ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘፍጥረት—ትሕዝቶ

      • ደቂ ኣምላኽ ኣዋልድ ምድሪ ኣእተዉ (1-3)

      • ነፊሊም ተወልዱ (4)

      • ክፍኣት ደቂ ሰብ ንየሆዋ ኣጕሃዮ (5-8)

      • ኖህ መርከብ ኪሰርሕ ተመዘዘ (9-16)

      • ኣምላኽ ማይ ኣይሂ ኸም ዚመጽእ ተነበየ (17-22)

ዘፍጥረት 6:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ነቶም ደቂ ኣምላኽ ዝዀኑ መላእኽቲ ዜመልክት ቍንቍኛ እብራይስጢ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 1:6፣ 38:7፣ 2ጴጥ 2:4፣ ይሁ 6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2013፡ ገጽ 22

    15/4/2010፡ ገጽ 20

    1/6/2008፡ ገጽ 5

    1/6/2007፡ ገጽ 5

    15/4/2000፡ ገጽ 27

    15/6/1997፡ ገጽ 15-16

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 93

ዘፍጥረት 6:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንሱ ኸም ስጋ ስለ ዚመላለስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 7:4፣ 1ጴጥ 3:20
  • +2ጴጥ 3:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2012፡ ገጽ 23

    15/12/2010፡ ገጽ 30-31

    15/12/2003፡ ገጽ 15

    1/11/2001፡ ገጽ 9-10

    15/8/1999፡ ገጽ 16

    15/9/1998፡ ገጽ 11

ዘፍጥረት 6:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ትርጉሙ፡ “ኣውደቕቲ” ኪኸውን ይኽእል፡ ማለት፡ ንኻልኦት ዜውድቑ። ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 133

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2013፡ ገጽ 12

    15/6/2013፡ ገጽ 22

    1/4/2013፡ ገጽ 12-13

    1/6/2008፡ ገጽ 5

    1/6/2007፡ ገጽ 5

    15/11/2001፡ ገጽ 28-29

    15/4/2000፡ ገጽ 27-28

    15/6/1997፡ ገጽ 15-16

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 18

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 94

ዘፍጥረት 6:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 8:21፣ ኤር 17:9፣ ማቴ 15:19

ዘፍጥረት 6:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሓዘነ።”

  • *

    ወይ፡ “ተጐድአ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 78:40, 41

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 86

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2004፡ ገጽ 5

    1/1/2004፡ ገጽ 29

    15/4/1998፡ ገጽ 7

ዘፍጥረት 6:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/1998፡ ገጽ 7

ዘፍጥረት 6:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ወለዶታቱ።”

  • *

    ወይ፡ “መንቅብ ዘይብሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 7:1፣ ህዝ 14:14፣ እብ 11:7
  • +2ጴጥ 2:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 1 2017፡ ገጽ 11

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2013፡ ገጽ 12

    1/6/2008፡ ገጽ 5-6

    1/9/2005፡ ገጽ 18-20

    15/11/2001፡ ገጽ 29

    15/12/1998፡ ገጽ 30

    15/11/1998፡ ገጽ 10-11

    15/9/1998፡ ገጽ 23

    1/6/1998፡ ገጽ 9

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 17

ዘፍጥረት 6:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 5:32

ዘፍጥረት 6:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2013፡ ገጽ 5

    15/12/2003፡ ገጽ 16-17

ዘፍጥረት 6:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰብ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 11:18
  • +ማቴ 24:37-39፣ 2ጴጥ 2:5

ዘፍጥረት 6:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 7:4

ዘፍጥረት 6:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሳጹን።”

  • *

    ወይ፡ “ብዝፍቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 11:7
  • +ዘፍ 14:10፣ ዘጸ 2:3

ዘፍጥረት 6:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሓደ እመት፡ 44.5 ሰ.ሜ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 156

ዘፍጥረት 6:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ብእብራይስጢ፡ ጾሃር ይብል። ጾሃር ንብርሃን ዚኸውን ከፋት ወይ መስኰት ዘይኰነስ፡ ሓደ እመት ዚኣክል ቅንን ንዝበለ ናሕሲ የመልክት ዚብል ኣረኣእያ ኣሎ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 7:16

ዘፍጥረት 6:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መንፈስ ህይወት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:7፣ 7:6, 11
  • +ዘፍ 7:21፣ መዝ 104:29፣ ማቴ 24:39፣ 2ጴጥ 2:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/1998፡ ገጽ 9

ዘፍጥረት 6:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 7:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2013፡ ገጽ 14

ዘፍጥረት 6:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 8:17
  • +ዘፍ 7:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2013፡ ገጽ 14

ዘፍጥረት 6:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 7:14, 15

ዘፍጥረት 6:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:29, 30

ዘፍጥረት 6:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 40:16፣ እብ 11:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2004፡ ገጽ 30

    15/12/1995፡ ገጽ 11-12

ሓፈሻዊ

ዘፍ. 6:2እዮ 1:6፣ 38:7፣ 2ጴጥ 2:4፣ ይሁ 6
ዘፍ. 6:3ዘፍ 7:4፣ 1ጴጥ 3:20
ዘፍ. 6:32ጴጥ 3:9
ዘፍ. 6:5ዘፍ 8:21፣ ኤር 17:9፣ ማቴ 15:19
ዘፍ. 6:6መዝ 78:40, 41
ዘፍ. 6:9ዘፍ 7:1፣ ህዝ 14:14፣ እብ 11:7
ዘፍ. 6:92ጴጥ 2:5
ዘፍ. 6:10ዘፍ 5:32
ዘፍ. 6:12ራእ 11:18
ዘፍ. 6:12ማቴ 24:37-39፣ 2ጴጥ 2:5
ዘፍ. 6:13ዘፍ 7:4
ዘፍ. 6:14እብ 11:7
ዘፍ. 6:14ዘፍ 14:10፣ ዘጸ 2:3
ዘፍ. 6:16ዘፍ 7:16
ዘፍ. 6:17ዘፍ 1:7፣ 7:6, 11
ዘፍ. 6:17ዘፍ 7:21፣ መዝ 104:29፣ ማቴ 24:39፣ 2ጴጥ 2:5
ዘፍ. 6:18ዘፍ 7:13
ዘፍ. 6:19ዘፍ 8:17
ዘፍ. 6:19ዘፍ 7:2
ዘፍ. 6:20ዘፍ 7:14, 15
ዘፍ. 6:21ዘፍ 1:29, 30
ዘፍ. 6:22ዘጸ 40:16፣ እብ 11:7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘፍጥረት 6:1-22

ዘፍጥረት

6 ሰባት ኣብ ልዕሊ ገጽ ምድሪ ኺበዝሑ ምስ ጀመሩ፡ ኣዋልድ ከኣ ምስ ተወልዳሎም፡ 2 እቶም ደቂ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡*+ እተን ኣዋልድ ሰባት መልክዐኛታት ምዃነን ረኣዩ። ካባታተን ድማ ዘዝሓረይወን ኣንስቲ ወሰዱ። 3 ድሕርዚ፡ የሆዋ፡ “ንሱ ስጋ ጥራይ ስለ ዝዀነ፡* መንፈሰይ ንሓዋሩ ንሰብ ኣይኪጻወሮን እዩ።+ ስለዚ፡ መዓልትታቱ 120 ዓመት ኪኸውን እዩ” በለ።+

4 በተን መዓልትታት እቲአንን ብድሕሪኡን፡ ነፊሊም* ኣብ ምድሪ ነበሩ። በቲ ግዜ እቲ፡ ደቂ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ናብተን ኣዋልድ ሰባት ኣተዉ፣ ንሳተን ድማ ኣወዳት ወለዳሎም። ንሳቶም ከኣ እቶም ስሙያት ዝነበሩ ናይ ጥንቲ ጀጋኑ እዮም።

5 የሆዋ ኸኣ፡ ክፍኣት ሰብ ኣብ ምድሪ ኸም ዝበዝሐን ኵሉ ዝንባለ ሓሳባት ልቡ ድማ ወትሩ ኽፉእ ጥራይ ከም ዝዀነን ረኣየ።+ 6 የሆዋ ኸኣ ንሰብ ኣብ ምድሪ ብምግባሩ ተጣዕሰ፡* ልቡ እውን ጐሃየ።*+ 7 ስለዚ፡ የሆዋ፡ “ስለ ዝገበርክዎም ተጣዒሰ እየ እሞ፡ ንዝፈጠርክዎም ሰባት፡ ንሰብ ምስ እንስሳ ዘቤትን ለመምትን በረርቲ ፍጡራት ሰማያትን ብሓባር ካብ ገጽ ምድሪ ኽድምስሶም እየ” በለ። 8 ኖህ ግና ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ሞገስ ረኸበ።

9 ታሪኽ ኖህ እዚ እዩ።

ኖህ ጻድቕ ሰብኣይ ነበረ።+ ኣብቶም ብዘመኑ ዚነብሩ ዝነበሩ፡* ኣበር ዘይብሉ* ነበረ። ኖህ ምስቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ተመላለሰ።+ 10 ኖህ ድማ ሰለስተ ኣወዳት፡ ሴምን ካምን ያፌትን፡ ወለደ።+ 11 ምድሪ ኸኣ ኣብ ቅድሚ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ተበላሽያ ነበረት፡ ምድሪ ድማ ብዓመጻ መልአት። 12 ኣምላኽ ድማ ንምድሪ ረኣያ፡ ተበላሽያ ኸኣ ነበረት፣+ ኵሉ ስጋ፡* መገዱ ኣብ ምድሪ ኣበላሽዩ ነበረ።+

13 ድሕሪኡ፡ ኣምላኽ ንኖህ ከምዚ በሎ፦ “ብሰሮም ምድሪ ብዓመጻ መሊኣ እያ እሞ፡ ንዅሉ ስጋ መወዳእታ ኽገብረሉ ወሲነ እየ፣ ስለዚ፡ ምስ ምድሪ ኸጥፍኦም እየ።+ 14 ዕንዲዳ ኻብ ዜውጽእ ዕንጨይቲ ንዓኻ መርከብ* ስራሕ።+ ነታ መርከብ ክፍልታት ግበረላ፡ ብውሽጣን ብደጊኣን ከኣ ብቕጥራን*+ ለቕልቃ። 15 ከምዚ ኸኣ ግበራ፦ እታ መርከብ ምንዋሓ 300 እመት፡* ምግፋሓ 50 እመት፡ ቍመታ ድማ 30 እመት ይኹን። 16 ነታ መርከብ ካብ ላዕላያ ሓደ እመት ዝቝመቱ ንብርሃን ዚኸውን መስኰት* ግበረላ። ኣፍ ደገ እታ መርከብ ድማ ብጐድና ግበሮ፣+ ታሕተዋይ ባይታ፡ ካልኣይን ሳልሳይን ከኣ ደርቢ ግበረላ።

17 “ኣነ ኣብ ትሕቲ ሰማያት ንዘሎ ትንፋስ ህይወት* ዘለዎ ዅሉ ስጋ ኸጥፍእሲ፡ ማይ ኣይሂ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ኸምጽእ እየ።+ ኣብ ምድሪ ዘሎ ዅሉ እውን ኪጠፍእ እዩ።+ 18 ምሳኻ ኸኣ ኪዳነይ ከቕውም እየ፣ ንስኻ ድማ ምስ ደቅኻን ሰበይትኻን ኣንስቲ ደቅኻን ናብታ መርከብ እቶ።+ 19 ምሳኻ ብህይወት ምእንቲ ኺነብሩ ኸኣ፡ ካብ ኵሉ ዓይነት ህያው ፍጡር ከክልተ፡+ ማለት ተባዕታይን ኣንስተይትን፡+ ናብታ መርከብ ኣእቱ። 20 ካብቶም በረርቲ ፍጡራት በብዓይነቶም፡ ካብ እንስሳ ዘቤት በብዓይነቶም፡ ካብ ለመምቲ ምድሪ በብዓይነቶም፡ ብህይወት ምእንቲ ኺነብሩስ፡ ካብ ኵሉ ኸክልተ ናባኻ ይእተዉ።+ 21 ንዓኻን ነቶም እንስሳታትን ምግቢ ዚኸውን ከኣ፡ ኵሉ ዓይነት ዚብላዕ ምግቢ+ ኣኪብካ ምሳኻ ውሰድ።”

22 ኖህ ድማ ከምቲ ኣምላኽ ዝኣዘዞ ገበረ። ልክዕ ከምኡ ገበረ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ