ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 29
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ነታ ቤተ መቕደስ ዚኸውን ወፈያታት (1-9)

      • ጸሎት ዳዊት (10-19)

      • እቲ ህዝቢ ተሓጐሰ፣ ንግስና ሰሎሞን (20-25)

      • ሞት ዳዊት (26-30)

1 ዜና መዋእል 29:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተነቃፍን።”

  • *

    ወይ፡ “ዕርዲ ኸተማ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 28:5
  • +1ነገ 3:7
  • +2ዜና 2:4

1 ዜና መዋእል 29:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 22:3, 16
  • +1ዜና 22:4, 14

1 ዜና መዋእል 29:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 26:8፣ 27:4፣ 122:1
  • +1ዜና 21:24

1 ዜና መዋእል 29:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሓደ ታለንት፡ 34.2 ኪ.ግ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 28:16

1 ዜና መዋእል 29:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 35:5

1 ዜና መዋእል 29:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 18:25
  • +1ዜና 27:25, 29, 31

1 ዜና መዋእል 29:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ዳሪክ ሰልዲ ወርቂ ፋርስ እዩ ነይሩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1522፡ 1602

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2009፡ ገጽ 30

1 ዜና መዋእል 29:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 26:22
  • +1ዜና 6:1

1 ዜና መዋእል 29:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 9:7

1 ዜና መዋእል 29:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 24:1፣ ኢሳ 42:5
  • +መዝ 145:3፣ 1ጢሞ 1:17
  • +ራእ 5:13
  • +1ዜና 16:27፣ መዝ 8:1
  • +መዝ 103:19፣ ማቴ 6:10

1 ዜና መዋእል 29:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 8:18፣ ምሳ 10:22፣ ፊል 4:19
  • +2ዜና 20:6
  • +ኢሳ 40:26
  • +ዘዳ 3:24፣ ኤፌ 1:19፣ ራእ 15:3
  • +2ዜና 1:11, 12
  • +2ዜና 16:9፣ መዝ 18:32፣ ኢሳ 40:29

1 ዜና መዋእል 29:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2018፡ ገጽ 18

1 ዜና መዋእል 29:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 25:23፣ እብ 11:13
  • +እዮ 14:1, 2፣ ያእ 4:13, 14

1 ዜና መዋእል 29:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብቕንዕና።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 28:9
  • +ምሳ 11:20፣ 15:8፣ እብ 1:9

1 ዜና መዋእል 29:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 10:17፣ 86:11

1 ዜና መዋእል 29:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዕርዲ ኸተማ።”

  • *

    ወይ፡ “ምሉእ ብምሉእ ውፉይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 6:12
  • +1ዜና 22:14
  • +ማር 12:30

1 ዜና መዋእል 29:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ገንሸል ካብ ዕየት ዚዓቢ፡ ንእሽቶ ተባዕታይ በጊዕ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 1:3
  • +ዘሌ 23:12, 13፣ ዘሁ 15:5
  • +1ነገ 8:63, 64

1 ዜና መዋእል 29:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 12:7፣ 2ዜና 7:10፣ ነህ 8:12
  • +1ነገ 1:38-40፣ 1ዜና 23:1
  • +1ነገ 2:35

1 ዜና መዋእል 29:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 28:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 32

1 ዜና መዋእል 29:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 22:17
  • +1ዜና 28:1
  • +1ዜና 3:1-9

1 ዜና መዋእል 29:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 3:12፣ 2ዜና 1:1, 12፣ መክ 2:9

1 ዜና መዋእል 29:27

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መዓልትታት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 2:11
  • +2ሳሙ 5:4, 5

1 ዜና መዋእል 29:28

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መዓልትታትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 1:1
  • +1ነገ 2:10-12

1 ዜና መዋእል 29:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 7:2፣ 12:1
  • +1ዜና 21:9, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2009፡ ገጽ 32

ሓፈሻዊ

1 ዜና 29:11ዜና 28:5
1 ዜና 29:11ነገ 3:7
1 ዜና 29:12ዜና 2:4
1 ዜና 29:21ዜና 22:3, 16
1 ዜና 29:21ዜና 22:4, 14
1 ዜና 29:3መዝ 26:8፣ 27:4፣ 122:1
1 ዜና 29:31ዜና 21:24
1 ዜና 29:4እዮ 28:16
1 ዜና 29:5ዘጸ 35:5
1 ዜና 29:6ዘጸ 18:25
1 ዜና 29:61ዜና 27:25, 29, 31
1 ዜና 29:81ዜና 26:22
1 ዜና 29:81ዜና 6:1
1 ዜና 29:92ቈረ 9:7
1 ዜና 29:11መዝ 24:1፣ ኢሳ 42:5
1 ዜና 29:11መዝ 145:3፣ 1ጢሞ 1:17
1 ዜና 29:11ራእ 5:13
1 ዜና 29:111ዜና 16:27፣ መዝ 8:1
1 ዜና 29:11መዝ 103:19፣ ማቴ 6:10
1 ዜና 29:12ዘዳ 8:18፣ ምሳ 10:22፣ ፊል 4:19
1 ዜና 29:122ዜና 20:6
1 ዜና 29:12ኢሳ 40:26
1 ዜና 29:12ዘዳ 3:24፣ ኤፌ 1:19፣ ራእ 15:3
1 ዜና 29:122ዜና 1:11, 12
1 ዜና 29:122ዜና 16:9፣ መዝ 18:32፣ ኢሳ 40:29
1 ዜና 29:15ዘሌ 25:23፣ እብ 11:13
1 ዜና 29:15እዮ 14:1, 2፣ ያእ 4:13, 14
1 ዜና 29:171ዜና 28:9
1 ዜና 29:17ምሳ 11:20፣ 15:8፣ እብ 1:9
1 ዜና 29:18መዝ 10:17፣ 86:11
1 ዜና 29:191ነገ 6:12
1 ዜና 29:191ዜና 22:14
1 ዜና 29:19ማር 12:30
1 ዜና 29:21ዘሌ 1:3
1 ዜና 29:21ዘሌ 23:12, 13፣ ዘሁ 15:5
1 ዜና 29:211ነገ 8:63, 64
1 ዜና 29:22ዘዳ 12:7፣ 2ዜና 7:10፣ ነህ 8:12
1 ዜና 29:221ነገ 1:38-40፣ 1ዜና 23:1
1 ዜና 29:221ነገ 2:35
1 ዜና 29:231ዜና 28:5
1 ዜና 29:241ዜና 22:17
1 ዜና 29:241ዜና 28:1
1 ዜና 29:241ዜና 3:1-9
1 ዜና 29:251ነገ 3:12፣ 2ዜና 1:1, 12፣ መክ 2:9
1 ዜና 29:272ሳሙ 2:11
1 ዜና 29:272ሳሙ 5:4, 5
1 ዜና 29:281ነገ 1:1
1 ዜና 29:281ነገ 2:10-12
1 ዜና 29:292ሳሙ 7:2፣ 12:1
1 ዜና 29:291ዜና 21:9, 10
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 29:1-30

1 ዜና መዋእል

29 ንጉስ ዳዊት ድማ ንዅሉ እቲ ጉባኤ ኸምዚ በሎ፦ “እቲ ኣምላኽ ዝሓረዮ ወደይ ሰሎሞን፡+ ንእሽቶን ዘይምኩርን* እዩ፣+ እቲ ዕዮ ኸኣ ዓብዪ እዩ፣ ከመይሲ፡ ንሳ ንሰብ ዘይኰነስ፡ ንየሆዋ ኣምላኽ እትኸውን ቤተ መቕደስ* እያ።+ 2 ኣነ ኸኣ ንቤት ኣምላኸይ ዚኸውን፡ ወርቂ ንስርሓት ወርቅን ብሩር ንስርሓት ብሩርን ነሓሲ ንስርሓት ነሓስን ሓጺን ንስርሓት ሓጺንን+ ዕንጨይቲ+ ንስርሓት ዕንጨይትን ኣእማን ኦኒክስን ብጭቃ መንደቕ ዚላገብ ኣእማንን ዚዛነቕ ኣእማን ስልማትን ኵሉ ዓይነት ክቡር እምንን ብዙሕ ኣእማን ኣልባስጥሮስን ብዅሉ ሓይለይ ኣዳልየ ኣለኹ። 3 በታ ቤት ኣምላኸይ ደስ ስለ ዝበለኒ ድማ፡+ ኣብ ርእሲ ዅሉ እቲ ነታ ቕድስቲ ቤት ዘዳለኽዎ፡ ናይ ውልቀይ መዝገብ+ ወርቅን ብሩርን እውን ንቤት ኣምላኸይ እህብ ኣለኹ፣ 4 እወ፡ 3,000 ታለንት* ወርቂ ኻብ ኦፊር፡+ 7,000 ታለንት እተጻረየ ብሩር ንምልባጥ መናድቕ እተን ኣባይቲ፡ 5 እቲ ወርቂ ንስርሓት ወርቂ፡ እቲ ብሩር ድማ ንስርሓት ብሩር፡ ከምኡ እውን ንዅሉ እቲ በቶም ኢደ ጥበበኛታት ዚግበር ዕዮ እህብ ኣለኹ። ሎሚኸ መን ንየሆዋ ኣብ ኢዱ ህያብ ሒዙ ብፍታው ይመጽእ፧”+

6 ሽዑ፡ እቶም መሳፍንቲ ማይ ቤታትን መሳፍንቲ ነገዳት እስራኤልን ኣሕሉቕ ሽሕን ኣሕሉቕ ሚእትን+ ኣሕሉቕ ዕዮ ንጉስን+ ብፍታዎም መጹ። 7 ንኣገልግሎት ቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ድማ፡ 5,000 ታለንት ወርቅን 10,000 ዳሪክን* 10,000 ታለንት ብሩርን 18,000 ታለንት ነሓስን 100,000 ታለንት ሓጺንን ሃቡ። 8 ክቡራት ኣእማን ዘለዎ ዘበለ፡ ኣብ ትሕቲ ሓላፍነት የሒኤል+ እቲ ጌርሾናዊ+ ንመዝገብ ቤት የሆዋ ሃበ። 9 ንየሆዋ ብምሉእ ልቢ መስዋእቲ ፍታው ስለ ዝሃብዎ፡+ እቲ ህዝቢ በቲ ዝሃብዎ መስዋእቲ ፍታው ተሓጐሰ፣ ንጉስ ዳዊት እውን ዓብዪ ሓጐስ ተሓጐሰ።

10 ዳዊት ከኣ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ ዅሉ እቲ ጉባኤ ንየሆዋ ወደሶ። ዳዊት ድማ ከምዚ በለ፦ “ኦ የሆዋ ኣምላኽ ኣቦና እስራኤል፡ ካብ ዘለኣለም ንዘለኣለም ተወደስ። 11 ኦ የሆዋ፡ ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ዘሎ ዅሉ ናትካ እዩ እሞ፡+ ዕቤትን+ ሓይልን+ ጽባቐን ግርማን ክብርን ናትካ እዩ።+ ኦ የሆዋ፡ እታ መንግስቲ ናትካ እያ።+ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ኸም ርእሲ ልዕል ዝበልካ ንስኻ ኢኻ። 12 ሃብትን ክብርን ካባኻ እዩ፣+ ንስኻ ድማ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ትገዝእ ኢኻ፣+ ኣብ ኢድካ ሓይልን+ ብርታዐን+ ኣሎ፣ ኢድካ ኸኣ ንዅሉ ኸተዕብን+ ከተበርትዕን+ ትኽእል እያ። 13 ሕጂ ድማ ኦ ኣምላኽና፡ ንሕና ነመስግነካን ነቲ ጽቡቕ ስምካ ንውድሶን ኣለና።

14 “ግናኸ፡ ከምዚ መስዋእቲ ፍታው ክንህብ ዝኸኣልናስ፡ ኣነ መን እየ፡ ህዝበይከ መን እዮም፧ ኵሉስ ካባኻ እዩ፡ ካብ ኢድካ ዝመጸ ኢና ሂብናካ ዘለና። 15 ንሕናስ ኣብ ቅድሜኻ ኸም ኵሎም ኣቦታትና ጓኖትን ሰፋሮን ኢና።+ መዓልትታትና ኣብ ምድሪ እውን ከም ጽላሎት፡+ ብዘይ ተስፋ እየን። 16 ኦ የሆዋ ኣምላኽና፡ ኵሉ እዚ ንቕዱስ ስምካ ቤት ክንሃንጸልካ ዘዳሎናዮ ሃብቲ፡ ካብ ኢድካ እዩ፡ ኵሉ እውን ናትካ እዩ። 17 ኦ ኣምላኸይ፡ ንስኻ ልቢ ኸም እትምርምርን+ ብንጽህና* ባህ ከም ዚብለካን ኣጸቢቐ እፈልጥ እየ።+ ብቕንዕና ልበይ ኵሉ እዚ ነገራት እዚ ብፍታው ሂበ ኣለኹ፣ እዞም ኣብዚ ዘለዉ ህዝብኻ መስዋእቲ ፍታው ኪህቡኻ ምርኣየይ ኣሐጒሱኒ እዩ። 18 ኦ የሆዋ ኣምላኽ ኣቦታትና ኣብርሃምን ይስሃቅን እስራኤልን፡ ነዚ ኣብ ልቢ ህዝብኻ ዘሎ ዝንባለታትን ሓሳባትን ንዘለኣለም ሓልዎ፣ ልቦም እውን ናባኻ ኣቕንዕ።+ 19 ንወደይ ሰሎሞን ከኣ፡ ትእዛዛትካን መዘኻኸሪታትካን ስርዓታትካን ኪሕሉ፡+ ነዚ ዅሉ ድማ ኪገብሮ፡ ነታ መህነጺኣ ዘዳለኹላ+ ቤተ መቕደስ* እውን ኪሃንጽሲ፡ ምሉእ* ልቢ ሃቦ።”+

20 ዳዊት ከኣ ንዅሎም ጉባኤ፡ “ሕጂ፡ ንየሆዋ ኣምላኽኩም ወድስዎ” በሎም። ኵሎም እቶም ጉባኤ ድማ ንየሆዋ ኣምላኽ ኣቦታቶም ወደስዎ፣ ንየሆዋን ንንጉስን ከኣ ፍግም ኢሎም ሰገዱሎም። 21 ንጽብሒቱ ድማ ንየሆዋ መስዋእቲ ሕሩድን ንየሆዋ ዚሓርር መስዋእትን፡+ 1,000 ዝራብዕን 1,000 ድዑልን 1,000 ገንሸልን* መስዋእቲ መስተን ሰውኡሉ፣+ ምእንቲ ዅሉ እስራኤል ከኣ ብዙሕ መስዋእቲ ሰውኡ።+ 22 በታ መዓልቲ እቲኣ ድማ፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ብዓብዪ ሓጐስ በልዑን ሰተዩን፣+ ንሰሎሞን ወዲ ዳዊት ከኣ ካልኣይ ሳዕ ኣንገስዎ፡ መራሒ ኪኸውን ድማ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ቐብእዎ፣+ ንጻዶቅ እውን ካህን ኪኸውን ቀብእዎ።+ 23 ሰሎሞን ኣብ ክንዲ ኣቦኡ ዳዊት ንጉስ ኰይኑ ኣብ ዝፋን የሆዋ ተቐመጠ፡+ ቀንዖ እውን፣ ኵሎም እስራኤላውያን ከኣ ይእዘዝዎ ነበሩ። 24 ኵሎም መሳፍንትን+ ጀጋኑን+ ደቂ ንጉስ ዳዊትን+ ድማ፡ ንንጉስ ሰሎሞን ተገዝእዎ። 25 የሆዋ ኸኣ ንሰሎሞን ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ እስራኤል ኣዝዩ ኣዕበዮ፡ ቅድሚኡ ኣብ እስራኤል ንዝነበረ ንጉስ ዘይነበሮ ኽብሪ መንግስቲ እውን ሃቦ።+

26 በዚ ኸምዚ፡ ዳዊት ወዲ እሴይ ኣብ ልዕሊ ዅሉ እስራኤል ነገሰ፣ 27 እቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዝነገሰሉ ዘመን* ድማ 40 ዓመት ነበረ። ኣብ ኬብሮን 7 ዓመት ነገሰ፣+ ኣብ የሩሳሌም ከኣ 33 ዓመት ነገሰ።+ 28 ዕድመን* ሃብትን ክብርን ጸጊቡ ድማ፡+ ብጽቡቕ እርጋን ሞተ፣ ኣብ ክንዳኡ ኸኣ ወዱ ሰሎሞን ነገሰ።+ 29 ታሪኽ ንጉስ ዳዊት ካብ መጀመርታ ኽሳዕ መወዳእታ፡ ኣብ ቃላት ሳሙኤል እቲ ረኣይን ናታን+ እቲ ነብይን ጋድ+ እቲ ብዓል ራእይን ተጻሒፉ ኣሎ፣ 30 ኣብኡ እውን ኵሉ ንግስናኡን ሓይሉን ንዕኡን ንእስራኤልን ንዅለን ኣብቲ ኸባቢ ዚርከባ መንግስትታትን ዚምልከት ፍጻመታት ዘመንን ተጻሒፉ ኣሎ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ