ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘፍጥረት—ትሕዝቶ

      • ካብ ኣዳም ክሳዕ ኖህ (1-32)

        • ኣዳም ኣወዳትን ኣዋልድን ወለደ (4)

        • ሄኖክ ምስ ኣምላኽ ተመላለሰ (21-24)

ዘፍጥረት 5:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:26፣ ያእ 3:9

ዘፍጥረት 5:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣዳም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:27፣ ማር 10:6
  • +ዘፍ 2:23፣ ኢሳ 45:12፣ ማቴ 19:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 1/2020፡ ገጽ 2

ዘፍጥረት 5:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 4:25

ዘፍጥረት 5:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:17፣ 3:19፣ ሮሜ 6:23፣ 1ቈረ 15:22

ዘፍጥረት 5:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 4:26፣ ሉቃ 3:23, 38

ዘፍጥረት 5:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 3:23, 37

ዘፍጥረት 5:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 3:23, 37

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2002፡ ገጽ 5-6

ዘፍጥረት 5:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ይሁ 14

ዘፍጥረት 5:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 3:23, 37

ዘፍጥረት 5:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 1 2017፡ ገጽ 10-11

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2005፡ ገጽ 15-17

    1/5/2003፡ ገጽ 29

ዘፍጥረት 5:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 1 2017፡ ገጽ 10

ዘፍጥረት 5:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 6:9፣ ዘዳ 8:6፣ 13:4፣ 3ዮሃ 4፣ ይሁ 14, 15
  • +ዮሃ 3:13፣ እብ 11:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 1 2017፡ ገጽ 12-13

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2006፡ ገጽ 19

    1/9/2005፡ ገጽ 15

    1/1/2004፡ ገጽ 29

    15/9/2001፡ ገጽ 31

    1/6/1998፡ ገጽ 9

    15/1/1997፡ ገጽ 30-31

ዘፍጥረት 5:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 3:23, 36

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 1 2017፡ ገጽ 11

ዘፍጥረት 5:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኬዕርፈና።”

  • *

    ትርጉሙ፡ “ዕረፍቲ፣ ምጽንናዕ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:17
  • +ዘፍ 7:1፣ ህዝ 14:14፣ ማቴ 24:37፣ እብ 11:7፣ 1ጴጥ 3:20፣ 2ጴጥ 2:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2017፡ ገጽ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2013፡ ገጽ 14

    1/2/2009፡ ገጽ 13

    15/11/2001፡ ገጽ 29

    1/11/1996፡ ገጽ 8

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 22

ዘፍጥረት 5:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 10:21፣ 11:10፣ ሉቃ 3:23, 36
  • +ዘፍ 6:10፣ 10:6
  • +ዘፍ 10:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2012፡ ገጽ 23

ሓፈሻዊ

ዘፍ. 5:1ዘፍ 1:26፣ ያእ 3:9
ዘፍ. 5:2ዘፍ 1:27፣ ማር 10:6
ዘፍ. 5:2ዘፍ 2:23፣ ኢሳ 45:12፣ ማቴ 19:4
ዘፍ. 5:3ዘፍ 4:25
ዘፍ. 5:5ዘፍ 2:17፣ 3:19፣ ሮሜ 6:23፣ 1ቈረ 15:22
ዘፍ. 5:6ዘፍ 4:26፣ ሉቃ 3:23, 38
ዘፍ. 5:12ሉቃ 3:23, 37
ዘፍ. 5:15ሉቃ 3:23, 37
ዘፍ. 5:18ይሁ 14
ዘፍ. 5:21ሉቃ 3:23, 37
ዘፍ. 5:24ዘፍ 6:9፣ ዘዳ 8:6፣ 13:4፣ 3ዮሃ 4፣ ይሁ 14, 15
ዘፍ. 5:24ዮሃ 3:13፣ እብ 11:5
ዘፍ. 5:25ሉቃ 3:23, 36
ዘፍ. 5:29ዘፍ 3:17
ዘፍ. 5:29ዘፍ 7:1፣ ህዝ 14:14፣ ማቴ 24:37፣ እብ 11:7፣ 1ጴጥ 3:20፣ 2ጴጥ 2:5
ዘፍ. 5:32ዘፍ 10:21፣ 11:10፣ ሉቃ 3:23, 36
ዘፍ. 5:32ዘፍ 6:10፣ 10:6
ዘፍ. 5:32ዘፍ 10:2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘፍጥረት 5:1-32

ዘፍጥረት

5 መጽሓፍ ታሪኽ ኣዳም እዚ እዩ። በታ ኣምላኽ ንኣዳም ዝፈጠረላ መዓልቲ፡ ብምስሊ ኣምላኽ ገበሮ።+ 2 ተባዕታይን ኣንስተይትን ገይሩ ፈጠሮም።+ በታ እተፈጥሩላ መዓልቲ፡+ ባረኾም፡ ሰብ* ኢሉ እውን ሰመዮም።

3 ኣዳም ድማ 130 ዓመት ገበረ። ድሕሪኡ፡ ብምስሉን ብመልክዑን ወዲ ወለደ፡ ሴት ኢሉ እውን ሰመዮ።+ 4 ኣዳም ንሴት ምስ ወለደ፡ 800 ዓመት ነበረ። ኣወዳትን ኣዋልድን ከኣ ወለደ። 5 ስለዚ፡ ኵሉ መዓልትታት ህይወት ኣዳም 930 ዓመት ኰነ፡ ሞተ ኸኣ።+

6 ሴት ድማ 105 ዓመት ገበረ። ድሕሪኡ፡ ንሄኖስ+ ወለደ። 7 ሴት ንሄኖስ ምስ ወለደ፡ 807 ዓመት ነበረ። ኣወዳትን ኣዋልድን ከኣ ወለደ። 8 ስለዚ፡ ኵሉ ዕድመ ሴት 912 ዓመት ኰነ፡ ሞተ ኸኣ።

9 ሄኖስ ድማ 90 ዓመት ገበረ። ድሕሪኡ፡ ንቃይናን ወለደ። 10 ሄኖስ ንቃይናን ምስ ወለደ፡ 815 ዓመት ነበረ። ኣወዳትን ኣዋልድን ከኣ ወለደ። 11 ስለዚ፡ ኵሉ ዕድመ ሄኖስ 905 ዓመት ኰነ፡ ሞተ ኸኣ።

12 ቃይናን ድማ 70 ዓመት ገበረ። ድሕሪኡ፡ ንመሃላልኤል+ ወለደ። 13 ቃይናን ንመሃላልኤል ምስ ወለደ፡ 840 ዓመት ነበረ። ኣወዳትን ኣዋልድን ከኣ ወለደ። 14 ስለዚ፡ ኵሉ ዕድመ ቃይናን 910 ዓመት ኰነ፡ ሞተ ኸኣ።

15 መሃላልኤል ድማ 65 ዓመት ገበረ። ድሕሪኡ፡ ንያሬድ+ ወለደ። 16 መሃላልኤል ንያሬድ ምስ ወለደ፡ 830 ዓመት ነበረ። ኣወዳትን ኣዋልድን ከኣ ወለደ። 17 ስለዚ፡ ኵሉ ዕድመ መሃላልኤል 895 ዓመት ኰነ፡ ሞተ ኸኣ።

18 ያሬድ ድማ 162 ዓመት ገበረ። ድሕሪኡ፡ ንሄኖክ+ ወለደ። 19 ያሬድ ንሄኖክ ምስ ወለደ፡ 800 ዓመት ነበረ። ኣወዳትን ኣዋልድን ከኣ ወለደ። 20 ስለዚ፡ ኵሉ ዕድመ ያሬድ 962 ዓመት ኰነ፡ ሞተ ኸኣ።

21 ሄኖክ ድማ 65 ዓመት ገበረ። ድሕሪኡ፡ ንማቱሳላ+ ወለደ። 22 ሄኖክ ንማቱሳላ ምስ ወለደ እውን፡ 300 ዓመት ምስቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ* ተመላለሰ። ኣወዳትን ኣዋልድን ከኣ ወለደ። 23 ስለዚ፡ ኵሉ ዕድመ ሄኖክ 365 ዓመት ኰነ። 24 ሄኖክ ምስቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ተመላለሰ።+ ድሕሪኡ፡ ኣምላኽ ስለ ዝወሰዶ፡ ኣይተራእየን።+

25 ማቱሳላ ድማ 187 ዓመት ገበረ። ድሕሪኡ፡ ንላሜክ+ ወለደ። 26 ማቱሳላ ንላሜክ ምስ ወለደ፡ 782 ዓመት ነበረ። ኣወዳትን ኣዋልድን ከኣ ወለደ። 27 ስለዚ፡ ኵሉ ዕድመ ማቱሳላ 969 ዓመት ኰነ፡ ሞተ ኸኣ።

28 ላሜክ ድማ 182 ዓመት ገበረ። ድሕሪኡ፡ ወዲ ወለደ። 29 “ኣብዛ የሆዋ ዝረገማ ምድሪ ኻብ ዘሎ ዕዮናን ካብ ጻዕሪ ኢድናን ኬጸናንዓና* እዩ”+ ኢሉ ስሙ ኖህ*+ ኣውጽኣሉ። 30 ላሜክ ንኖህ ምስ ወለደ፡ 595 ዓመት ነበረ። ኣወዳትን ኣዋልድን ከኣ ወለደ። 31 ስለዚ፡ ኵሉ ዕድመ ላሜክ 777 ዓመት ኰነ፡ ሞተ ኸኣ።

32 ኖህ ወዲ 500 ዓመት ምስ ኰነ፡ ንሴምን+ ንካምን+ ንያፌትን+ ወለደ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ