም ብህይወት ምእንቲ ኸይነብሩ፡ ክሳዕ ዚድርብዩ ጨቈኖም።+ 20 በታ ግዜ እቲኣ ሙሴ ተወልደ፣ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ከኣ ጽቡቕ ነበረ። ኣብ ቤት ኣቦኡ እውን ንሰለስተ ወርሒ ኽንክን ተገብረሉ።*+ 21 ምስ ተደርበየ ግና፡+ ጓል ፈርኦን ኣልዒላ፡ ከም ወዳ ገይራ ኣዕበየቶ።+ 22 ሙሴ ድማ ኵሉ ጥበብ ግብጻውያን ተማህረ፣ ብቓሉን ብግብሩን ከኣ በርትዐ።+

23 “ወዲ 40 ዓመት ምስ ኰነ ድማ፡ ንኣሕዋቱ፡ ንደቂ እስራኤል፡ ኪበጽሕ ብልቡ ሓሰበ።*+ 24 ሓደ ኻባታቶም ኪዕመጽ ምስ ረኣየ ኸኣ፡ ሕነ እቲ ግፉዕ ዘርዩ፡ ነቲ ግብጻዊ ቐተሎ። 25 ኣሕዋቱ፡ ኣምላኽ ብኢዱ ገይሩ ድሕነት ከም ዚህቦም፡ ዜስተውዕሉ ይመስሎ ነበረ፣ ንሳቶም ግና ኣየስተውዓልዎን። 26 ንጽብሒቱ ድማ፡ ኪብኣሱ ኸለዉ ረኣዮም፣ ‘ኣቱም ሰባት፡ ኣሕዋት ኢኹም። ስለምንታይ ንሓድሕድኩም እትተዓማመጹ፧’ ኢሉ እውን ኪዓርቆም ፈተነ። 27 እቲ ንብጻዩ ዚዕምጾ ዝነበረ ግና ደፊኡ፡ ‘መን ሓለቓን ፈራድን ገይሩ ኣባና ሸይሙካ፧ 28 ከምቲ ትማሊ ነቲ ግብጻዊ ዝቐተልካዮዶ ኽትቀትለኒ ደሊኻ፧’ በሎ። 29 ሙሴ እዚ ዘረባ እዚ ምስ ሰምዐ፡ ሃደመ፣ ኣብ ምድሪ ሚድያን ድማ ጓና ዀነ፣ ኣብኡ ኸኣ ክልተ ኣወዳት ወለደ።+

30 “ድሕሪ 40 ዓመት ድማ፡ ኣብ በረኻ ከረን ሲና፡ መልኣኽ ብዚነድድ ኣሻዅ ቈጥቋጥ ተራእዮ።+ 31 ሙሴ እዚ ምስ ረኣየ፡ በቲ ትርኢት እቲ ተገረመ። ኪምርምር ኢሉ ኪቐርብ ከሎ ግና፡ ከምዚ ዚብል ድምጺ የሆዋ* ሰምዐ፦ 32 ‘ኣነ ኣምላኽ ኣቦታትካ፡ ኣምላኽ ኣብርሃምን ይስሃቅን ያእቆብን እየ።’+ ሙሴ ራዕራዕ ስለ ዝበለ፡ ኪምርምር ኣይደፈረን። 33 የሆዋ* ድማ ከምዚ በሎ፦ ‘እዛ ደው ኢልካላ ዘለኻ ቦታ ቕድስቲ ምድሪ እያ እሞ፡ ኣሳእንካ ኻብ ኣእጋርካ ኣውጽእ። 34 ጭቈና እቲ ኣብ ግብጺ ዘሎ ህዝበይ ብርግጽ ርእየ ኣለኹ፣ እህህታኦም ከኣ ሰሚዐ፡+ ከናግፎም እውን ወሪደ ኣለኹ። ሕጂ ኸኣ ንዓ ናብ ግብጺ ኽልእከካ።’ 35 ነዚ፡ ‘መን ሓለቓን ፈራድን ገይሩ ሸይሙካ፧’ ኢሎም ዝኸሓድዎ ሙሴ እዚ፡+ ኣምላኽ ብኢድ እቲ ኣብ ኣሻዅ ቈጥቋጥ እተራእዮ መልኣኽ፡ ሓለቓን መድሓንን ገይሩ ለኣኾ።+ 36 ንሱ ን40 ዓመት+ ኣብ ግብጽን ኣብ ቀይሕ ባሕርን+ ኣብ በረኻን ተኣምራትን ትእምርትታትን እናገበረ+ ኣውጽኦም።+

37 “እዚ ሙሴ እዚ እዩ ንደቂ እስራኤል፡ ‘ኣምላኽ ከማይ ዝኣመሰለ ነብዪ ኻብ መንጎ ኣሕዋትኩም ኬተንስኣልኩም እዩ’ ዝበሎም።+ 38 ንሱ እዩ ኣብ በረኻ ኣብ መንጎ እቲ ጉባኤ ምስቲ ኣብ ከረን ሲና እተዛረቦ+ መልኣኽን+ ምስ ኣቦታትናን ዝነበረ፣ ንዓና ምእንቲ ኺህበና ኸኣ ህያው ዝዀነ ቕዱስ ቃል ተቐበለ።+ 39 ንዕኡ ኣቦታትና ደፍእዎ ደኣ እምበር፡ ኪእዘዝዎ ኣይደለዩን፣+ ብልቦም ድማ ናብ ግብጺ ተመልሱ፣+ 40 ንኣሮን እውን፡ ‘እዚ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዘውጽኣና ሙሴ እንታይ ከም ዝዀነ ኣይንፈልጥን ኢና እሞ፡ ቀቅድሜና ዚኸዱ ኣማልኽቲ ግበረልና’ በልዎ።+ 41 በተን መዓልትታት እቲአን ድማ ምራኽ ገበሩ፣ ነቲ ጣኦት ከኣ መስዋእቲ ኣምጽኡሉ፣ ብግብሪ ኣእዳዎም እውን ተሓጐሱ።+ 42 ኣምላኽ ድማ ካባታቶም ኣልገሰ፡ ንሰራዊት ሰማይ ኬገልግሉ ኸኣ ኣሕሊፉ ሃቦም፣+ እዚ ኸኣ ከምቲ ኣብ መጽሓፍ ነብያት ከምዚ ተባሂሉ እተጻሕፈ እዩ፦ ‘ኣቱም ቤት እስራኤል፡ 40 ዓመት ኣብ በረኻ ሕሩድን መስዋእትን ዘቕረብኩምሲ ንዓይ ድዩ፧ 43 እኳ ደኣስ ነቶም ከተምልኽዎም ኢልኩም ዝገበርኩምዎም ምስልታት ድንኳን ሞሎኽን+ ኰዀብ ኣምላኽ ሬፋንን ኢኹም ዝጾርኩም። ስለዚ፡ ክንየው ባቢሎን ከግዕዘኩም እየ።’+

44 “ኣቦታትና ኣብ በረኻ ድንኳን ምስክር ነበረቶም፣ ንሳ ኸኣ እታ ንሙሴ ኸምታ ዝረኣያ ምስሊ ገይሩ ኺሰርሓ ዝኣዘዞ እያ።+ 45 እቶም እተቐበልዋ ኣቦታትና ድማ፡ ምስ እያሱ ዀይኖም ናብታ ኣህዛብ ዝነበርዋ እሞ፡+ ኣምላኽ ካብ ቅድሚ ኣቦታትና ዝሰጐጎም ምድሪ ኣእተውዋ።+ ኣብኣ ኸኣ ክሳዕ ዘመን ዳዊት ጸንሐት። 46 ንሱ ድማ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሞገስ ረኸበ፣ ንኣምላኽ ያእቆብ ዚኸውን መንበሪ ኺሰርሕ ለመነ።+ 47 ቤት ዝሃነጸሉ ግና ሰሎሞን እዩ።+ 48 ግናኸ፡ እቲ ልዑል ብኢድ ኣብ እተሰርሐ ኣባይቲ ኣይነብርን እዩ፣+ እዚ ኸኣ ከምቲ ነብዪ፡ 49 ‘“ሰማይ ዝፋነይ እዩ፣+ ምድሪ ኸኣ ድኳ እግረይ እያ።+ ከመይ ዝበለት ቤት ኢኹም ክትሃንጹለይ፧” ይብል የሆዋ።* “ወይስ እታ ዝዓርፈላ ቦታ ኣበይ ኣላ፧ 50 እዚ ዅሉስ ኢደይዶ ኣይገበረቶን፧”’ ዚብሎ እዩ።+

51 “ኣቱም ልብኹምን ኣእዛንኩምን ዘይተገዝረ ተረርቲ፡ ንስኻትኩም ኵሉ ሳዕ ንመንፈስ ቅዱስ ትጻረርዎ ኣለኹም፣ ከምቲ ኣቦታትኩም ዝገበርዎ፡ ንስኻትኩም እውን ከምኡ ትገብሩ ኣለኹም።+ 52 ካብ ነብያትከ ኣቦታትኩም ዘይሰጐጕዎ መን እዩ፧+ እወ፡ ነቶም ብዛዕባ ምምጻእ እቲ ጻድቕ ኣቐዲሞም ዝነገሩ ቐቲሎምዎም፣+ ሕጂ እውን ንስኻትኩም ንዕኡ ኣሕሊፍኩም ወሃብቱን ቀተልቱን ኴንኩም።+ 53  ነቲ ብመላእኽቲ እተመሓላለፈ ሕጊ እተቐበልኩም+ ክነስኹምሲ፡ ኣይሓሎኹምዎን።”

54 እዚ ምስ ሰምዑ፡ ልቦም ነደረ፡ ኣስናኖም ከኣ ሓርቀሙሉ። 55 ንሱ ግና ብመንፈስ ቅዱስ ተመሊኡ፡ ናብ ሰማይ ጠመተ፣ ክብሪ ኣምላኽን የሱስ ኣብ የማን ኣምላኽ ደው ኢሉን ድማ ረኣየ፣+ 56 “እንሆ፡ ሰማያት ተኸፊቱ፡ ወዲ ሰብ ድማ+ ኣብ የማን ኣምላኽ ደው ኢሉ እርኢ ኣለኹ” እውን በለ።+ 57  ሽዑ፡ ብዓብዪ ድምጺ ጨደሩ፣ ኣእዛኖም ደፊኖም ከኣ፡ ብሓባር ወረርዎ። 58 ናብ ወጻኢ እታ ኸተማ ኣውጺኦም ከኣ፡ ብዳርባ እምኒ ኺጭፍጭፍዎ ጀመሩ።+ እቶም መሰኻኽር+ ድማ ክዳውንቶም ኣብ ኣእጋር ሳውል ዚብሃል ጐበዝ ኣንበሩ።+ 59 ብዳርባ እምኒ ኪቐትልዎ ኸለዉ ኸኣ፡ እስጢፋኖስ፡ “ጐይታይ የሱስ፡ መንፈሰይ ተቐበል” ኢሉ ተማሕጸነ። 60 ተምበርኪኹ ኸኣ፡ ብብርቱዕ ድምጺ፡ “የሆዋ፡* እዚ ሓጢኣት እዚ ኣይትሓዘሎም” ኢሉ ጨደረ።+ እዚ ምስ በለ እውን ሞተ።*

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ