ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኤርምያስ 31
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኤርምያስ—ትሕዝቶ

      • ተረፍ እስራኤል ኣብታ ምድሪ መሊሱ ኺሰፍር እዩ (1-30)

        • ራሄል ንደቃ ትበኽየሎም (15)

      • ሓድሽ ኪዳን (31-40)

ኤርምያስ 31:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:12፣ ኤር 30:22፣ 31:33

ኤርምያስ 31:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ስለዚ እየ ብተኣማንነት ዘፍቀርኩኺ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 7:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኤርምያስ፡ ገጽ 142-143

ኤርምያስ 31:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብሳዕስዒት እቶም ዚስሕቁ እውን ክትወጺ ኢኺ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 33:7፣ ኣሞ 9:11
  • +ኤር 30:18, 19

ኤርምያስ 31:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣሞ 9:14፣ ሚክ 4:4
  • +ዘዳ 30:9፣ ኢሳ 65:21, 22

ኤርምያስ 31:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 2:3፣ ኤር 50:4, 5

ኤርምያስ 31:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:43፣ ኢሳ 44:23
  • +ኢሳ 1:9፣ ኤር 23:3፣ ዮኤ 2:32

ኤርምያስ 31:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 43:6፣ ኤር 3:12
  • +ዘዳ 30:4፣ ህዝ 20:34፣ 34:12
  • +ኢሳ 35:6፣ 42:16
  • +እዝ 2:1, 64

ኤርምያስ 31:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ርባታት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 50:4
  • +ዘፍ 48:14፣ ዘጸ 4:22
  • +ኢሳ 35:7፣ 49:10

ኤርምያስ 31:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 11:11፣ 42:10
  • +ኢሳ 40:11፣ ህዝ 34:11-13፣ ሚክ 2:12

ኤርምያስ 31:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኪብጀዎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 44:23፣ 48:20
  • +ኢሳ 49:25

ኤርምያስ 31:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ካብ የሆዋ ብዚርከብ ጽቡቕን።”

  • *

    ወይ፡ “ነፍሶም ማይ ከም ዝመልኣ ስፍራ ኣታኽልቲ ኽትከውን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 3:13፣ መዝ 126:1፣ ኢሳ 51:11
  • +ዮኤ 3:18
  • +ኢሳ 65:10
  • +ኢሳ 58:11
  • +ኢሳ 35:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 278

ኤርምያስ 31:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘካ 8:4
  • +እዝ 3:12
  • +ኢሳ 51:3፣ 65:19

ኤርምያስ 31:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብስብሒ።”

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሲ ኻህናት ብኣኽል ታርፍ ከጽግባ እየ።”

  • *

    ወይ፡ “ብሰናየይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 30:9፣ ኢሳ 63:7

ኤርምያስ 31:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 18:21, 25፣ ኤር 40:1
  • +ድጕ 1:16
  • +ማቴ 2:16-18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 24

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2014፡ ገጽ 21

    15/8/2011፡ ገጽ 10

    ኤርምያስ፡ ገጽ 162

ኤርምያስ 31:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 1:5፣ ኤር 23:3፣ ህዝ 11:17፣ ሆሴ 1:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2014፡ ገጽ 21

ኤርምያስ 31:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 29:11
  • +ኤር 46:27

ኤርምያስ 31:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2012፡ ገጽ 10-11

ኤርምያስ 31:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 30:1-3
  • +እዝ 9:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2012፡ ገጽ 11

ኤርምያስ 31:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣምዑተይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 31:9፣ ሆሴ 14:4
  • +ሆሴ 11:8
  • +ዘዳ 32:36፣ ሚክ 7:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2012፡ ገጽ 11

    1/11/1994፡ ገጽ 7-8

    ኤርምያስ፡ ገጽ 181

ኤርምያስ 31:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 62:10
  • +ኢሳ 35:8

ኤርምያስ 31:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:26
  • +ዘካ 8:3

ኤርምያስ 31:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 33:12፣ ህዝ 36:10, 11

ኤርምያስ 31:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንዝደኸመት ነፍሲ ኸርውያ፡ ንዝማሰነት ነፍሲ እውን ከጽግባ እየ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 107:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኤርምያስ፡ ገጽ 81-82

ኤርምያስ 31:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 30:9፣ ህዝ 36:9፣ ሆሴ 2:23

ኤርምያስ 31:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 44:27፣ 45:4
  • +መዝ 102:16፣ 147:2፣ ኤር 24:6

ኤርምያስ 31:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ጐደመ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 18:2-4

ኤርምያስ 31:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 26:27, 28፣ ሉቃ 22:20፣ 1ቈረ 11:25፣ እብ 8:8-12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2010፡ ገጽ 26-27

    1/2/1998፡ ገጽ 12-13

    ኤርምያስ፡ ገጽ 169-170

ኤርምያስ 31:32

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣነ ሰብኣዮም” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:5
  • +ህዝ 16:59

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኤርምያስ፡ ገጽ 169-170

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/1998፡ ገጽ 12-13

ኤርምያስ 31:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 11:19
  • +እብ 10:16
  • +ኤር 24:7፣ 30:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኤርምያስ፡ ገጽ 173-175፡ 178-180

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2007፡ ገጽ 11

    15/3/1998፡ ገጽ 13-14

    1/2/1998፡ ገጽ 15፡ 19-20

ኤርምያስ 31:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 11:9፣ ኣን 2:14
  • +ኢሳ 54:13፣ ዮሃ 17:3
  • +ኤር 33:8፣ 50:20፣ ማቴ 26:27, 28፣ እብ 8:10-12፣ 9:15፣ 10:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 175

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 265-267

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2012፡ ገጽ 30

    1/2/1998፡ ገጽ 15-16፡ 19-20

    1/12/1997፡ ገጽ 12-13

    ኤርምያስ፡ ገጽ 170-173፡ 176-181

    ንቕሑ!፡

    8/10/1999፡ ገጽ 11-13

ኤርምያስ 31:35

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 51:15

ኤርምያስ 31:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 54:10፣ ኤር 33:20, 21

ኤርምያስ 31:37

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 30:11

ኤርምያስ 31:38

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 3:1፣ ዘካ 14:10
  • +2ዜና 26:9
  • +ነህ 12:27፣ ኢሳ 44:28፣ ኤር 30:18

ኤርምያስ 31:39

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘካ 1:16

ኤርምያስ 31:40

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓሚቝ ጐልጐል።”

  • *

    ማለት፡ ብስብሒ እቲ መስዋእቲ ዝጠስጠሰ ሓምዅሽቲ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 15:23፣ 2ነገ 23:6፣ ዮሃ 18:1
  • +ነህ 3:28
  • +ዮኤ 3:17

ሓፈሻዊ

ኤር. 31:1ዘሌ 26:12፣ ኤር 30:22፣ 31:33
ኤር. 31:3ዘዳ 7:8
ኤር. 31:4ኤር 33:7፣ ኣሞ 9:11
ኤር. 31:4ኤር 30:18, 19
ኤር. 31:5ኣሞ 9:14፣ ሚክ 4:4
ኤር. 31:5ዘዳ 30:9፣ ኢሳ 65:21, 22
ኤር. 31:6ኢሳ 2:3፣ ኤር 50:4, 5
ኤር. 31:7ዘዳ 32:43፣ ኢሳ 44:23
ኤር. 31:7ኢሳ 1:9፣ ኤር 23:3፣ ዮኤ 2:32
ኤር. 31:8ኢሳ 43:6፣ ኤር 3:12
ኤር. 31:8ዘዳ 30:4፣ ህዝ 20:34፣ 34:12
ኤር. 31:8ኢሳ 35:6፣ 42:16
ኤር. 31:8እዝ 2:1, 64
ኤር. 31:9ኤር 50:4
ኤር. 31:9ዘፍ 48:14፣ ዘጸ 4:22
ኤር. 31:9ኢሳ 35:7፣ 49:10
ኤር. 31:10ኢሳ 11:11፣ 42:10
ኤር. 31:10ኢሳ 40:11፣ ህዝ 34:11-13፣ ሚክ 2:12
ኤር. 31:11ኢሳ 44:23፣ 48:20
ኤር. 31:11ኢሳ 49:25
ኤር. 31:12እዝ 3:13፣ መዝ 126:1፣ ኢሳ 51:11
ኤር. 31:12ዮኤ 3:18
ኤር. 31:12ኢሳ 65:10
ኤር. 31:12ኢሳ 58:11
ኤር. 31:12ኢሳ 35:10
ኤር. 31:13ዘካ 8:4
ኤር. 31:13እዝ 3:12
ኤር. 31:13ኢሳ 51:3፣ 65:19
ኤር. 31:14ዘዳ 30:9፣ ኢሳ 63:7
ኤር. 31:15እያ 18:21, 25፣ ኤር 40:1
ኤር. 31:15ድጕ 1:16
ኤር. 31:15ማቴ 2:16-18
ኤር. 31:16እዝ 1:5፣ ኤር 23:3፣ ህዝ 11:17፣ ሆሴ 1:11
ኤር. 31:17ኤር 29:11
ኤር. 31:17ኤር 46:27
ኤር. 31:19ዘዳ 30:1-3
ኤር. 31:19እዝ 9:6
ኤር. 31:20ኤር 31:9፣ ሆሴ 14:4
ኤር. 31:20ሆሴ 11:8
ኤር. 31:20ዘዳ 32:36፣ ሚክ 7:18
ኤር. 31:21ኢሳ 62:10
ኤር. 31:21ኢሳ 35:8
ኤር. 31:23ኢሳ 1:26
ኤር. 31:23ዘካ 8:3
ኤር. 31:24ኤር 33:12፣ ህዝ 36:10, 11
ኤር. 31:25መዝ 107:9
ኤር. 31:27ዘዳ 30:9፣ ህዝ 36:9፣ ሆሴ 2:23
ኤር. 31:28ኤር 44:27፣ 45:4
ኤር. 31:28መዝ 102:16፣ 147:2፣ ኤር 24:6
ኤር. 31:29ህዝ 18:2-4
ኤር. 31:31ማቴ 26:27, 28፣ ሉቃ 22:20፣ 1ቈረ 11:25፣ እብ 8:8-12
ኤር. 31:32ዘጸ 19:5
ኤር. 31:32ህዝ 16:59
ኤር. 31:33ህዝ 11:19
ኤር. 31:33እብ 10:16
ኤር. 31:33ኤር 24:7፣ 30:22
ኤር. 31:34ኢሳ 11:9፣ ኣን 2:14
ኤር. 31:34ኢሳ 54:13፣ ዮሃ 17:3
ኤር. 31:34ኤር 33:8፣ 50:20፣ ማቴ 26:27, 28፣ እብ 8:10-12፣ 9:15፣ 10:17
ኤር. 31:35ኢሳ 51:15
ኤር. 31:36ኢሳ 54:10፣ ኤር 33:20, 21
ኤር. 31:37ኤር 30:11
ኤር. 31:38ነህ 3:1፣ ዘካ 14:10
ኤር. 31:382ዜና 26:9
ኤር. 31:38ነህ 12:27፣ ኢሳ 44:28፣ ኤር 30:18
ኤር. 31:39ዘካ 1:16
ኤር. 31:40ዮኤ 3:17
ኤር. 31:402ሳሙ 15:23፣ 2ነገ 23:6፣ ዮሃ 18:1
ኤር. 31:40ነህ 3:28
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኤርምያስ 31:1-40

ኤርምያስ

31 “በቲ ግዜ እቲ” ይብል የሆዋ፡ “ንዅሎም ዓሌታት እስራኤል ኣምላኽ ክዀኖም እየ፣ ንሳቶም ከኣ ህዝበይ ኪዀኑ እዮም።”+

 2 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“እስራኤል ናብ መዕረፊኡ ኪኸይድ ከሎ፡

እቲ ኻብ ሰይፊ ዘምለጠ ህዝቢ ኣብ በረኻ ሞገስ ረኺቡ።”

 3 የሆዋ ኻብ ርሑቕ ተራእየኒ፡ ከምዚ እውን በለኒ፦

“ብናይ ዘለኣለም ፍቕሪ ኣፍቂረኪ።

ስለዚ እየ በቲ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕሪ ናባይ ዝሰሓብኩኺ።*+

 4 ከም ብሓድሽ ከኣ ዳግም ክሃንጸኪ እየ እሞ፡ ዳግም ክትህነጺ ኢኺ።+

ኣቲ ድንግል እስራኤል፡ ከም ብሓድሽ ከበሮታትኪ ኸተልዕሊ፡

ብታሕጓስ እናሳዕሳዕኪ እውን ክትወጺ ኢኺ።*+

 5 ኣብ ኣኽራን ሰማርያ ኸም ብሓድሽ ኣታኽልቲ ወይኒ ኽትተኽሊ ኢኺ፣+

እቶም ተኸልቲ ኺተኽሉ፡ ፍሪኡ ድማ ኪበልዑ እዮም።+

 6 እቶም ኣብ ኣኽራን ኤፍሬም ዘለዉ ሓለውትስ፡

‘ተንስኡ፡ ናብ ጽዮን፡ ናብ የሆዋ ኣምላኽና ንደይብ’ ኢሎም ዜድህዩላ መዓልቲ ኽትመጽእ እያ።”+

 7 የሆዋስ ከምዚ ይብል፦

“ንያእቆብ ብታሕጓስ ጨድሩሉ።

ንስኻትኩም ኣብ ልዕሊ ኣህዛብ ኢኹም እሞ እልል በሉ።+

ኣውጅዎ፣ ከምዚ ኢልኩም ድማ ወድሱ፦

‘ኦ የሆዋ፡ ንህዝብኻ፡ ንተረፍ እስራኤል ኣድሕኖ።’+

 8 ካብ ምድሪ ሰሜን መሊሰ አምጽኦም ኣለኹ።+

ካብ ግሉል ክፋላት ምድሪ ኽእክቦም እየ።+

ኣብ መንጎኦም ዕዉራትን ሓንካሳትን+

ጥንስትን ቅልውላው ሕርሲ እተታሕዘትን ሓቢሮም ኪህልዉ እዮም።

ዓብዪ ጉባኤ ዀይኖም ናብዚ ኺምለሱ እዮም።+

 9 እናበኸዩ ኺመጹ እዮም።+

ሞገስ እናለመኑ ኽመርሖም እየ።

ኣነ ንእስራኤል ኣቦኡ እየ፡ ኤፍሬም ከኣ በዅረይ እዩ እሞ፡+

ብዘይዕንቀፉላ ጥጥሕቲ መገዲ፡

ናብ ወሓይዝ* ማያት ክወስዶም እየ።”+

10 ኣቱም ኣህዛብ፡ ቃል የሆዋ ስምዑ፡

ኣብተን ኣብ ርሑቕ ዘለዋ ደሴታት ኣውጅዎ፦+

“እቲ ንእስራኤል ፋሕ ዘበሎ፡ ኪእክቦ እዩ።

ከም ጓሳ ንመጓሰኡ ድማ ኪሕልዎ እዩ።+

11 የሆዋስ ንያእቆብ ኪብጀዎ፡+

ካብ ኢድ እቲ ኻብኡ ዚሕይል ከኣ ኬናግፎ* እዩ።+

12 ንሳቶም ኪመጹ፡ ኣብቲ በሪኽ ጽዮን ድማ እልል ኪብሉ፡+

ብሕያውነት የሆዋን*

ብእኽልን ብጕዕሽ ወይንን+ ብዘይትን፡

ብውላዳት ጤለ በጊዖምን ከብቶምን እውን ኬንጸባርቑ እዮም።+

ማይ ከም ዝመልኦ ስፍራ ኣታኽልቲ ኪዀኑ፡*+

ደጊም እውን ከቶ ኣይኪማስኑን እዮም።”+

13 “ሽዑ፡ ድንግል ብታሕጓስ ክትስዕስዕ እያ፣

ኣጕባዝን ኣረገውትን እውን ሓቢሮም ኪስዕስዑ እዮም።+

ሓዘኖም ናብ ፍስሃ ኽልውጦ እየ።+

ከጸናንዖም፡ ኣብ ክንዲ ጓሂ ኸኣ ሓጐስ ክህቦም እየ።+

14 ንኻህናት ብኣኽል ታርፍ* ከጽግቦም እየ፣*

ህዝበይ ድማ ብሕያውነተይ* ኪጸግብ እዩ”+ ይብል የሆዋ።

15 “የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

‘ኣብ ራማ+ ድምጺ ልቕሶን መሪር ብኽያትን ይስማዕ ኣሎ፦

ራሄል ንደቃ ትበኽየሎም ኣላ።+

ስለ እተወድኡ ድማ፡

ስለ ደቃ ምጽንናዕ ኣብያ ኣላ።’”+

16 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“‘ተግባርኪ ዓስቡ ኺረክብ እዩ እሞ፡

ድምጽኺ ኻብ ብኽያት፡ ኣዒንትኺ ኸኣ ካብ ንብዓት ዕገቲ’ ይብል የሆዋ።

‘ካብ ምድሪ ጸላኢ ኺምለሱ እዮም።’+

17 ‘ንመጻኢኺ ድማ ተስፋ ኣሎ’+ ይብል የሆዋ።

‘ደቅኺ ናብ ሃገሮም ኪምለሱ እዮም።’”+

18 “ከምዚ ዚብል ቍዝማ ኤፍሬም ብርግጽ ሰሚዐዮ ኣለኹ፦

‘ከም ዘይጸረየ ዝራብዕ ጌርካ

ንስኻ ኣሪምካኒ፡ ኣነ እውን ተኣሪመ።

ንስኻ የሆዋ ኣምላኸይ ኢኻ እሞ፡

ምለሰኒ፡ ኣነ እውን ብቐሊሉ ኽምለስ እየ።

19 ምስ ተመለስኩስ፡ ተጣዒሰ፡+

ምስ ተረድኣኒ ኸኣ፡ ሰለፈይ ብጓሂ ወቒዐ እየ።

ጸርፊ ንእስነተይ ጾይረ እየ እሞ፡

ሓፊረን ተዋሪደን እየ።’”+

20 “ኤፍሬምዶ ኽቡር ወደይ፡ ፍቑር ውሉደይ ኣይኰነን፧+

ኣንጻሩ ብእተዛረብኩ መጠን ግና፡ እዝክሮ ኣለኹ።

ስለዚ እዩ ስምዒተይ* ዚለዓዓል ዘሎ።+

ብርግጽ እውን ክድንግጸሉ እየ” ይብል የሆዋ።+

21 “መሐበሪታት መገዲ ኣቝሚ፡

መፈለጥታታት ከኣ ግበሪ።+

ነቲ ጐደና፡ ነቲ እትኸድሉ መገዲ ኣቕልብሉ።+

ኣቲ ድንግል እስራኤል፡ ተመለሲ፡ ናብዘን ከተማታትኪ ተመለሲ።

22 ኣቲ ጠላም ጓል፡ ክሳዕ መዓስ ነግፈረግ ክትብሊ ኢኺ፧

የሆዋስ ኣብ ምድሪ ሓድሽ ነገር ፈጢሩ ኣሎ፦

ሰበይቲ ንሰብኣይ ተሃንጥያ ኽትስዕቦ እያ።”

23 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ኣምላኽ እስራኤል፡ ከምዚ ይብል፦ “ንምሩኻቶም መሊሰ ምስ ኣከብክዎም፡ ኣብ ምድሪ ይሁዳን ኣብ ከተማታታን መሊሶም ከምዚ ቓላት እዚ ኺብሉ እዮም፦ ‘ኣታ ጻድቕ መንበሪ፡+ ኣታ ቕዱስ ከረን፡ የሆዋ ይባርኽካ።’+ 24 ኣብኡ ድማ ይሁዳን ኵለን ከተማታቱን፡ ሓረስቶትን መጓሰኦም ዚመርሑን፡ ብሓባር ኪነብሩ እዮም።+ 25 ኣነስ ንዝደኸሙ ኸርውዮም፡ ንዝማሰኑ እውን ከጽግቦም እየ።”*+

26 ድሕርዚ፡ ተበራበርኩ፡ ኣዒንተይ ከኣ ቋሕ ኣበልኩ፣ ድቃሰይ ድማ ባህ ኢሉኒ ነበረ።

27 “እንሆ፡ ንቤት እስራኤልን ንቤት ይሁዳን ብዘርኢ ሰብን ብዘርኢ ማልን ዝዘርኣለን መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ” ይብል የሆዋ።+

28 “ከምቲ ንምምሓውን ንምፍራስን ንምዕናውን ንምጥፋእን ንምጕዳእን+ እተቛመትክዎም፡ ከምኡ እውን ንምህናጽን ንምትካልን ክቋመቶም እየ”+ ይብል የሆዋ። 29 “በተን መዓልትታት እቲአን፡ ‘ኣቦታት መጺጽ ወይኒ በልዑ፣ ግናኸ፡ ኣስናን ደቂ ኰዀየ’*+ ደጊም ኣይኪብሉን እዮም። 30 ነፍሲ ወከፍ ብስሕተቱ ደኣ ኺመውት እዩ። መጺጽ ወይኒ ዚበልዕ ዘበለ ኸኣ፡ ኣስናኑ ኪዀዅዮ እዩ።”

31 “እንሆ፡ ምስ ቤት እስራኤልን ምስ ቤት ይሁዳን ሓድሽ ኪዳን ዝኣትወለን መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ”+ ይብል የሆዋ። 32 “ከምቲ ኣብታ ኻብ ምድሪ ግብጺ ብኢዶም ሒዘ ዘውጻእክዎም መዓልቲ ምስ ኣቦታቶም ዝኣቶኽዎ ኺዳን ኣይኰነን፣+ ‘ኣነ ናይ ሓቂ ጐይታኦም* ክነሰይሲ፡ ንሳቶም ነቲ ኺዳነይ ኣፍሪሶምዎ’+ ይብል የሆዋ።”

33 “ድሕሪ እተን መዓልትታት እቲአን ምስ ቤት እስራኤል ዝኣትዎ ኺዳንሲ እዚ እዩ” ይብል የሆዋ። “ሕገይ ኣብ ውሽጦም ከንብር፡+ ኣብ ልቦም ከኣ ክጽሕፎ እየ።+ ኣነ ኣምላኾም ክኸውን እየ፣ ንሳቶም ድማ ህዝበይ ኪዀኑ እዮም።”+

34 “ካብ ንእሽቶኦም ክሳዕ ዓብዪኦም ኵላቶም ኪፈልጡኒ እዮም እሞ፡+ ነፍሲ ወከፍ ንብጻዩን ነፍሲ ወከፍ ንሓዉን፡ ‘ንየሆዋ ፍለጦ’+ ኢሉ ኣይኪምህሮን እዩ” ይብል የሆዋ። “ከመይሲ፡ ስሕተቶም ይቕረ ኽብል፡ ሓጢኣቶም እውን ደጊም ኣይክዝክርን እየ።”+

35 እቲ ጸሓይ ንብርሃን መዓልቲ፡

ሕግታት ወርሕን ከዋኽብትን ከኣ ንብርሃን ለይቲ ዝሃበ፡

እቲ ንባሕሪ ዜለዓዕሎን ንማዕበላቱ ዜናውጾን፡

ስሙ እውን የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ዝዀነ+

የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

36 “‘እዚ ስርዓታት እዚ ኸንቱ እንተ ዚኸውን፡’ ይብል የሆዋ፡

‘ሽዑ ዘርኢ እስራኤል ንሓዋሩ ኣብ ቅድመይ ህዝቢ ኻብ ምዃን ምጠፍአ።’”+

37 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “‘ኣብ ላዕሊ ዘሎ ሰማያት ኪልካዕ እንተ ዚከኣል፡ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መሰረታት ምድሪ ኺምርመር እንተ ዚከኣል ነይሩ፡ ሽዑ ንዘርኢ እስራኤል ብሰሪ ዅሉ እቲ ዝገበርዎ ኽድርብዮም ምኸኣልኩ’ ይብል የሆዋ።”+

38 “እንሆ፡ እዛ ኸተማ ኻብ ግምቢ ሓናንኤል+ ክሳብ ኣፍ ደገ መኣዝን+ ንየሆዋ እትህነጸለን+ መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ” ይብል የሆዋ። 39 “ገመድ መለክዒ+ ኸኣ ክሳብ ኵርባ ጋሬብ ትኽ ኢሉ ኺወጽእ፡ ናብ ጎዓ ድማ ኬብል እዩ። 40 ኵሉ እቲ ስንጭሮ* ሬሳታትን ሓምዅሽትን* ኵሉ እቲ ኽሳብ ስንጭሮ ቄድሮን+ ዘሎ ዛላታትን ከኣ፡ ናብ ምብራቕ ክሳብ መኣዝን ኣፍ ደገ ኣፍራስ፡+ ንየሆዋ እተቐደሰ ኪኸውን እዩ።+ ደጊም ከቶ ኣይኪምሓውን ወይ ኣይኪፈርስን እዩ።”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ