ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ቈረንቶስ 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ናይ ደገፍ ደብዳበታት (1-3)

      • ኣገልገልቲ ሓድሽ ኪዳን (4-6)

      • ዝያዳ ኽብሪ ሓድሽ ኪዳን (7-18)

2 ቈረንቶስ 3:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ናይ ደገፍ ደብዳበታትዶ።”

2 ቈረንቶስ 3:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 9:2

2 ቈረንቶስ 3:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 3:5
  • +ዘጸ 31:18፣ 34:1
  • +ምሳ 3:3፣ 7:3

2 ቈረንቶስ 3:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 4:12, 15፣ ፊል 2:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2008፡ ገጽ 28

    15/2/2002፡ ገጽ 24-25

    15/11/2000፡ ገጽ 17-19

2 ቈረንቶስ 3:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 3:10
  • +ዮሃ 6:63
  • +ሮሜ 13:9
  • +እብ 8:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2002፡ ገጽ 24-25

    15/11/2000፡ ገጽ 17-19

2 ቈረንቶስ 3:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 34:29, 30
  • +ዘጸ 31:18፣ 32:16

2 ቈረንቶስ 3:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 2:1, 4
  • +1ጴጥ 4:14

2 ቈረንቶስ 3:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 27:26
  • +ዘጸ 34:35
  • +ሮሜ 3:21, 22

2 ቈረንቶስ 3:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ቈሎ 2:16, 17

2 ቈረንቶስ 3:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:16፣ 24:17
  • +እብ 12:22-24

2 ቈረንቶስ 3:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 1:3, 4

2 ቈረንቶስ 3:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 34:33-35

2 ቈረንቶስ 3:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 7:6፣ ኤፌ 2:15
  • +ዮሃ 12:40
  • +ሮሜ 11:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2009፡ ገጽ 23

    15/8/2005፡ ገጽ 20

    15/3/2004፡ ገጽ 16

    1/2/1998፡ ገጽ 10

2 ቈረንቶስ 3:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 15:21
  • +ሮሜ 11:8

2 ቈረንቶስ 3:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 34:34

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2018፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2005፡ ገጽ 23

2 ቈረንቶስ 3:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 4:24
  • +ኢሳ 61:1፣ ሮሜ 6:14፣ 8:15፣ ገላ 5:1, 13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2018፡ ገጽ 19-20

    4/2018፡ ገጽ 8-9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2012፡ ገጽ 10

2 ቈረንቶስ 3:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ብመንፈስ የሆዋ ዚግበር” ኪኸውን ይኽእል።

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ካብ ክብሪ ናብ ክብሪ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 4:6፣ ኤፌ 4:23, 24፣ 5:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2012፡ ገጽ 23-24

    15/8/2005፡ ገጽ 14-15፡ 24

    15/3/2004፡ ገጽ 16-17

ሓፈሻዊ

2 ቈረ. 3:21ቈረ 9:2
2 ቈረ. 3:31ቈረ 3:5
2 ቈረ. 3:3ዘጸ 31:18፣ 34:1
2 ቈረ. 3:3ምሳ 3:3፣ 7:3
2 ቈረ. 3:5ዘጸ 4:12, 15፣ ፊል 2:13
2 ቈረ. 3:6ገላ 3:10
2 ቈረ. 3:6ዮሃ 6:63
2 ቈረ. 3:6ሮሜ 13:9
2 ቈረ. 3:6እብ 8:6
2 ቈረ. 3:7ዘጸ 34:29, 30
2 ቈረ. 3:7ዘጸ 31:18፣ 32:16
2 ቈረ. 3:8ግብ 2:1, 4
2 ቈረ. 3:81ጴጥ 4:14
2 ቈረ. 3:9ዘዳ 27:26
2 ቈረ. 3:9ዘጸ 34:35
2 ቈረ. 3:9ሮሜ 3:21, 22
2 ቈረ. 3:10ቈሎ 2:16, 17
2 ቈረ. 3:11ዘጸ 19:16፣ 24:17
2 ቈረ. 3:11እብ 12:22-24
2 ቈረ. 3:121ጴጥ 1:3, 4
2 ቈረ. 3:13ዘጸ 34:33-35
2 ቈረ. 3:14ሮሜ 7:6፣ ኤፌ 2:15
2 ቈረ. 3:14ዮሃ 12:40
2 ቈረ. 3:14ሮሜ 11:7
2 ቈረ. 3:15ግብ 15:21
2 ቈረ. 3:15ሮሜ 11:8
2 ቈረ. 3:16ዘጸ 34:34
2 ቈረ. 3:17ዮሃ 4:24
2 ቈረ. 3:17ኢሳ 61:1፣ ሮሜ 6:14፣ 8:15፣ ገላ 5:1, 13
2 ቈረ. 3:182ቈረ 4:6፣ ኤፌ 4:23, 24፣ 5:1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ቈረንቶስ 3:1-18

2 ቈረንቶስ

3 ከም ብሓድሽዶ ርእስና ኽንንእድ ንጅምር ኣለና፧ ወይስ ከም ገሊኦም፡ ናባኻትኩም ወይ ካባኻትኩም ዚልኣኻ ዚንእዳና ደብዳበታትዶ* የድልያና እየን፧ 2 ኣብ ልብና እተጻሕፈትን ኵሉ ሰብ ዚፈልጣን ዜንብባን ደብዳበናስ፡ ንስኻትኩም ባዕላትኩም ኢኹም።+ 3 ከመይሲ፡ ንስኻትኩም ብኣና ብኣገልገልቲ+ ኣቢልኩም ብቐለም ዘይኰነስ፡ ብመንፈስ እቲ ህያው ኣምላኽ፡ ኣብ ጽላት እምኒ ዘይኰነስ፡+ ኣብ ጽላት ስጋ፡ ማለት ኣብ ልቢ+ እተጸሓፍኩም ደብዳበ ክርስቶስ ምዃንኩም ግሁድ እዩ።

4 ብክርስቶስ ከኣ ኣብ ኣምላኽ ከምዚ ዝበለ እምንቶ ኣሎና። 5 ብቕዓትና ኻብ ኣምላኽ እዩ እምበር፡ ካብ ርእስና ገለ ኸም ዘምጻእና ጌርና ኽንሓስብ ብርእስና ብቕዓት የብልናን።+ 6 ጽሑፍ ሕጊ ንሞት ይዅንን፡+ መንፈስ ግና ህያው ይገብር እዩ እሞ፡+ ንሱ ናይ ጽሑፍ ሕጊ ዘይኰነስ፡+ ናይ መንፈስ ኣገልገልቲ ሓድሽ ኪዳን ክንከውን+ ብቑዓት ገይሩና እዩ።

7 ደቂ እስራኤልሲ ብምኽንያት እቲ ኣብ ገጽ ሙሴ ዘንጸባረቐ ሓላፊ ኽብሪ፡ ገጹ ኺጥምቱ ኣይከኣሉን፣+ እቲ ሞት ዜስዕብን ኣብ ኣእማን ብፊደላት እተቐርጸን ሕጊ+ እውን ብኸምዚ ዝበለ ኽብሪ ኻብ መጸ፡ 8 እቲ ኣገልግሎት መንፈስ+ ግዳ ስለምንታይ ዝያዳ ኽብሪ ዘይህልዎ፧+ 9 እቲ ዅነኔ ዜስዕብ ሕጊ+ ኽቡር እንተ ነይሩስ፡+ እቲ ኣገልግሎት ጽድቂ ግዳ ኽንደይ ብዝያዳ ዘይከብር!+ 10 እቲ ኽቡር ዝነበረ እኳ፡ ብሰንኪ እቲ ኻብኡ ዚበልጽ ክብሪ፡ ክብሩ ተቐንጢጡ ኣሎ።+ 11 ምኽንያቱ፡ እቲ ሓላፊ ብኽብሪ ኻብ መጸ፡+ ክብሪ እቲ ነባሪ ግዳ ኽንደይ ኣዝዩ ዘይበልጽ!+

12 ከምዚ ዝበለት ተስፋ ስለ ዘላትና፡+ ብብዙሕ ትብዓት ንዛረብ ኣለና፣ 13 ከምቲ ደቂ እስራኤል መወዳእታ እቲ ሓላፊ ኣተኲሮም ከይጥምቱ፡ ሙሴ ኣብ ገጹ መጐልበቢ ዚገብር ዝነበረ፡+ ኣይንገብርን ኢና። 14 ግናኸ፡ እቲ ብሉይ ኪዳን ኪንበብ ከሎ፡ እቲ ብክርስቶስ ጥራይ ዚቕንጠጥ+ መጐልበቢ ኽሳዕ ሎም መዓልቲ ኣይተቐልዓሎምን እሞ፡+ ኣእምሮኦም ደንዚዙ እዩ።+ 15 ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ፡ ሙሴ ኺንበብ ከሎ፡+ መጐልበቢ ንልቦም ይሽፍኖ ኣሎ።+ 16 ሓደ ናብ የሆዋ* ምስ ዚምለስ ግና፡ እቲ መጐልበቢ ይቕንጠጥ እዩ።+ 17 የሆዋ* መንፈስ እዩ፣+ ኣብቲ መንፈስ የሆዋ* ዘለዎ ድማ፡ ኣብኡ ሓርነት ኣሎ።+ 18 ኵላትና ብዘይተጐልበበ ገጽ፡ ክብሪ የሆዋ* ኸም መስትያት እናኣንጸባረቕና ኸኣ፡ ልክዕ ከምቲ በቲ መንፈስ ዝዀነ የሆዋ* ዚግበር፡* ካብ ሓደ ደረጃ ኽብሪ ናብ ካልእ ደረጃ ኽብሪ* ናብቲ ምስሊ እቲ ንልወጥ ኢና።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ