ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 16
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • እቲ ታቦት ኣብ ድንኳን ተነብረ (1-6)

      • ዳዊት ዝዘመሮ መዝሙር ምስጋና (7-36)

        • “የሆዋ ነጊሱ!” (31)

      • ኣብ ቅድሚ እቲ ታቦት ዚቐርብ ኣገልግሎት (37-43)

1 ዜና መዋእል 16:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 8:1፣ 1ዜና 15:1
  • +2ሳሙ 6:17-19፣ 1ነገ 8:5

1 ዜና መዋእል 16:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 1:3
  • +ዘሌ 3:1

1 ዜና መዋእል 16:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኪዝክርዎን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 18:2

1 ዜና መዋእል 16:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብኽራርን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 6:31, 39
  • +1ዜና 15:18
  • +1ዜና 15:21
  • +1ዜና 15:17, 19

1 ዜና መዋእል 16:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 6:31, 39

1 ዜና መዋእል 16:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 106:1
  • +መዝ 67:2፣ 105:1-6፣ ኢሳ 12:4

1 ዜና መዋእል 16:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣዚሙሉ።”

  • *

    ወይ፡ “ተዛረቡ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 23:1፣ ኤፌ 5:19
  • +መዝ 107:43

1 ዜና መዋእል 16:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 22:32፣ ኢሳ 45:25፣ ኤር 9:24
  • +1ዜና 28:9፣ ፊል 4:4

1 ዜና መዋእል 16:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ቅድሚኡ ኽትቀርቡ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣሞ 5:4፣ ጸፎ 2:3
  • +መዝ 24:5, 6

1 ዜና መዋእል 16:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 111:2-4

1 ዜና መዋእል 16:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 41:8
  • +መዝ 135:4

1 ዜና መዋእል 16:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 95:7
  • +መዝ 105:7-11

1 ዜና መዋእል 16:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “እቲ ዝኣዘዞ ቓል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 7:9

1 ዜና መዋእል 16:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 15:18፣ 17:1, 2
  • +ዘፍ 26:3-5

1 ዜና መዋእል 16:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 28:14

1 ዜና መዋእል 16:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:8
  • +ዘፍ 12:7፣ 17:8፣ 35:12

1 ዜና መዋእል 16:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 34:30፣ ዘዳ 26:5፣ መዝ 105:12-15

1 ዜና መዋእል 16:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 20:1፣ 46:6

1 ዜና መዋእል 16:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 31:7, 42
  • +ዘፍ 12:17፣ 20:3

1 ዜና መዋእል 16:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 20:7

1 ዜና መዋእል 16:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 40:10፣ 96:1-6

1 ዜና መዋእል 16:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:11

1 ዜና መዋእል 16:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 45:20፣ 1ቈረ 8:4
  • +ኢሳ 44:24

1 ዜና መዋእል 16:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 33:26፣ መዝ 8:1
  • +1ጢሞ 1:11

1 ዜና መዋእል 16:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 68:34፣ 96:7-13

1 ዜና መዋእል 16:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ስለቲ ግርማ ቕድስናኡ” ኪኸውን ይኽእል።

  • *

    ወይ፡ “ኣምልኽዎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:58፣ ነህ 9:5፣ መዝ 148:13
  • +1ዜና 29:3-5፣ ማቴ 5:23
  • +ዘዳ 26:10

1 ዜና መዋእል 16:30

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ፍርያም ምድሪ።”

  • *

    ወይ፡ “ኣይትናወጽን፣ ሰንከልከል ኣይትብልን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 104:5፣ መክ 1:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2005፡ ገጽ 10-11

1 ዜና መዋእል 16:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 97:1
  • +ራእ 19:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2014፡ ገጽ 10-11

1 ዜና መዋእል 16:33

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መጺኡ።”

1 ዜና መዋእል 16:34

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰናይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 5:13፣ ሉቃ 18:19
  • +መዝ 103:17፣ ኤር 31:3፣ ድጕ 3:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2002፡ ገጽ 11

1 ዜና መዋእል 16:35

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብውዳሰኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 68:20
  • +መዝ 122:4
  • +ኢሳ 43:21

1 ዜና መዋእል 16:36

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ይኹን!”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 9

1 ዜና መዋእል 16:37

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 15:16, 17
  • +ዘጸ 29:38፣ 2ዜና 13:11፣ እዝ 3:4
  • +1ዜና 16:4-6

1 ዜና መዋእል 16:39

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 12:28
  • +1ነገ 3:4

1 ዜና መዋእል 16:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 29:39፣ 2ዜና 2:4

1 ዜና መዋእል 16:41

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 25:1
  • +2ዜና 5:13፣ እዝ 3:11
  • +1ዜና 16:4

1 ዜና መዋእል 16:42

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ናውቲ መዝሙር ናይ ሓቂ ኣምላኽን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 6:31, 33፣ 15:16, 17
  • +1ዜና 25:1, 3

ሓፈሻዊ

1 ዜና 16:11ነገ 8:1፣ 1ዜና 15:1
1 ዜና 16:12ሳሙ 6:17-19፣ 1ነገ 8:5
1 ዜና 16:2ዘሌ 1:3
1 ዜና 16:2ዘሌ 3:1
1 ዜና 16:4ዘሁ 18:2
1 ዜና 16:51ዜና 6:31, 39
1 ዜና 16:51ዜና 15:18
1 ዜና 16:51ዜና 15:21
1 ዜና 16:51ዜና 15:17, 19
1 ዜና 16:71ዜና 6:31, 39
1 ዜና 16:8መዝ 106:1
1 ዜና 16:8መዝ 67:2፣ 105:1-6፣ ኢሳ 12:4
1 ዜና 16:92ሳሙ 23:1፣ ኤፌ 5:19
1 ዜና 16:9መዝ 107:43
1 ዜና 16:10ዘሌ 22:32፣ ኢሳ 45:25፣ ኤር 9:24
1 ዜና 16:101ዜና 28:9፣ ፊል 4:4
1 ዜና 16:11ኣሞ 5:4፣ ጸፎ 2:3
1 ዜና 16:11መዝ 24:5, 6
1 ዜና 16:12መዝ 111:2-4
1 ዜና 16:13ኢሳ 41:8
1 ዜና 16:13መዝ 135:4
1 ዜና 16:14መዝ 95:7
1 ዜና 16:14መዝ 105:7-11
1 ዜና 16:15ዘዳ 7:9
1 ዜና 16:16ዘፍ 15:18፣ 17:1, 2
1 ዜና 16:16ዘፍ 26:3-5
1 ዜና 16:17ዘፍ 28:14
1 ዜና 16:18ዘዳ 32:8
1 ዜና 16:18ዘፍ 12:7፣ 17:8፣ 35:12
1 ዜና 16:19ዘፍ 34:30፣ ዘዳ 26:5፣ መዝ 105:12-15
1 ዜና 16:20ዘፍ 20:1፣ 46:6
1 ዜና 16:21ዘፍ 31:7, 42
1 ዜና 16:21ዘፍ 12:17፣ 20:3
1 ዜና 16:22ዘፍ 20:7
1 ዜና 16:23መዝ 40:10፣ 96:1-6
1 ዜና 16:25ዘጸ 15:11
1 ዜና 16:26ኢሳ 45:20፣ 1ቈረ 8:4
1 ዜና 16:26ኢሳ 44:24
1 ዜና 16:27ዘዳ 33:26፣ መዝ 8:1
1 ዜና 16:271ጢሞ 1:11
1 ዜና 16:28መዝ 68:34፣ 96:7-13
1 ዜና 16:29ዘዳ 28:58፣ ነህ 9:5፣ መዝ 148:13
1 ዜና 16:291ዜና 29:3-5፣ ማቴ 5:23
1 ዜና 16:29ዘዳ 26:10
1 ዜና 16:30መዝ 104:5፣ መክ 1:4
1 ዜና 16:31መዝ 97:1
1 ዜና 16:31ራእ 19:6
1 ዜና 16:342ዜና 5:13፣ ሉቃ 18:19
1 ዜና 16:34መዝ 103:17፣ ኤር 31:3፣ ድጕ 3:22
1 ዜና 16:35መዝ 68:20
1 ዜና 16:35መዝ 122:4
1 ዜና 16:35ኢሳ 43:21
1 ዜና 16:371ዜና 15:16, 17
1 ዜና 16:37ዘጸ 29:38፣ 2ዜና 13:11፣ እዝ 3:4
1 ዜና 16:371ዜና 16:4-6
1 ዜና 16:391ዜና 12:28
1 ዜና 16:391ነገ 3:4
1 ዜና 16:40ዘጸ 29:39፣ 2ዜና 2:4
1 ዜና 16:411ዜና 25:1
1 ዜና 16:412ዜና 5:13፣ እዝ 3:11
1 ዜና 16:411ዜና 16:4
1 ዜና 16:421ዜና 6:31, 33፣ 15:16, 17
1 ዜና 16:421ዜና 25:1, 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 16:1-43

1 ዜና መዋእል

16 ንታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ድማ ኣምጺኦም ኣብ ውሽጢ እቲ ዳዊት ዝተኸለሉ ድንኳን ኣንበርዎ።+ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ ሕብረትን ከኣ ኣብ ቅድሚ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣቕረቡ።+ 2 ዳዊት ድማ ዚሓርር መስዋእትን+ መስዋእቲ ሕብረትን+ ኣቕሪቡ ምስ ወድአ፡ ነቲ ህዝቢ ብስም የሆዋ መረቖ። 3 ንዅሎም እስራኤላውያን ከኣ፡ ንነፍሲ ወከፍ ሰብኣይን ሰበይትን ሓደ ዓንኬላዊ ቕጫን ሓደ ጎጎ ተምርን ሓደ ጎጎ ዘቢብን መቐሎም። 4 ንገለ ኻብቶም ሌዋውያን ድማ ኣብ ቅድሚ ታቦት የሆዋ ኼገልግሉን+ ንየሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ኬኽብርዎን* ኬመስግንዎን ኪውድስዎን ሸሞም። 5 ኣሳፍ+ እቲ ርእሲ፡ ካልኣዩ ኸኣ ዘካርያስ ነበረ፣ የዒኤል፡ ሸሚራሞት፡ የሒኤል፡ ማቲትያ፡ ኤልያብ፡ በናያ፡ ዖቤድ-ኤዶም፡ የዒኤል+ ድማ ብበገናን ብመሰንቆን* ይጻወቱ ነበሩ፣+ ኣሳፍ ከኣ ብጸናጽል ሸሓኒ ይጻወት ነበረ፣+ 6 በናያን ያሓዚኤልን ድማ ወትሩ ኣብ ቅድሚ ታቦት ኪዳን እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ መለኸት ይነፍሑ ነበሩ።

7 ዳዊት ከኣ በታ መዓልቲ እቲኣ ብኣሳፍን+ ብኣሕዋቱን ኣቢሉ፡ ንየሆዋ መዝሙር ምስጋና ንፈለማ ግዜ ኣበርከተ፦

8 “ንየሆዋ ኣመስግንዎ፡+ ስሙ ጸውዑ፡

ግብርታቱ ኣብ መንጎ ህዝብታት ኣፍልጡ!+

9 ዘምሩሉ፡ ውዳሰ ዘምሩሉ፡*+

ብዛዕባ ዅሉ ዜደንቕ ግብርታቱ ኣጸቢቕኩም ሕሰቡ።*+

10 በቲ ቕዱስ ስሙ ተመክሑ።+

ልቢ እቶም ንየሆዋ ዚደልይዎ ይተሓጐስ።+

11 ንየሆዋን ንብርታዐኡን ድለዩ።+

ወትሩ ገጹ* ድለዩ።+

12 እቲ ዝገበሮ ዜደንቕ ግብርታቱ፡

ተኣምራቱን ዝፈረዶ ፍርድታትን ዘክሩ፡+

13 እወ፡ ኣቱም ዘርኢ እስራኤል እቲ ጊልያኡ፡+

ኣቱም ሕሩያቱ ደቂ ያእቆብ ዘክሩ።+

14 ንሱ የሆዋ ኣምላኽና እዩ።+

ፍርድታቱ ኣብ ብዘላ ምድሪ እዩ።+

15 ኪዳኑ ንዘለኣለም፡

ነቲ ዘተስፈዎ ተስፋ* ድማ ንሽሕ ወለዶታት ዘክሩ፣+

16 እወ፡ ነቲ ንኣብርሃም ዝኣተወሉ ኺዳን፡+

ነቲ ንይስሃቅ ዝመሓለሉ ማሕላ ዘክሩ፣+

17 ነዚ ንያእቆብ ስርዓት፡

ንእስራኤል ድማ ናይ ሓዋሩ ኺዳን ገይሩ ኣቘመሉ፡+

18 ከምዚ ኢሉ፦ ‘ብጽሒት ርስትኹም ክትከውን፡+

ምድሪ ከነኣን ክህበካ እየ።’+

19 እዚ ዝዀነ፡ ብቝጽሪ ሒደት ከለኹም፡

እወ፡ ኣዚኹም ሒደትን ኣብታ ምድሪ ጓኖትን ከለኹም እዩ።+

20 ካብ ህዝቢ ናብ ህዝቢ፡

ካብ መንግስቲ ናብ ካልእ ህዝቢ ኸዱ።+

21 ሓደ ሰብ እኳ ኺጭቍኖም ኣይፈቐደን፣+

ምእንታኦም ግና ነገስታት ገንሐ፡+

22 ከምዚ ኢሉ፦ ‘ንቕቡኣተይ ኣይትተንክይዎም፡

ንነብያተይ ከኣ ክፉእ ኣይትግበርዎም።’+

23 ኵልኹም ህዝቢ ምድሪ፡ ንየሆዋ ዘምሩሉ!

ካብ መዓልቲ ንመዓልቲ ድሕነቱ ንገሩ!+

24 ክብሩ ኣብ መንጎ ኣህዛብ፡

ዜደንቕ ግብርታቱ ኣብ መንጎ ዅሎም ህዝብታት ንገሩ።

25 የሆዋስ ዓብይን ብዙሕ ውዳሰ ዚግብኦን እዩ።

ካብ ኵሎም ኣማልኽቲ ዜፍርህ እዩ።+

26 ኵሎም ኣማልኽቲ ህዝብታት ከንቱ ኣማልኽቲ እዮም፣+

የሆዋ ግና እቲ ንሰማያት ዝገበረ እዩ።+

27 ክብርን ግርማን ኣብ ቅድሚኡ፡+

ብርታዐን ሓጐስን ኣብ መንበሪኡ እዩ።+

28 ኣቱም ዓሌታት ህዝብታት፡ ንየሆዋ ዚግብኦ ሃብዎ፡

ስለቲ ኽብሩን ብርታዐኡን ንየሆዋ ዚግብኦ ሃብዎ።+

29 ንየሆዋ እቲ ንስሙ ዚግብኦ ኽብሪ ሃብዎ፣+

መባእ ሒዝኩም ኣብ ቅድሚኡ ምጹ።+

ንየሆዋ ብቕዱስ ስሉም ኣልባሳት* ስገዱሉ።*+

30 ኵልኹም ህዝቢ ምድሪ፡ ኣብ ቅድሚኡ ራዕራዕ በሉ!

ምድሪ* ጸኒዓ እያ፡ ኣይትነቓነቕን* እያ።+

31 ሰማያት ይተሓጐሱ፡ ምድሪ እውን ባህ ይበላ፣+

ኣብ መንጎ ኣህዛብ፡ ‘የሆዋ ነጊሱ!’ ይበሉ።+

32 ባሕርን ኵሉ እቲ ዝመልኦን የንጐድጕድ፣

መሮርን ኣብኡ ዘሎ ዅሉን ይተሓጐስ።

33 ንምድሪ ኺፈርዳ ይመጽእ* ኣሎ እሞ፡

ሽዑ፡ ኣእዋም ዱር ኣብ ቅድሚ የሆዋ እልል ይበል።

34 ንሱ ሕያዋይ* እዩ እሞ፡ ንየሆዋ ኣመስግንዎ፣+

ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ።+

35 ከምዚ ድማ በሉ፦ ‘ኦ ኣምላኽ ድሕነትና፡ ኣድሕነና፡+

ንቕዱስ ስምካ ኸነመስግኖ፡+

ብምውዳስካ* እውን ክንፍሳህሲ፡+

ካብ ኣህዛብ ኣክበናን ኣናግፈናን።

36 የሆዋ፡ ኣምላኽ እስራኤል፡

ካብ ዘለኣለም ንዘለኣለም ይወደስ።’”

ኵሎም እቶም ህዝቢ ድማ፡ “ኣሜን”* ኢሎም ንየሆዋ ወደስዎ።

37 ዳዊት ከኣ ንኣሳፍን+ ንኣሕዋቱን፡ ከምቲ መዓልታዊ ልማድ ገይሮም፡+ ኣብ ቅድሚ እቲ ታቦት ወትሩ ኼገልግሉ፡+ ኣብኡ ኣብ ቅድሚ ታቦት ኪዳን የሆዋ ሓደጎም። 38 ዖቤድ-ኤዶምን ኣሕዋቱን፡ 68 ዝቝጽሮም ነበሩ፣ ዖቤድ-ኤዶም ወዲ የዱቱንን ሖሳን ድማ ሓለውቲ ኣፍ ደገ ነበሩ፣ 39 ካህን ጻዶቅን+ ኣሕዋቱ ኻህናትን ከኣ ኣብ ቅድሚ ማሕደር የሆዋ፡ ኣብቲ ኣብ ጊብዖን ዝነበረ በሪኽ ኰይኖም፡+ 40 ኣብቲ መሰውኢ ዚሓርር መስዋእቲ፡ ወትሩ ንግሆን ምሸትን ንየሆዋ ዚሓርር መስዋእቲ የቕርቡሉ ነበሩ፣ ኵሉ እቲ ኣብቲ ንእስራኤል ዝኣዘዞ ሕጊ የሆዋ እተጻሕፈ ኸኣ ይገብሩ ነበሩ።+ 41 ሄማንን የዱቱንን+ እቶም ብስሞም እተሰምዩ ዝተረፉ ሕሩያትን ድማ፡ “ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ” እሞ፡+ ንየሆዋ ኼመስግንዎ፡+ ምሳታቶም ነበሩ። 42 ሄማንን+ የዱቱንን ከኣ፡ ደሃይ መለኸትን ጸናጽል ሸሓንን እቲ ንውዳሰ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ዚኸውን ናውትን* ኬስምዑ፡ ምሳታቶም ነበሩ፣ ደቂ የዱቱን+ እውን ኣብቲ ኣፍ ደገ ነበሩ። 43 ኵሉ እቲ ህዝቢ ድማ፡ ነናብ ቤቱ ኸደ፣ ዳዊት ከኣ ቤተ ሰቡ ኺባርኽ ከደ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ