ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘፍጥረት—ትሕዝቶ

      • ኣምላኽ ኣብ ሻውዐይቲ መዓልቲ ይዓርፍ (1-3)

      • የሆዋ ኣምላኽ፡ ፈጣሪ ሰማይን ምድርን (4)

      • ሰብኣይን ሰበይትን ኣብ ገነት ኤደን (5-25)

        • ሰብኣይ ካብ ሓመድ ተገብረ (7)

        • እታ እተኸልከለት ኦም ፍልጠት (15-17)

        • ኣፈጣጥራ ሰበይቲ (18-25)

ዘፍጥረት 2:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኵሉ ሰራዊቶምን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 9:6፣ መዝ 146:6

ዘፍጥረት 2:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 31:17፣ እብ 4:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 70፡ 173

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 56

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2012፡ ገጽ 22-23

    1/10/2001፡ ገጽ 30

    15/7/1998፡ ገጽ 14-16

ዘፍጥረት 2:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2023፡ ገጽ 5-6

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 88

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2012፡ ገጽ 22-23

    15/7/2011፡ ገጽ 24-25

    1/10/2001፡ ገጽ 30

ዘፍጥረት 2:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    እቲ יהוה (የሀወሀ) ዚብል ኣምላኽ በይኑ ዚልለየሉ ብሕታዊ ስሙ ፈለማ ዚርከበሉ ቦታ። ኣብ መ.ጽ. ሀ4 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 45:18

ዘፍጥረት 2:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/1998፡ ገጽ 9

ዘፍጥረት 2:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።” ብእብራይስጢ ነፈሽ፣ ቃል ብቓሉ “ዜተንፍስ ፍጡር” ማለት እዩ። ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:19፣ መዝ 103:14፣ መክ 3:20
  • +ዘፍ 7:22፣ ኢሳ 42:5፣ ግብ 17:25
  • +1ቈረ 15:45, 47

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 71

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 4 2017፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2009፡ ገጽ 4

    1/9/2009፡ ገጽ 12-13

    1/4/1999፡ ገጽ 14-15

    1/10/1997፡ ገጽ 19

    1/9/1994፡ ገጽ 10

    ፍልጠት፡ ገጽ 81

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 72-73

ዘፍጥረት 2:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ስፍራ ኣታኽልቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:15፣ 3:23
  • +ዘፍ 1:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2018፡ ገጽ 3-4

ዘፍጥረት 2:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:22, 24፣ ራእ 2:7
  • +ዘፍ 2:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1518

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2011፡ ገጽ 7-8

    15/4/1999፡ ገጽ 8

ዘፍጥረት 2:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣርባዕተ ርእሲ ዀነ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2011፡ ገጽ 5-6

ዘፍጥረት 2:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጢግሪስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 10:4
  • +ዘፍ 10:8, 11
  • +ዘፍ 15:18፣ ዘዳ 11:24

ዘፍጥረት 2:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:28፣ 2:8፣ መዝ 115:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2023፡ ገጽ 15-16

ዘፍጥረት 2:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:8, 9፣ 3:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 160

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 42-43

    ፍልጠት፡ ገጽ 56-57

ዘፍጥረት 2:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:19፣ መዝ 146:4፣ መክ 9:5, 10፣ ህዝ 18:4፣ ሮሜ 5:12፣ 1ቈረ 15:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 160

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 3 2019፡ ገጽ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2018፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2015፡ ገጽ 4

    15/9/2014፡ ገጽ 24-25

    1/1/2003፡ ገጽ 4

    15/1/2001፡ ገጽ 4-5

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 42-43፡ 61-62

    ምስ ሞትና፡ ገጽ 21

    ፍልጠት፡ ገጽ 56-58

ዘፍጥረት 2:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ረዳኢት፣ ደጋፊት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 11:8, 9፣ 1ጢሞ 2:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2023፡ ገጽ 23

    ንቕሑ!፡

    11/2013፡ ገጽ 15

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2012፡ ገጽ 25

    1/9/2012፡ ገጽ 4-5

    15/5/2011፡ ገጽ 8

    15/11/2000፡ ገጽ 24-25

    1/7/1995፡ ገጽ 20-21

    ሓጐስ ስድራ ቤት፡ ገጽ 34

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 239

ዘፍጥረት 2:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2023፡ ገጽ 15-16

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 29

ዘፍጥረት 2:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ረዳኢት፣ ደጋፊት።”

ዘፍጥረት 2:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2011፡ ገጽ 7

    1/9/2009፡ ገጽ 13

ዘፍጥረት 2:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማር 10:9፣ 1ጢሞ 2:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2011፡ ገጽ 7

    1/9/2009፡ ገጽ 13

    1/1/2004፡ ገጽ 30

ዘፍጥረት 2:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 11:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2004፡ ገጽ 30

ዘፍጥረት 2:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ይነብር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሚል 2:16፣ ማቴ 19:5፣ ማር 10:7, 8፣ ሮሜ 7:2፣ 1ቈረ 6:16፣ ኤፌ 5:31፣ እብ 13:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 42

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 1 2021፡ ገጽ 4

    8/7/2001፡ ገጽ 13-14

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2017፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    8/2016፡ ገጽ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2011፡ ገጽ 13

    15/1/2011፡ ገጽ 14-15

    1/2/2010፡ ገጽ 27

    1/1/2004፡ ገጽ 30

    15/11/2000፡ ገጽ 25

    ንዅሎም ዚኸውን መጽሓፍ፡ ገጽ 23-24

ዘፍጥረት 2:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:7

ሓፈሻዊ

ዘፍ. 2:1ነህ 9:6፣ መዝ 146:6
ዘፍ. 2:2ዘጸ 31:17፣ እብ 4:4
ዘፍ. 2:4ኢሳ 45:18
ዘፍ. 2:7ዘፍ 3:19፣ መዝ 103:14፣ መክ 3:20
ዘፍ. 2:7ዘፍ 7:22፣ ኢሳ 42:5፣ ግብ 17:25
ዘፍ. 2:71ቈረ 15:45, 47
ዘፍ. 2:8ዘፍ 2:15፣ 3:23
ዘፍ. 2:8ዘፍ 1:26
ዘፍ. 2:9ዘፍ 3:22, 24፣ ራእ 2:7
ዘፍ. 2:9ዘፍ 2:17
ዘፍ. 2:14ዳን 10:4
ዘፍ. 2:14ዘፍ 10:8, 11
ዘፍ. 2:14ዘፍ 15:18፣ ዘዳ 11:24
ዘፍ. 2:15ዘፍ 1:28፣ 2:8፣ መዝ 115:16
ዘፍ. 2:16ዘፍ 2:8, 9፣ 3:2
ዘፍ. 2:17ዘፍ 3:19፣ መዝ 146:4፣ መክ 9:5, 10፣ ህዝ 18:4፣ ሮሜ 5:12፣ 1ቈረ 15:22
ዘፍ. 2:181ቈረ 11:8, 9፣ 1ጢሞ 2:13
ዘፍ. 2:19ዘፍ 1:26
ዘፍ. 2:22ማር 10:9፣ 1ጢሞ 2:13
ዘፍ. 2:231ቈረ 11:8
ዘፍ. 2:24ሚል 2:16፣ ማቴ 19:5፣ ማር 10:7, 8፣ ሮሜ 7:2፣ 1ቈረ 6:16፣ ኤፌ 5:31፣ እብ 13:4
ዘፍ. 2:25ዘፍ 3:7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘፍጥረት 2:1-25

ዘፍጥረት

2 በዚ ኸምዚ ሰማያትን ምድርን ኵሉ ኣባታቶም ዘሎን* ተፈጸመ።+ 2 ኣምላኽ ከኣ ኣብታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ነቲ ዚገብሮ ዝነበረ ግብሪ ፈጸሞ፣ ኣብታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ድማ ካብ ኵሉ እቲ ዚገብሮ ዝነበረ ግብሩ ኺዓርፍ ጀመረ።+ 3 ኣምላኽ ከኣ ካብቲ ዝፈጠሮን ኪገብሮ ዝመደቦን ኵሉ ግብሩ ብእኣ ይዓርፍ ስለ ዘሎ፡ ነታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ባረኻን ቀደሳን።

4 ታሪኽ ሰማያትን ምድርን በታ እተፈጥሩላ መዓልቲ፡ ማለት በታ የሆዋ* ኣምላኽ ምድርን ሰማይን ዝገበረላ መዓልቲ እዚ እዩ።+

5 የሆዋ ኣምላኽ ኣብ ምድሪ ገና ኣየዝነመን ነበረ፡ ንምድሪ ዚዓዪ ሰብ እውን ኣይነበረን እሞ፡ ኣብ ምድሪ ገና ቘጥቋጥ መሮር ኣይነበረን፡ ኣትክልቲ መሮር እውን ኣይበቘለን ነበረ። 6 ግናኸ፡ ግመ ኻብ ምድሪ ይልዓል፡ ንብዘሎ ገጽ ምድሪ እውን የስቲ ነበረ።

7 የሆዋ ኣምላኽ ከኣ ንሰብ ካብ ሓመድ+ ምድሪ ገበሮ፡ ኣብ ኣፍንጫኡ ድማ ትንፋስ ህይወት ኡፍ በለሉ፡+ እቲ ሰብ ከኣ ህያው ፍጡር* ኰነ።+ 8 የሆዋ ኣምላኽ ድማ ኣብ ኤደን ብሸነኽ ምብራቕ ገነት* ተኸለ፣+ ነቲ ዝገበሮ ሰብ ድማ ኣብኣ ኣንበሮ።+ 9 የሆዋ ኣምላኽ ከኣ ምርኣዩ ባህ ዜብልን ምብላዑ ዝጥዑምን ኵሉ ኦም ካብ ምድሪ ኣብቈለ፣ ኣብ ማእከል እታ ገነት ከኣ ኦም ህይወትን+ ኦም ፍልጠት ጽቡቕን ክፉእን ነበራ።+

10 ነታ ገነት ዜስቲ ፈለግ ከኣ ካብ ኤደን ይውሕዝ ነበረ፣ ካብኡ ድማ ናብ ኣርባዕተ ኣፍላግ ይምቀል ነበረ።* 11 ስም እቲ ቐዳማይ ጲሶን እዩ፣ ንሱ ነታ ወርቂ ዘለዋ ብዘላ ምድሪ ሓዊላ ይዞራ። 12 ወርቂ እታ ምድሪ እቲኣ ድማ ጽቡቕ እዩ። ኣብኡ እውን ዕንዲዳ ብዶላሕን እምኒ ኦኒክስን ኣሎ። 13 ስም እቲ ኻልኣይ ፈለግ ከኣ ጊሖን እዩ፣ ንሱ ንዅላ ምድሪ ኩሽ ይዞራ። 14 ስም እቲ ሳልሳይ ፈለግ ድማ ሂዴቄል*+ እዩ፣ ንሱ ናብ ምብራቕ ኣሶር+ ኣቢሉ ዚኸይድ እዩ። እቲ ራብዓይ ፈለግ ከኣ ኤፍራጥስ እዩ።+

15 የሆዋ ኣምላኽ ከኣ ንሰብ ወሲዱ፡ ምእንቲ ኺዓይያን ኪከናኸናን ኣብ ገነት ኤደን ኣቐመጦ።+ 16 የሆዋ ኣምላኽ ድማ ንሰብ ከምዚ ኢሉ ኣዘዞ፦ “ካብ ኵሉ ኦም ገነት ከም ምብላዕካ ብላዕ።+ 17 ብዛዕባ እታ ኦም ፍልጠት ጽቡቕን ክፉእን ግና፡ ካብኣ ኣይትብላዕ፣ ከመይሲ፡ በታ ኻብኣ እትበልዓላ መዓልቲ ብርግጽ ክትመውት ኢኻ።”+

18 የሆዋ ኣምላኽ ከኣ፡ “ሰብኣይ በይኑ ኪኸውን ጽቡቕ ኣይኰነን። ንዕኡ መመላእታ እትዀኖ ሓጋዚት* ክገብረሉ እየ” በለ።+ 19 የሆዋ ኣምላኽ ድማ ንዅሉ እንስሳ መሮርን ንዅሉ በራሪ ፍጡር ሰማያትን ካብ ምድሪ ይገብር ነበረ፣ እንታይ ኢሉ ኸም ዚሰምዮም ምእንቲ ኺርኢ ኸኣ፡ ናብቲ ሰብኣይ ኣምጽኦም፣ ህያው ፍጡር* ዘበለ ኸኣ ስሙ ኸምቲ እቲ ሰብኣይ ዝሰመዮ ዀነ።+ 20 እቲ ሰብኣይ ከኣ ንዅሉ እንስሳ ዘቤትን በረርቲ ፍጡራት ሰማያትን ንዅሉ እንስሳ መሮርን ሰስሙ ሃቦ፣ ንሰብኣይ ግና መመላእታ እትዀኖ ሓጋዚት* ኣይነበረቶን። 21 የሆዋ ኣምላኽ ከኣ ነቲ ሰብኣይ ከቢድ ድቃስ ኣደቀሶ፣ ንሱ ደቂሱ ኸሎ ኸኣ፡ ሓንቲ ኻብ መሰናግለኡ ወሲዱ፡ ኣብ ቦታኣ ስጋ መልአ። 22 የሆዋ ኣምላኽ ድማ ነታ ኻብቲ ሰብኣይ ዝወሰዳ መሰንገለ፡ ሰበይቲ ገይሩ ሰርሓ እሞ፡ ናብቲ ሰብኣይ ኣምጽኣ።+

23 እቲ ሰብኣይ ከኣ፡

“እዚኣስ ዓጽሚ ኻብ ኣዕጽምተይ

ስጋ ኸኣ ካብ ስጋይ እያ።

ካብ ሰብኣይ ተወሲዳ እያ እሞ፡

እዚኣ ሰበይቲ ትብሃል” በለ።+

24 ስለዚ፡ ሰብኣይ ኣቦኡን ኣዲኡን ይሓድግ፡ ምስ ሰበይቱ ኸኣ ይጠብቕ፡* ሓደ ስጋ ድማ ይዀኑ።+ 25 እቲ ሰብኣይን እታ ሰበይቱን ድማ ክልቲኦም ጥራዮም ነበሩ፣+ ግናኸ፡ ኣይሓንኩን ነበሩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ