ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 105
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • የሆዋ ንህዝቡ ብተኣማንነት ዝገበረሎም ተግባር

        • ኣምላኽ ኪዳኑ ይዝክር (8-10)

        • “ንቕቡኣተይ ኣይትተንክይዎም” (15)

        • ኣምላኽ ነቲ ባርያ ዝዀነ ዮሴፍ ተጠቕመሉ (17-22)

        • ኣምላኽ ኣብ ግብጺ ዝገበሮ ተኣምራት (23-36)

        • እስራኤል ካብ ግብጺ ወጸ (37-39)

        • ኣምላኽ ነቲ ንኣብርሃም ዝኣተወሉ ቓል ዘከረ (42)

መዝሙር 105:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 136:1
  • +1ዜና 16:8-13፣ መዝ 96:3፣ 145:11, 12፣ ኢሳ 12:4

መዝሙር 105:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣዚሙሉ።”

  • *

    ወይ፡ “ተዛረቡ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 77:12፣ 119:27

መዝሙር 105:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 9:24
  • +መዝ 119:2

መዝሙር 105:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ቅድሚኡ ምዃን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣሞ 5:4፣ ጸፎ 2:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2000፡ ገጽ 15

መዝሙር 105:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 7:18, 19

መዝሙር 105:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 3:6
  • +ዘጸ 19:5, 6፣ ኢሳ 41:8

መዝሙር 105:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 20:2፣ መዝ 100:3
  • +1ዜና 16:14-18፣ ኢሳ 26:9፣ ራእ 15:4

መዝሙር 105:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “እቲ ዝኣዘዞ ቓል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 1:5
  • +ዘዳ 7:9፣ ሉቃ 1:72, 73

መዝሙር 105:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 17:1, 2፣ 22:15-18
  • +ዘፍ 26:3

መዝሙር 105:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 78:55
  • +ዘፍ 12:7፣ 13:14, 15፣ 15:18፣ 26:3፣ 28:13

መዝሙር 105:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 34:30
  • +ዘፍ 17:8፣ 23:4፣ 1ዜና 16:19-22፣ ግብ 7:4, 5

መዝሙር 105:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 20:1፣ 46:6

መዝሙር 105:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 31:7, 42
  • +ዘፍ 12:17፣ 20:2, 3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2013፡ ገጽ 20-21

    15/4/2010፡ ገጽ 8

መዝሙር 105:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 26:9, 11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2013፡ ገጽ 20-21

    15/4/2010፡ ገጽ 8

መዝሙር 105:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኵሉ በትሪ እንጌራ ሰበረ።” እንጌራ ንምንባር ዜገልግል በትሪ ዜመልክት ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 41:30, 54፣ 42:5፣ ግብ 7:11

መዝሙር 105:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 37:28, 36፣ 45:4, 5፣ 50:20

መዝሙር 105:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣሳቐይዎ።”

  • *

    ወይ፡ “ነፍሱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 39:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2014፡ ገጽ 14-15

መዝሙር 105:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 7:10

መዝሙር 105:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 41:14

መዝሙር 105:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 41:39-41, 48፣ 45:8

መዝሙር 105:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንመሳፍንቱ ኸምቲ ነፍሱ ዝደለየቶ ገይሩ ኺኣስሮም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 41:33, 38

መዝሙር 105:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 46:4, 6

መዝሙር 105:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 1:7፣ ግብ 7:17
  • +ዘጸ 1:8, 9

መዝሙር 105:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 1:10፣ ግብ 7:18, 19

መዝሙር 105:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 3:10፣ 4:12፣ 6:11
  • +ዘጸ 4:14፣ 7:1

መዝሙር 105:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 9:10፣ መዝ 78:43-51

መዝሙር 105:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 10:22, 23

መዝሙር 105:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 7:20, 21

መዝሙር 105:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 8:6

መዝሙር 105:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 8:17, 24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 7/2020፡ ገጽ 3-4

መዝሙር 105:32

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃልሃልታ ሓዊ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 9:23-26

መዝሙር 105:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 10:13-15

መዝሙር 105:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 12:29

መዝሙር 105:37

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 15:13, 14፣ ዘጸ 3:22፣ 12:35, 36

መዝሙር 105:38

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ራዕዶም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 12:33

መዝሙር 105:39

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:19, 20
  • +ዘጸ 13:21

መዝሙር 105:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 78:27
  • +ዘጸ 16:12-15፣ መዝ 78:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2014፡ ገጽ 7-8

መዝሙር 105:41

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 17:6፣ 1ቈረ 10:1, 4
  • +መዝ 78:15, 16

መዝሙር 105:42

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 12:7፣ 15:13, 14፣ ዘጸ 2:24፣ ዘዳ 9:5

መዝሙር 105:43

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 33:3

መዝሙር 105:44

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 11:23፣ 21:43፣ ነህ 9:22፣ መዝ 78:55፣ ግብ 13:19
  • +ዘዳ 6:10, 11፣ እያ 5:11, 12

መዝሙር 105:45

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:40

ሓፈሻዊ

መዝ. 105:1መዝ 136:1
መዝ. 105:11ዜና 16:8-13፣ መዝ 96:3፣ 145:11, 12፣ ኢሳ 12:4
መዝ. 105:2መዝ 77:12፣ 119:27
መዝ. 105:3ኤር 9:24
መዝ. 105:3መዝ 119:2
መዝ. 105:4ኣሞ 5:4፣ ጸፎ 2:3
መዝ. 105:5ዘዳ 7:18, 19
መዝ. 105:6ዘጸ 3:6
መዝ. 105:6ዘጸ 19:5, 6፣ ኢሳ 41:8
መዝ. 105:7ዘጸ 20:2፣ መዝ 100:3
መዝ. 105:71ዜና 16:14-18፣ ኢሳ 26:9፣ ራእ 15:4
መዝ. 105:8ነህ 1:5
መዝ. 105:8ዘዳ 7:9፣ ሉቃ 1:72, 73
መዝ. 105:9ዘፍ 17:1, 2፣ 22:15-18
መዝ. 105:9ዘፍ 26:3
መዝ. 105:11መዝ 78:55
መዝ. 105:11ዘፍ 12:7፣ 13:14, 15፣ 15:18፣ 26:3፣ 28:13
መዝ. 105:12ዘፍ 34:30
መዝ. 105:12ዘፍ 17:8፣ 23:4፣ 1ዜና 16:19-22፣ ግብ 7:4, 5
መዝ. 105:13ዘፍ 20:1፣ 46:6
መዝ. 105:14ዘፍ 31:7, 42
መዝ. 105:14ዘፍ 12:17፣ 20:2, 3
መዝ. 105:15ዘፍ 26:9, 11
መዝ. 105:16ዘፍ 41:30, 54፣ 42:5፣ ግብ 7:11
መዝ. 105:17ዘፍ 37:28, 36፣ 45:4, 5፣ 50:20
መዝ. 105:18ዘፍ 39:20
መዝ. 105:19ግብ 7:10
መዝ. 105:20ዘፍ 41:14
መዝ. 105:21ዘፍ 41:39-41, 48፣ 45:8
መዝ. 105:22ዘፍ 41:33, 38
መዝ. 105:23ዘፍ 46:4, 6
መዝ. 105:24ዘጸ 1:7፣ ግብ 7:17
መዝ. 105:24ዘጸ 1:8, 9
መዝ. 105:25ዘጸ 1:10፣ ግብ 7:18, 19
መዝ. 105:26ዘጸ 3:10፣ 4:12፣ 6:11
መዝ. 105:26ዘጸ 4:14፣ 7:1
መዝ. 105:27ነህ 9:10፣ መዝ 78:43-51
መዝ. 105:28ዘጸ 10:22, 23
መዝ. 105:29ዘጸ 7:20, 21
መዝ. 105:30ዘጸ 8:6
መዝ. 105:31ዘጸ 8:17, 24
መዝ. 105:32ዘጸ 9:23-26
መዝ. 105:34ዘጸ 10:13-15
መዝ. 105:36ዘጸ 12:29
መዝ. 105:37ዘፍ 15:13, 14፣ ዘጸ 3:22፣ 12:35, 36
መዝ. 105:38ዘጸ 12:33
መዝ. 105:39ዘጸ 14:19, 20
መዝ. 105:39ዘጸ 13:21
መዝ. 105:40መዝ 78:27
መዝ. 105:40ዘጸ 16:12-15፣ መዝ 78:24
መዝ. 105:41ዘጸ 17:6፣ 1ቈረ 10:1, 4
መዝ. 105:41መዝ 78:15, 16
መዝ. 105:42ዘፍ 12:7፣ 15:13, 14፣ ዘጸ 2:24፣ ዘዳ 9:5
መዝ. 105:43ዘሁ 33:3
መዝ. 105:44እያ 11:23፣ 21:43፣ ነህ 9:22፣ መዝ 78:55፣ ግብ 13:19
መዝ. 105:44ዘዳ 6:10, 11፣ እያ 5:11, 12
መዝ. 105:45ዘዳ 4:40
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
  • 45
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 105:1-45

መዝሙር

105 ንየሆዋ ኣመስግንዎ፡+ ስሙ ጸውዑ፡

ግብርታቱ ኣብ መንጎ ህዝብታት ኣፍልጡ!+

 2 ዘምሩሉ፡ ውዳሰ ዘምሩሉ፡*

ብዛዕባ ዅሉ ዜደንቕ ግብርታቱ ኣጸቢቕኩም ሕሰቡ።*+

 3 ብቕዱስ ስሙ ተመክሑ።+

ልቢ እቶም ንየሆዋ ዚደልይዎ ይተሓጐስ።+

 4 ንየሆዋን ንብርታዐኡን ድለዩ።+

ወትሩ ገጹ* ድለዩ።

 5 እቲ ዝገበሮ ዜደንቕ ግብርታቱን

ተኣምራቱን ዝፈረዶ ፍርድታትን ዘክሩ፣+

 6 እወ፡ ኣቱም ዘርኢ ኣብርሃም እቲ ጊልያኡ፡+

ኣቱም ሕሩያቱ ደቂ ያእቆብ ዘክሩ።+

 7 ንሱ የሆዋ ኣምላኽና እዩ።+

ፍርድታቱ ኣብ ብዘላ ምድሪ እዩ።+

 8 ኪዳኑ ንዘለኣለም፡+

ነቲ ዘተስፈዎ ተስፋ* ድማ ንሽሕ ወለዶታት ይዝክር፣+

 9 እወ፡ ነቲ ንኣብርሃም ዝኣተወሉ ኺዳን፡+

ነቲ ንይስሃቅ ዝመሓለሉ ማሕላ ይዝክሮ።+

10 ነዚ ንያእቆብ ስርዓት፡

ንእስራኤል ድማ ናይ ሓዋሩ ኺዳን ገይሩ ኣቘመሉ፡

11 ከምዚ ኢሉ፦ “ብጽሒት ርስትኹም ክትከውን፡+

ምድሪ ከነኣን ክህበካ እየ።”+

12 እዚ ዝዀነ፡ ብቝጽሪ ሒደት ከለዉ፡+

እወ፡ ኣዝዮም ሒደትን ኣብታ ምድሪ ጓኖትን ከለዉ እዩ።+

13 ካብ ህዝቢ ናብ ህዝቢ፡

ካብ መንግስቲ ናብ ካልእ ህዝቢ ኸዱ።+

14 ሓደ ሰብ እኳ ኺጭቍኖም ኣይፈቐደን፣+

ምእንታኦም ግና ነገስታት ገንሐ፡+

15 ከምዚ ኢሉ፦ “ንቕቡኣተይ ኣይትተንክይዎም፡

ንነብያተይ ከኣ ክፉእ ኣይትግበርዎም።”+

16 ጥሜት ናብታ ምድሪ ጸውዐ፣+

ቀረብ እንጌራኦም እውን ኣቋረጸ።*

17 ቀቅድሚኦም ሰብኣይ፡

እቲ ባርያ ኪኸውን እተሸጠ ዮሴፍ፡ ለኣኸ።+

18 ንኣእጋሩ ብመቝሕ ኣሰርዎ፣*+

ክሳዱ* ድማ ኣብ ሓጺን ኣተወ።

19 ቃሉ ኽሳዕ ዚፍጸም፡+

ቃል የሆዋ ኣጽረዮ።

20 ንጉስ ልኢኹ ኣፍትሖ፣+

እቲ ገዛኢ ህዝብታት ሓራ ኣውጽኦ።

21 ኣብ ልዕሊ ቤተ ሰቡ ጐይታ፡

ኣብ ልዕሊ ዅሉ ንብረቱ ድማ ገዛኢ ገበሮ፣+

22 ኣብ ልዕሊ መሳፍንቱ ኸም ዝደለዮ ስልጣን ኪህልዎ፡*

ንዓበይቱ ኸኣ ጥበብ ኪምህሮምሲ ኸምኡ ገበረ።+

23 እስራኤል ድማ ናብ ግብጺ መጸ፣+

ያእቆብ ከኣ ኣብ ምድሪ ካም ጓና ዀይኑ ተቐመጠ።

24 ኣምላኽ ድማ ንህዝቡ፡ ኣዝዮም ከም ዚፋረዩ ገበሮም፣+

ካብ ተጻረርቶም እውን ኣበርትዖም።+

25 ንህዝቡ ኺጸልእዎም፡ ንገላዉኡ እውን ኪተናዀልዎምሲ፡+

ልቢ እቶም ተጻረርቲ ኺልወጥ ፈቐደ።

26 ንጊልያኡ ሙሴን+

ነቲ ዝሓረዮ ኣሮንን+ ለኣኾም።

27 ትእምርትታቱ ኣብ መንጎኦም፡

ተኣምራቱ ድማ ኣብ ምድሪ ካም ገበረ።+

28 ጸልማት ሰደደ፡ እታ ምድሪ እውን ጸልመተት፣+

ካብ ቃላቱ ኸኣ ኣይዓለዉን።

29 ማያቶም ናብ ደም ለወጠ፣

ዓሳታቶም ድማ ቀተለ።+

30 ምድሮም ብቝርዖብ ሓሰኽሰኽ በለት፣+

ናብ ክፍልታት ነገስታት እኳ ኣተዋ።

31 ጽንጽያ ኸልቢ ኺወርርዎም፡

ጻጹት እውን ኣብ ኵላ ሃገሮም ኪዀኑ ኣዘዘ።+

32 ንዝናሞም ናብ በረድ ቀየሮ፣

ናብ ምድሮም ከኣ በርቂ* ሰደደ።+

33 ተኽሊ ወይኖምን ኦም በለሶምን ወቕዐ፣

ኣእዋም ሃገሮም ድማ ሰባበረ።

34 ኣንበጣ ኺወርርዎም፡

ቍጽሪ ዘይብሎም ኩብኩብታ ኸኣ ኪመጽዎም ተዛረበ።+

35 ንሳቶም ንዅሉ ኣትክልቲ እታ ምድሪ በልዕዎ፣

ንፍረ እታ ምድሪ ድማ በልዕዎ።

36 ንዅሉ በዅሪ ምድሮም፡

ንመጀመርታ ስብእነቶም ቀተለ።+

37 ንህዝቡ ብሩርን ወርቅን ኣትሒዙ ኣውጽኦም፣+

ካብ ነገዳቱ ድማ ሓደ እኳ ኣይተዓንቀፈን።

38 ራዕዲ እስራኤል* ኣብ ልዕሊኦም ወዲቑ ነበረ እሞ፡

ንሳቶም ምስ ወጹ፡ ግብጺ ተሓጐሰት።+

39 ኪጋርዶም ደበና፡+

ብለይቲ ኼብርህ ከኣ ሓዊ ዘርግሐ።+

40 ለመኑ እሞ ብርኒጎታት ኣምጽአ፣+

ብእንጌራ ሰማይ ድማ ኣጽገቦም።+

41 ከውሒ ኸፈተ እሞ ማያት ኣውሓዘ፣+

እዚ ኸኣ ከም ፈለግ ብምድረ በዳ ወሓዘ።+

42 ከመይሲ፡ ንሱ ነቲ ንጊልያኡ ኣብርሃም ዝኣተወሉ ቕዱስ ቃል ዘከረ።+

43 ስለዚ፡ ንህዝቡ ብፍስሃ፡

ንሕሩያቱ ድማ ብእልልታ ኣውጽኦም።+

44 ምድሪ ኣህዛብ ሃቦም፣+

ጻማ ጻዕሪ ህዝብታት ከኣ ተረስተዩ፣+

45 እዚ ዝገበረ ኸኣ ስርዓታቱ ኺሕልዉ፡+

ሕግታቱ ድማ ኪገብሩ እዩ።

ንያህ ወድስዎ!*

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ