ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ሳሙኤል 25
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ሳሙኤል—ትሕዝቶ

      • ሞት ሳሙኤል (1)

      • ናባል ነቶም ዳዊት ዝሰደዶም ሰባት ሰጐጎም (2-13)

      • ኣቢጋይል ዝወሰደቶ ጥበባዊ ስጕምቲ (14-35)

        • ‘ከረጺት ህይወት ምስ የሆዋ’ (29)

      • የሆዋ ነቲ ዓሻ ናባል ወቕዖ (36-38)

      • ኣቢጋይል ሰበይቲ ዳዊት ኰነት (39-44)

1 ሳሙኤል 25:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 1:20፣ 2:18፣ 3:20፣ መዝ 99:6
  • +1ሳሙ 7:15, 17

1 ሳሙኤል 25:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    እዚኣ ምስ ከረን ቀርሜሎስ ሕደ ዘይኰነትስ፡ ሓንቲ ኸተማ ይሁዳ እያ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:20, 55
  • +1ሳሙ 23:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 77-78

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 19

1 ሳሙኤል 25:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 25:25
  • +1ሳሙ 27:3
  • +1ሳሙ 25:17, 21
  • +ዘሁ 13:6፣ 32:11, 12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 76-77

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 18-19

1 ሳሙኤል 25:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 25:14-16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 78

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 19

1 ሳሙኤል 25:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብጽብቕቲ መዓልቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 15:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 78

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 19

1 ሳሙኤል 25:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 22:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 78

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 19

1 ሳሙኤል 25:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 78

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 19

1 ሳሙኤል 25:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 37:8፣ ምሳ 15:1፣ መክ 7:9

1 ሳሙኤል 25:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 25:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 76-79

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 18-20

1 ሳሙኤል 25:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 25:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 78

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 19

1 ሳሙኤል 25:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 78

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 19

1 ሳሙኤል 25:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 25:13
  • +1ሳሙ 25:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 79

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 20

1 ሳሙኤል 25:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሓደ ሴኣ፡ 7.33 ሊ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 25:3
  • +2ሳሙ 16:1፣ 17:27-29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 79

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 20

1 ሳሙኤል 25:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 20

1 ሳሙኤል 25:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 25:7
  • +1ሳሙ 25:10፣ መዝ 35:12

1 ሳሙኤል 25:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብ መንደቕ ተጸጊዑ ኻብ ዚሸይን።” ንተባዕትዮ ዜመልክት ናይ ንዕቀት መግለጺ እብራይስጢ።

  • *

    ወይ፡ “ንዳዊት” ኪኸውን ይኽእል።

1 ሳሙኤል 25:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2002፡ ገጽ 4-5

1 ሳሙኤል 25:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ትርጉሙ፡ “ዓሻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 25:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 80

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 20-21

1 ሳሙኤል 25:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍስኻ እውን ህያው ዝዀነት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 9:6
  • +ዘፍ 20:6

1 ሳሙኤል 25:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 25:18
  • +1ሳሙ 22:2፣ 25:13

1 ሳሙኤል 25:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:45፣ 18:17
  • +1ሳሙ 24:11፣ 1ነገ 15:5
  • +1ሳሙ 15:28፣ 2ሳሙ 7:8, 11፣ 1ነገ 9:5

1 ሳሙኤል 25:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

  • *

    ወይ፡ “ከም ካብ ዓውዲ ወንጭፍ ገይሩ።”

1 ሳሙኤል 25:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 13:13, 14፣ 23:17፣ 2ሳሙ 6:21፣ 7:8፣ መዝ 89:20

1 ሳሙኤል 25:31

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሰንከልከል መበሊ ወይ መዐንቀፊ ኣይኪዀነካን እዩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:35፣ 1ሳሙ 24:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 80

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 20-21

1 ሳሙኤል 25:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 19:10፣ 1ሳሙ 25:26

1 ሳሙኤል 25:34

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብ መንደቕ ተጸጊዑ ኻብ ዚሸይን።” ንተባዕትዮ ዜመልክት ናይ ንዕቀት መግለጺ እብራይስጢ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 25:24
  • +1ሳሙ 25:18
  • +1ሳሙ 25:22

1 ሳሙኤል 25:36

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 80-82

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 21

1 ሳሙኤል 25:37

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 82

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 21

1 ሳሙኤል 25:38

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 82

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 21

1 ሳሙኤል 25:39

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 25:10, 14
  • +1ሳሙ 24:15፣ መዝ 35:1
  • +1ሳሙ 25:34

1 ሳሙኤል 25:41

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 18:3, 4፣ ሉቃ 7:44

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 82-83

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 21

1 ሳሙኤል 25:42

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 25:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 82-83

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2009፡ ገጽ 21

1 ሳሙኤል 25:43

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 27:3፣ 2ሳሙ 3:2፣ 1ዜና 3:1
  • +እያ 15:20, 56
  • +1ሳሙ 30:5፣ 2ሳሙ 5:13

1 ሳሙኤል 25:44

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 18:20
  • +2ሳሙ 3:14, 15

ሓፈሻዊ

1 ሳሙ. 25:11ሳሙ 1:20፣ 2:18፣ 3:20፣ መዝ 99:6
1 ሳሙ. 25:11ሳሙ 7:15, 17
1 ሳሙ. 25:2እያ 15:20, 55
1 ሳሙ. 25:21ሳሙ 23:24
1 ሳሙ. 25:31ሳሙ 25:25
1 ሳሙ. 25:31ሳሙ 27:3
1 ሳሙ. 25:31ሳሙ 25:17, 21
1 ሳሙ. 25:3ዘሁ 13:6፣ 32:11, 12
1 ሳሙ. 25:71ሳሙ 25:14-16
1 ሳሙ. 25:8ዘዳ 15:7
1 ሳሙ. 25:101ሳሙ 22:2
1 ሳሙ. 25:13መዝ 37:8፣ ምሳ 15:1፣ መክ 7:9
1 ሳሙ. 25:141ሳሙ 25:10
1 ሳሙ. 25:151ሳሙ 25:7
1 ሳሙ. 25:171ሳሙ 25:13
1 ሳሙ. 25:171ሳሙ 25:3
1 ሳሙ. 25:181ሳሙ 25:3
1 ሳሙ. 25:182ሳሙ 16:1፣ 17:27-29
1 ሳሙ. 25:211ሳሙ 25:7
1 ሳሙ. 25:211ሳሙ 25:10፣ መዝ 35:12
1 ሳሙ. 25:251ሳሙ 25:17
1 ሳሙ. 25:26ዘፍ 9:6
1 ሳሙ. 25:26ዘፍ 20:6
1 ሳሙ. 25:271ሳሙ 25:18
1 ሳሙ. 25:271ሳሙ 22:2፣ 25:13
1 ሳሙ. 25:281ሳሙ 17:45፣ 18:17
1 ሳሙ. 25:281ሳሙ 24:11፣ 1ነገ 15:5
1 ሳሙ. 25:281ሳሙ 15:28፣ 2ሳሙ 7:8, 11፣ 1ነገ 9:5
1 ሳሙ. 25:301ሳሙ 13:13, 14፣ 23:17፣ 2ሳሙ 6:21፣ 7:8፣ መዝ 89:20
1 ሳሙ. 25:31ዘዳ 32:35፣ 1ሳሙ 24:15
1 ሳሙ. 25:33ዘዳ 19:10፣ 1ሳሙ 25:26
1 ሳሙ. 25:341ሳሙ 25:24
1 ሳሙ. 25:341ሳሙ 25:18
1 ሳሙ. 25:341ሳሙ 25:22
1 ሳሙ. 25:391ሳሙ 25:10, 14
1 ሳሙ. 25:391ሳሙ 24:15፣ መዝ 35:1
1 ሳሙ. 25:391ሳሙ 25:34
1 ሳሙ. 25:41ዘፍ 18:3, 4፣ ሉቃ 7:44
1 ሳሙ. 25:421ሳሙ 25:3
1 ሳሙ. 25:431ሳሙ 27:3፣ 2ሳሙ 3:2፣ 1ዜና 3:1
1 ሳሙ. 25:43እያ 15:20, 56
1 ሳሙ. 25:431ሳሙ 30:5፣ 2ሳሙ 5:13
1 ሳሙ. 25:441ሳሙ 18:20
1 ሳሙ. 25:442ሳሙ 3:14, 15
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ሳሙኤል 25:1-44

1 ሳሙኤል

25 ሳሙኤል+ ድማ ሞተ፣ ኵሎም እስራኤል ከኣ ኪሓዝኑሉን ኣብ ቤቱ ኣብ ራማ+ ኪቐብርዎን ተኣከቡ። ሽዑ፡ ዳዊት ተንሲኡ ናብ በረኻ ጳራን ደየበ።

2 ዕዮኡ ኣብ ቀርሜሎስ*+ ዝዀነ ሰብኣይ ኣብ ማዖን ነበረ።+ እቲ ሰብኣይ ድማ ኣዝዩ ሃብታም ነበረ፣ 3,000 በጊዕን 1,000 ጤልን ነበሮ፣ ሽዑ ኸኣ ኣብ ቀርሜሎስ ኣባጊዑ ይቕምቅም ነበረ። 3 ስም እቲ ሰብኣይ ድማ ናባል፡+ ስም ሰበይቱ ኸኣ ኣቢጋይል ነበረ።+ እታ ሰበይቱ ድማ ኣስተውዓሊትን መልክዐኛን ነበረት፣ እቲ ሰብኣያ ግና ጨካን፡ ግብሩ እውን ክፉእ ነበረ፣+ ካሌባዊ ኸኣ ነበረ።+ 4 ዳዊት ድማ፡ ናባል ኣባጊዑ ይቕምቅም ከም ዘሎ፡ ኣብ በረኻ ኸሎ ሰምዐ። 5 ሽዑ፡ ዳዊት ዓሰርተ ኣጕባዝ ለኣኸሉ። ዳዊት ከኣ ነቶም ኣጕባዝ ከምዚ በሎም፦ “ናብ ቀርሜሎስ ደይቡ፡ ናብ ናባል ምስ መጻእኩም ድማ፡ ብዛዕባ ድሕንነቱ ብስመይ ሕተትዎ። 6 ከምዚ ድማ በልዎ፦ ‘ዕድመ ይሃብካ፡ ንዓኻ ሰላም ይኹን፡ ንቤትካ ሰላም ይኹን፡ ንዘሎካ ዅሉ እውን ሰላም ይኹን። 7 ሕጂ ኣባጊዕ ትቕምቅም ከም ዘለኻ ሰሚዐ። ጓሶትካ ምሳና ኸለዉ፡ ኣይጐዳእናዮምን፣+ ኣብ ቀርሜሎስ ኣብ ዝነበሩሉ ዅሉ ግዜ ኸኣ፡ ገለ እኳ ኣይጠፍኦምን። 8 ንኣጕባዝካ ሕተቶም፡ ንሳቶም ድማ ኪነግሩኻ እዮም። ብዜሐጕስ እዋን* ስለ ዝመጻእና፡ ኣጕባዘይ ኣብ ቅድሚ ኣዒንትኻ ሞገስ ይርከቡ። በጃኻ፡ ክትህቦም እትኽእል ዘበለ ንገላዉኻን ንወድኻ ዳዊትን ሃቦም።’”+

9 ኣጕባዝ ዳዊት ከኣ ከይዶም፡ ኵሉ እዚ ነገር እዚ ብስም ዳዊት ንናባል ነገርዎ። ምስ ወድኡ፡ 10 ናባል ነቶም ገላዉ ዳዊት፡ “ዳዊት መን እዩ፧ ወዲ እሴይከ መን እዩ፧ ሎምስ ከካብ ጐይተቶም ዝመለቑ ገላዉ ብዙሓት እዮም።+ 11 እንጌራይን ማየይን እቲ ንቐምቀምተይ ዝሓረድክዎ ሕሩደይን ወሲደስ፡ ካበይ ከም ዝመጹ ንዘይፈልጦምዶ ኽህቦም እየ፧” ኢሉ መለሰሎም።

12 ሽዑ፡ ገላዉ ዳዊት ተመሊሶም፡ ኵሉ እዚ ዘረባ እዚ ነገርዎ። 13 ብኡብኡ፡ ዳዊት ነቶም ሰቡ፡ “ነፍሲ ወከፍኩም ሰሰይፍኹም ተዓጠቑ” በሎም።+ ነፍሲ ወከፎም ድማ ሰሰይፎም ተዓጥቁ፡ ዳዊት እውን ሰይፉ ተዓጥቀ፣ ኣስታት 400 ሰብኡት ከኣ ምስ ዳዊት ደየቡ፣ 200 ሰብኡት ድማ ምስ ኣቕሑ ጸንሑ።

14 ሓደ ኻብቶም ገላዉ ኸኣ ንኣቢጋይል ሰበይቲ ናባል ከምዚ ኢሉ ነገራ፦ “እንሆ፡ ዳዊት ካብ በረኻ ንጐይታይ ሰላም ኪብልዎ ልኡኻት ሰዲዱ ነይሩ፣ ንሱ ግና ዘሊፍዎም።+ 15 እዞም ሰባት እዚኦም ንዓና ኣዝዮም ሕያዎት እዮም ነይሮም። ኣይጐድኡናን፡ ኣብ መሮር ምሳታቶም ኣብ ዝነበርናሉ ዅሉ ግዜ ድማ ገለ እኳ ኣይጠፍኣናን።+ 16 መጓሰ ኽንጓሲ ምሳታቶም ኣብ ዝነበርናሉ ዅሉ ግዜ ኸኣ፡ ብለይትን ብመዓልትን ኣብ ዙርያና ኸም ዜዕቍብ መካበብያ እዮም ኰይኖምልና ነይሮም። 17 ሕጂ፡ ንጐይታናን ንዅላ ቤቱን መዓት ተመዲቡ ኣሎ እሞ፡+ እትገብርዮ ወስኒ፣ ንሱ ድማ ሓደ እኳ ኺዛረቦ ዘይክእል ዘይጠቅም ሰብ እዩ።”+

18 ሽዑ፡ ኣቢጋይል+ ቀልጢፋ 200 እንጌራን ክልተ ገንኢ ወይንን ሓሙሽተ እተሰናደዋ ኣባጊዕን ሓሙሽተ ስፍሪ ሴኣ* ቖሎን 100 ጎጎ ዘቢብን 200 ጎጎ በለስን ወሲዳ ኣብ ኣእዱግ ጸዓነቶ።+ 19 ንገላዉኣ ኸኣ፡ “ቀቅድመይ ሕለፉ። ኣነ ድማ ክስዕበኩም እየ” በለቶም። ንሰብኣያ ናባል ግና ኣይነገረቶን።

20 ኣብ ኣድጊ ተወጢሓ፡ ብኸውሊ እቲ ኸረን ክትወርድ ከላ፡ ሽዑሽዑ፡ ዳዊትን ሰቡን ናብኣ ገጾም ይመጹ ነበሩ፡ ንሳ እውን ተጓነፈቶም። 21 ዳዊት ድማ ከምዚ ኢሉ ነበረ፦ “ኵሉ እቲ ናይዚ ሰብ እዚ ዘበለ ኣብ በረኻ ንኸንቱ ሓልየሉ። ካብቲ ናቱ ዘበለ ሓንቲ እኳ ኣይጠፍአትን፣+ ንሱ ግና ኣብ ክንዲ ጽቡቕ፡ ክፉእ ፈድዩኒ።+ 22 ካብ ተባዕትዮኡ* ሓደ እኳ ኽሳዕ ንግሆ እንተ ኣትሪፈስ፡ ኣምላኽ ንጸላእቲ ዳዊት* ከምዚ ይግበሮም፡ ከምዚ እውን ይወስኮም።”

23 ኣቢጋይል ድማ ንዳዊት ምስ ረኣየቶ፡ ቀልጢፋ ኻብ ኣድጊ ወረደት፡ ኣብ ቅድሚ ዳዊት እውን ብገጻ ተደፊኣ ሰገደት። 24 ኣብ እግሩ ወዲቓ ኸኣ ከምዚ በለት፦ “ጐይታይ፡ እዚ ኣበሳ ኣባይ ይኹን፣ በጃኻ፡ ገረድካ ትዛረብ፡ ዘረባ ገረድካ እውን ስማዕ። 25 ጐይታይ፡ በጃኻ ነዚ ዘይጠቅም ናባል+ ኣይተቕልበሉ፡ ንሱስ ከምቲ ስሙ እዩ። ስሙ ናባል* እዩ፡ ዕሽነት ከኣ ኣለዎ። ኣነ ገረድካ ግና፡ ነቶም ዝለኣኽካዮም ኣጕባዝ ጐይታይ ኣይረኣኽዎምን። 26 ሕጂ ኸኣ ጐይታይ፡ ከምቲ የሆዋ ህያው ዝዀነ፡ ንስኻ እውን ህያው ዝዀንካ፡* እቲ ኣብ ዕዳ ደም ካብ ምእታውን+ ብኢድካ ሕነ ኻብ ምፍዳይን ዝዓገተካ የሆዋ እዩ።+ ጸላእትኻን እቶም ንጐይታይ ኪጐድእዎ ዚደልዩን ከም ናባል ይኹኑ። 27 ሕጂ ድማ፡ እዚ ገረድካ ንጐይታይ ዘምጽኣትሉ ገጸ በረኸት እዚ፡+ ነቶም ንጐይታይ ዚስዕቡ ኣጕባዝ ይወሃብ።+ 28 ጐይታይ ውግእ የሆዋ ይዋጋእ ስለ ዘሎ፡+ ኣብ ኵሉ መዓልትታትካ እውን ኣባኻ ኽፉእ ስለ ዘይተረኽበ፡+ የሆዋ ንጐይታይ ብርግጽ ነባሪት ቤት ኪሰርሓሉ እዩ እሞ፡+ በጃኻ፡ ኣበሳ ገረድካ ሕደገላ። 29 ሓደ ሰብ ኪሰጕጐካን ህይወትካ ኺደልን ምስ ዚትንስእ፡ ህይወት* ጐይታይ ኣብ ከረጺት ህይወት* ተጠቕሊላ ምስ የሆዋ ኣምላኽካ ትተሓሎ፣ ህይወት* ጸላእትኻ ግና፡ ከም ኣእማን ብወንጭፍ ገይሩ* ይወንጭፈን። 30 የሆዋ ንጐይታይ፡ ኵሉ እቲ ዘተስፈወካ ጽቡቕ ነገር ምስ ገበረሉ፡ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ከኣ መራሒ ገይሩ ምስ ሸመካ፡+ 31 ብዘይ ምኽንያት ደም ብምፍሳስካን ኢድ ጐይታይ ሕነ ብምፍዳያን፡ ጸጸት ወይ ጣዕሳ ኣይኪህልወካን እዩ።*+ የሆዋ ንጐይታይ ጽቡቕ ምስ ገበረሉ ድማ፡ ንገረድካ ዘክራ።”

32 ሽዑ፡ ዳዊት ንኣቢጋይል ከምዚ በላ፦ “እቲ በዛ መዓልቲ እዚኣ ኽትረኽብኒ ዝሰደደኪ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ይወደስ! 33 ልብምናኺ ኸኣ ይባረኽ! ንስኺ እውን ናብ ዕዳ ደም ካብ ምእታውን ብኢደይ ሕነ ኻብ ምፍዳይን ስለ ዝዓገትክኒ፡+ ብርኽቲ ኹኒ። 34 ከምቲ እቲ ንዓኺ ኸይጐድኣኪ+ ዝዓገተኒ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ህያው ዝዀነ፡ ክትረኽብኒ ኢልኪ ቐልጢፍኪ እንተ ዘይትመጺ ኔርክስ፡+ ንናባል ክሳዕ ንግሆ ኻብቶም ተባዕትዮኡ* ሓደ እኳ ኣይምተረፎን ነይሩ።”+ 35 ሽዑ፡ ዳዊት፡ እቲ ዘምጽኣትሉ ተቐበላ፡ “ብሰላም ናብ ቤትኪ ደይቢ። ርኣዪ፡ ሰሚዐክስ፡ ከምቲ ዝለመንክዮ ሕራይ ኢለኪ ኣለኹ” ድማ በላ።

36 ኣቢጋይል ከኣ ናብ ናባል ተመልሰት፣ ንሱ ድማ ኣብ ቤቱ ኸም ድግስ ንጉስ ዝበለ ደጊሱ ነበረ። ልቢ ናባል ከኣ ተሓጒሱ ነበረ፣ ንሱ ድማ ኣዝዩ ሰኺሩ ነበረ። ንሳ ኸኣ ክሳዕ ዚነግህ ሓንቲ እኳ ኣይነገረቶን። 37 ንግሆ ናባል ስኽራኑ ምስ ወጸሉ፡ እታ ሰበይቱ እዚ ነገር እዚ ነገረቶ። ሽዑ፡ ልቡ ኸም ናይ ምዉት ሰብ ኰነ፡ ለሚሱ እውን ከም እምኒ ዀነ። 38 ድሕሪ ዓሰርተ መዓልቲ ዚኣክል ድማ፡ የሆዋ ንናባል ወቕዖ፡ ንሱ ኸኣ ሞተ።

39 ዳዊት ድማ ናባል ከም ዝሞተ ምስ ሰምዐ፡ “ነቲ ኻብ ናባል ዝበጽሓኒ ጕዳይ ውርደተይ+ እተማጐተለይን+ ንጊልያኡ ኽፉእ ካብ ምግባር ዝሓለወንን የሆዋ ይወደስ!+ የሆዋ ኸኣ ንኽፍኣት ናባል ናብ ርእሱ መሊስዎ” በለ። ሽዑ፡ ዳዊት ንኣቢጋይል ሰበይቱ ኽትከውን ኪወስዳ ኢሉ ልኢኹ ሓተታ። 40 እቶም ገላዉ ዳዊት ድማ ናብ ኣቢጋይል ናብ ቀርሜሎስ መጺኦም፡ “ዳዊት፡ ሰበይቱ ኽትኰንዮ ኺወስደኪ ኢሉ ናባኺ ልኢኹና” በልዋ። 41 ንሳ ኸኣ ብኡብኡ ተንሲኣ፡ ብገጻ ኣብ ምድሪ ተደፍአት፡ “ገረድ ኰይነ ኣእጋር ገላዉ ጐይታይ ክሓጽብሲ+ እነኹ ግዝእትኻ” ድማ በለት። 42 ኣቢጋይል+ ከኣ ቀልጢፋ ተንሲኣ ኣድጊ ተወጥሐት፡ ሓሙሽተ ኣግራዳ ድማ ደድሕሪኣ ሰዓባ፣ ምስቶም ልኡኻት ዳዊት ከኣ ከደት፡ ሰበይቱ እውን ኰነት።

43 ዳዊት ድማ ንኣሒኖዓም+ ብዓልቲ ይዝርኤል+ ተመርዓዋ፣ ክልቲአን ከኣ ኣንስቱ ዀና።+

44 ሳኦል ግና ንጓሉ ሚካል፡+ ሰበይቲ ዳዊት፡ ንጳልጢ+ ወዲ ላይሽ ብዓል ጋሊም ሂብዎ ነበረ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ