ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 19
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘሌዋውያን—ትሕዝቶ

      • እተፈላለየ ሕግታት ቅድስና (1-37)

        • ግቡእ ዓጺድ (9, 10)

        • ንጸማምን ንዕዉርን ምሕላይ (14)

        • ሕሜት (16)

        • ኣይትቀየም (18)

        • ስሒርን ጥንቈላን ተኸልኪሉ (26, 31)

        • ውቃጦ ተኸልኪሉ (28)

        • ንኣረገውቲ ምኽባር (32)

        • ኣተሓሕዛ ስደተኛታት (33, 34)

ዘሌዋውያን 19:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 11:44፣ ኢሳ 6:3፣ 1ጴጥ 1:15, 16፣ ራእ 4:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 3-4

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 9

    1/8/1996፡ ገጽ 10-11

ዘሌዋውያን 19:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ይፍራህ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 20:12፣ ኤፌ 6:2፣ እብ 12:9
  • +ዘጸ 20:8, 11፣ 31:13፣ ሉቃ 6:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 4-5፡ 8

ዘሌዋውያን 19:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:1፣ መዝ 96:5፣ ኣን 2:18፣ 1ቈረ 10:14
  • +ዘጸ 20:4, 23፣ ዘዳ 27:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 5-6

ዘሌዋውያን 19:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 3:1
  • +ዘሌ 7:11, 12

ዘሌዋውያን 19:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 7:17, 18

ዘሌዋውያን 19:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 11/2020፡ ገጽ 3

ዘሌዋውያን 19:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ነፍሲ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 11/2020፡ ገጽ 3

ዘሌዋውያን 19:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንተረፍ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 23:22፣ ዘዳ 24:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2006፡ ገጽ 22-23

    1/12/2003፡ ገጽ 17

ዘሌዋውያን 19:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንውጹዕን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 15:7

ዘሌዋውያን 19:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 20:15፣ ኤፌ 4:28
  • +ዘሌ 6:2፣ ምሳ 12:22፣ ኤፌ 4:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    12/2016፡ ገጽ 11-12

ዘሌዋውያን 19:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 20:7፣ ማቴ 5:33, 37፣ ያእ 5:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 10

ዘሌዋውያን 19:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 22:16፣ ማር 10:19
  • +ምሳ 22:22
  • +ዘዳ 24:15፣ ኤር 22:13፣ ያእ 5:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 10

ዘሌዋውያን 19:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 27:18
  • +ዘሌ 25:17፣ ነህ 5:15፣ ምሳ 1:7፣ 8:13፣ 1ጴጥ 2:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 8-9

ዘሌዋውያን 19:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 23:3፣ ዘዳ 1:16, 17፣ 16:19፣ 2ዜና 19:6፣ ሮሜ 2:11፣ ያእ 2:9

ዘሌዋውያን 19:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደም።”

  • *

    ወይ፡ “ህይወት ብጻይካ ኣብ ሓደጋ ኺኣቱ ኸሎ፡ ስቕ ኣይትበል” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 15:1, 3
  • +ዘጸ 20:16፣ 1ነገ 21:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 14

ዘሌዋውያን 19:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 10:18፣ 1ዮሃ 2:9፣ 3:15
  • +መዝ 141:5፣ ምሳ 9:8፣ ማቴ 18:15

ዘሌዋውያን 19:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 20:22፣ ሮሜ 12:19
  • +ማቴ 5:43, 44፣ 22:39፣ ሮሜ 13:9፣ ገላ 5:14፣ ያእ 2:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 134፡ 195

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 10-12

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2011፡ ገጽ 22

    1/12/2006፡ ገጽ 26-27

ዘሌዋውያን 19:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 22:9
  • +ዘዳ 22:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 6

ዘሌዋውያን 19:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 6:6, 7

ዘሌዋውያን 19:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኸም ዕልቦኡ ዘይንጹህ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዘይተገዝረ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 6-7

ዘሌዋውያን 19:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 26:1, 2፣ ምሳ 3:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 6-7

ዘሌዋውያን 19:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 6-7

ዘሌዋውያን 19:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 3:17፣ 17:13፣ ዘዳ 12:23፣ ግብ 15:20, 29
  • +ዘጸ 8:7፣ ዘዳ 18:10-12፣ ገላ 5:19, 20፣ ራእ 21:8

ዘሌዋውያን 19:27

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣይትቐምቅሙ፣ ኣይትቝረጹ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 21:1, 5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2004፡ ገጽ 24

ዘሌዋውያን 19:28

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምውትቲ ነፍሲ።” እታ ኣብዚ ዘላ ነፈሽ እትብል ናይ እብራይስጢ ቓል ንምዉት ተመልክት።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 14:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 50

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 1/2021፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2003፡ ገጽ 27

    ንቕሑ!፡

    8/4/2001፡ ገጽ 20-21

ዘሌዋውያን 19:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 13:4፣ 1ጴጥ 4:3
  • +ዘዳ 23:17

ዘሌዋውያን 19:30

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ፍርሁ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 20:10፣ 31:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 1/2021፡ ገጽ 6

ዘሌዋውያን 19:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 20:6፣ ዘዳ 18:10-12፣ 1ዜና 10:13፣ ኢሳ 8:19
  • +ዘሌ 20:27፣ ግብ 16:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 24

ዘሌዋውያን 19:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 16:31፣ 20:29
  • +እዮ 32:6፣ ምሳ 23:22፣ 1ጢሞ 5:1
  • +እዮ 28:28፣ ምሳ 1:7፣ 8:13፣ 1ጴጥ 2:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2008፡ ገጽ 21

    15/6/2000፡ ገጽ 21

    1/8/1999፡ ገጽ 20

    ሓጐስ ስድራ ቤት፡ ገጽ 149

ዘሌዋውያን 19:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 23:9

ዘሌዋውያን 19:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 22:21
  • +ዘጸ 12:49

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 12

ዘሌዋውያን 19:35

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 25:13, 15፣ ምሳ 20:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 10

ዘሌዋውያን 19:36

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ልክዕ ኤፋ።” ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ልክዕ ሂን።” ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 11:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 10

ዘሌዋውያን 19:37

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 18:5፣ ዘዳ 4:6

ሓፈሻዊ

ዘሌ. 19:2ዘሌ 11:44፣ ኢሳ 6:3፣ 1ጴጥ 1:15, 16፣ ራእ 4:8
ዘሌ. 19:3ዘጸ 20:12፣ ኤፌ 6:2፣ እብ 12:9
ዘሌ. 19:3ዘጸ 20:8, 11፣ 31:13፣ ሉቃ 6:5
ዘሌ. 19:4ዘሌ 26:1፣ መዝ 96:5፣ ኣን 2:18፣ 1ቈረ 10:14
ዘሌ. 19:4ዘጸ 20:4, 23፣ ዘዳ 27:15
ዘሌ. 19:5ዘሌ 3:1
ዘሌ. 19:5ዘሌ 7:11, 12
ዘሌ. 19:6ዘሌ 7:17, 18
ዘሌ. 19:9ዘሌ 23:22፣ ዘዳ 24:19
ዘሌ. 19:10ዘዳ 15:7
ዘሌ. 19:11ዘጸ 20:15፣ ኤፌ 4:28
ዘሌ. 19:11ዘሌ 6:2፣ ምሳ 12:22፣ ኤፌ 4:25
ዘሌ. 19:12ዘጸ 20:7፣ ማቴ 5:33, 37፣ ያእ 5:12
ዘሌ. 19:13ምሳ 22:16፣ ማር 10:19
ዘሌ. 19:13ምሳ 22:22
ዘሌ. 19:13ዘዳ 24:15፣ ኤር 22:13፣ ያእ 5:4
ዘሌ. 19:14ዘዳ 27:18
ዘሌ. 19:14ዘሌ 25:17፣ ነህ 5:15፣ ምሳ 1:7፣ 8:13፣ 1ጴጥ 2:17
ዘሌ. 19:15ዘጸ 23:3፣ ዘዳ 1:16, 17፣ 16:19፣ 2ዜና 19:6፣ ሮሜ 2:11፣ ያእ 2:9
ዘሌ. 19:16መዝ 15:1, 3
ዘሌ. 19:16ዘጸ 20:16፣ 1ነገ 21:13
ዘሌ. 19:17ምሳ 10:18፣ 1ዮሃ 2:9፣ 3:15
ዘሌ. 19:17መዝ 141:5፣ ምሳ 9:8፣ ማቴ 18:15
ዘሌ. 19:18ምሳ 20:22፣ ሮሜ 12:19
ዘሌ. 19:18ማቴ 5:43, 44፣ 22:39፣ ሮሜ 13:9፣ ገላ 5:14፣ ያእ 2:8
ዘሌ. 19:19ዘዳ 22:9
ዘሌ. 19:19ዘዳ 22:11
ዘሌ. 19:21ዘሌ 6:6, 7
ዘሌ. 19:24ዘዳ 26:1, 2፣ ምሳ 3:9
ዘሌ. 19:26ዘሌ 3:17፣ 17:13፣ ዘዳ 12:23፣ ግብ 15:20, 29
ዘሌ. 19:26ዘጸ 8:7፣ ዘዳ 18:10-12፣ ገላ 5:19, 20፣ ራእ 21:8
ዘሌ. 19:27ዘሌ 21:1, 5
ዘሌ. 19:28ዘዳ 14:1
ዘሌ. 19:29እብ 13:4፣ 1ጴጥ 4:3
ዘሌ. 19:29ዘዳ 23:17
ዘሌ. 19:30ዘጸ 20:10፣ 31:13
ዘሌ. 19:31ዘሌ 20:6፣ ዘዳ 18:10-12፣ 1ዜና 10:13፣ ኢሳ 8:19
ዘሌ. 19:31ዘሌ 20:27፣ ግብ 16:16
ዘሌ. 19:32ምሳ 16:31፣ 20:29
ዘሌ. 19:32እዮ 32:6፣ ምሳ 23:22፣ 1ጢሞ 5:1
ዘሌ. 19:32እዮ 28:28፣ ምሳ 1:7፣ 8:13፣ 1ጴጥ 2:17
ዘሌ. 19:33ዘጸ 23:9
ዘሌ. 19:34ዘጸ 22:21
ዘሌ. 19:34ዘጸ 12:49
ዘሌ. 19:35ዘዳ 25:13, 15፣ ምሳ 20:10
ዘሌ. 19:36ምሳ 11:1
ዘሌ. 19:37ዘሌ 18:5፣ ዘዳ 4:6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘሌዋውያን 19:1-37

ዘሌዋውያን

19 የሆዋ ድማ ንሙሴ ኸምዚ በሎ፦ 2 “ንብዘለዉ ኣኼባ እስራኤላውያን ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም፦ ‘ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም ቅዱስ እየ እሞ፡ ቅዱሳት ኩኑ።+

3 “‘ነፍሲ ወከፍኩም ኣዲኡን ኣቦኡን የኽብር፣*+ ሰናብተይ ከኣ ሓልዉ።+ ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ። 4 ናብ ከንቱ ኣማልኽቲ ኣይትኺዱ፡+ ወይ ንርእስኹም ኣማልኽቲ ፍሲ ኣይትግበሩ።+ ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ።

5 “‘ንየሆዋ መስዋእቲ ሕብረት ምስ እትስውኡ፡+ ተቐባልነት ከም እትረኽቡ ጌርኩም ሰውኡ።+ 6 በታ እትስውኡላ መዓልትን ንጽብሒታን ይበላዕ፣ እቲ ኽሳዕ ሳልሰይቲ መዓልቲ ዝተረፈ ግና ብሓዊ ይንደድ።+ 7 ገለ ኻብኡ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ እንተ ተበሊዑ ግና፡ ፍንፉን እዩ እሞ፡ ኣይቅቡልን እዩ። 8 እቲ ዝበልዐ፡ ነቲ ናይ የሆዋ ቕዱስ ኣርኪሱ እዩ እሞ፡ ብስሕተቱ ተሓታቲ ኪኸውን እዩ። እቲ ሰብ* እቲ ኻብ ህዝቡ ይመንቈስ።

9 “‘ዓጺድ ምድርኹም ክትዓጽዱ ኸለኹም፡ ንደረት ግራትካ ምሉእ ብምሉእ ኣይትዕጸዶ፣ ንቐሪም* ዓጺድካ እውን ኣይትእረዮ።+ 10 ኣብ ኣታኽልቲ ወይንኻ ንዝተረፈ ድማ ኣይትኣክቦ፡ ወይ ካብ ኣታኽልቲ ወይንኻ ንዝወደቐ ኣይትእረዮ። ንድኻን* ንጓናን ደኣ ሕደጎ።+ ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ።

11 “‘ኣይትስረቑ፡+ ኣይተታልሉ፡+ ንሓድሕድኩም ከኣ ኣይትተሓሳሰዉ። 12 ንስም ኣምላኽካ ምእንቲ ኸይተርክስ፡ ብስመይ ብሓሶት ኣይትምሓሉ።+ ኣነ የሆዋ እየ። 13 ንብጻይካ ኣይትዓምጾ፡+ ኣይትዝመቶ።+ ውዕለት ወዓላይ ድማ ክሳዕ ንግሆ ምሳኻ ኣይሕደር።+

14 “‘ንጸማም ኣይትርገሞ፡ ወይ ኣብ ቅድሚ ዕዉር መዐንቀፊ ኣይተንብር፣+ ንኣምላኽካ ደኣ ፍራህ።+ ኣነ የሆዋ እየ።

15 “‘ብፍርድኹም ኣይትዓምጹ። ንድኻ ኣይተዳሉ፡ ወይ ንሃብታም ኣብሊጽካ ኣይትርአ።+ ንብጻይካ ብፍትሒ ፍረዶ።

16 “‘ሕሜት ክትነዝሕ ኢልካ ኣብ መንጎ ህዝብኻ ኣይትዙር።+ ኣብ ልዕሊ ህይወት* ብጻይካ ኣይትለዓል።*+ ኣነ የሆዋ እየ።

17 “‘ንሓውካ ብልብኻ ኣይትጽልኣዮ።+ ምስኡ ሓጢኣት ምእንቲ ኸይትጸውር፡ ንብጻይካ ግንሓዮ።+

18 “‘ኣብ ልዕሊ ደቂ ህዝብኻ ሕነ ኣይትፍደን+ ኣይትቀየምን፣ ንብጻይካ ኸኣ ከም ነፍስኻ ኣፍቅሮ።+ ኣነ የሆዋ እየ።

19 “‘ሕግታተይ ሓልዉ፦ ክልተ ዓይነት እንስሳ ዘቤት ኣይተዳቕል። ንግራትካ ኽልተ ዓይነት ዘርኢ ኣይትዝርኣያ።+ ብኽልተ ዓይነት ፈትሊ ተሓዋዊሱ እተሰርሐ ኽዳን ከኣ ኣይትከደን።+

20 “‘ሰብኣይ ምስ ሰበይቲ እንተ ደቂሱ እሞ ምስኣ ብስጋ እንተ ተራኺቡ፡ ንሳ ድማ ንኻልእ እተሓጽየት ክነሳ ዘይተበጀወት ወይ ሓራ ዘይወጸት ገረድ እንተ ዀይና፡ ይቀጽዑ። ግናኸ፡ ንሳ ሓራ ኣይነበረትን እሞ፡ ኣይቀተሉ። 21 ንሱ ኸኣ ንመስዋእቲ በደሉ ዚኸውን ድዑል መስዋእቲ በደል፡ ናብ የሆዋ፡ ናብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ የምጽእ።+ 22 ስለቲ ዝገበሮ ሓጢኣቱ ድማ፡ እቲ ኻህን በቲ ንመስዋእቲ በደል ዚኸውን ድዑል ገይሩ ኣብ ቅድሚ የሆዋ የተዓርቆ። እቲ ዝገበሮ ሓጢኣት ከኣ ይቕረ ኺብሃለሉ እዩ።

23 “‘ናብታ ምድሪ ምስ ኣቶኹም፡ ዝዀነ ዓይነት ዚብላዕ ኦም ድማ ምስ ተኸልኩም፡ ነቲ ፍሪኡ ኸም ዘይንጹህን ክልኩልን* ጌርኩም ርኣይዎ። ሰለስተ ዓመት ክልኩል* ይኹነልኩም፡ ኣይበላዕ። 24 ኣብ ራብዐይቲ ዓመት ግና፡ ብዘሎ ፍሪኡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ንምሕጓስ ይቀደስ።+ 25 ኣብ ሓምሸይቲ ዓመት ከኣ፡ ፍሪኡ ብልዑ፣ በዚሑ ድማ ኪፈርየልኩም እዩ። ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ።

26 “‘ገለ እኳ ምስ ደሙ ኣይትብልዑ።+

“‘ፋል ወይ ስሒር ኣይትግበሩ።+

27 “‘ጭሕሚ ጕንዲ እዝንኹም ኣይትላጽዩ፡* ወይ ወሰነ ወሰን ጭሕምኻ ኣይትጸይቕ።+

28 “‘ብዛዕባ ምዉት ሰብ፡* ስጋኹም ኣይትብጥሑ፣+ ኣብ ሰብነትኩም ከኣ ውቃጦ ኣይትግበሩ። ኣነ የሆዋ እየ።

29 “‘እታ ምድሪ ምእንቲ ኸይትምንዝርን ብንውርምና ምእንቲ ኸይትመልእን፡+ ንጓልካ ኣመንዝራ ጌርካ ኣይተርክሳ።+

30 “‘ሰናብተይ ሓልዉ፡+ ንመቕደሰይ ከኣ ኣኽብሩ።* ኣነ የሆዋ እየ።

31 “‘ብኣታቶም ምእንቲ ኸይትረክስ፡ ናብ ጠየቕቲ መናፍስቲ ኣይትኺዱ፡+ ንጠንቈልቲ ድማ ኣይትሕተቱ።+ ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ።

32 “‘ኣብ ቅድሚ ሸያብ ተንስእ፡+ ንኣረጋዊ ኣኽብሮ፡+ ንኣምላኽካ እውን ፍርሃዮ።+ ኣነ የሆዋ እየ።

33 “‘ጓና ምሳኻትኩም ኣብ ምድርኹም እንተ ተቐሚጡ፡ ኣይትግፍዕዎ።+ 34 ንስኻትኩም ኣብ ምድሪ ግብጺ ጓኖት ኔርኩም ኢኹም እሞ፡+ እቲ ምሳኻትኩም ዚቕመጥ ጓና ኣብ መንጎኹም ከም ወዲ ዓዲ ይኹን፡+ ከም ነፍስኻ ኸኣ ኣፍቅሮ። ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ።

35 “‘ንውሓት፡ ክብደት፡ ወይ ስፍሪ ኽትዕቅኑ ኸለኹም፡ ዘይቅኑዕ መዐቀኒ ኣይትጠቐሙ።+ 36 ልክዕ ሚዛንን ልክዕ መምዘንን ልክዕ መስፈር እኽልን* ልክዕ መስፈር ፈሳስን* ተጠቐሙ።+ ኣነ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዘውጻእኩኹም የሆዋ ኣምላኽኩም እየ። 37 ኵሉ ሕግታተይን ኵሉ ፍርድታተይን ሓልዉን ስዓቡን።+ ኣነ የሆዋ እየ።’”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ