ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 54
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • እታ መኻን ጽዮን፡ ብዙሓት ውሉዳት ኪህልውዋ እዮም (1-17)

        • የሆዋ፡ ንጽዮን ሰብኣያ (5)

        • ደቂ ጽዮን ብየሆዋ ኺምሃሩ እዮም (13)

        • ኣንጻር ጽዮን እተሰርሐ ኣጽዋር ኪፈሽል እዩ (17)

ኢሳይያስ 54:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጐይታ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 4:26, 27
  • +ኢሳ 62:4
  • +ኢሳ 66:7, 8
  • +ኢሳ 44:23፣ 49:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2006፡ ገጽ 11

    1/8/1995፡ ገጽ 11

ኢሳይያስ 54:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 49:20
  • +ኢሳ 33:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1995፡ ገጽ 16

ኢሳይያስ 54:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 49:8፣ ህዝ 36:35

ኢሳይያስ 54:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 61:7
  • +ኢሳ 41:10

ኢሳይያስ 54:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጐይታኺ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 44:2
  • +ህዝ 16:8፣ ሆሴ 2:16
  • +ኢሳ 44:6
  • +ዘካ 14:9፣ ሮሜ 3:29

ኢሳይያስ 54:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መንፈሳ እተጐድአ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 49:14፣ 62:4

ኢሳይያስ 54:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 30:1, 3፣ መዝ 30:5፣ 106:47፣ ኢሳ 27:12፣ ኤር 29:10

ኢሳይያስ 54:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 47:6፣ ህዝ 39:23
  • +ኢሳ 55:3
  • +ኢሳ 48:17፣ 49:26

ኢሳይያስ 54:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 7:23
  • +ዘፍ 8:21
  • +ኤር 31:35, 36፣ ህዝ 39:29

ኢሳይያስ 54:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 51:6
  • +ኢሳ 55:3
  • +ኢሳ 14:1

ኢሳይያስ 54:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 52:2
  • +ድጕ 1:2, 17
  • +ራእ 21:19

ኢሳይያስ 54:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣእማን ሓዊ።”

ኢሳይያስ 54:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 31:34፣ ዮሃ 6:45
  • +መዝ 119:165፣ ኢሳ 66:12፣ ኤር 33:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 177-178

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/1995፡ ገጽ 9፡ 11፡ 13

    1/4/1994፡ ገጽ 7

ኢሳይያስ 54:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:26፣ 60:21
  • +ኤር 23:4፣ ጸፎ 3:13
  • +ኢሳ 52:1

ኢሳይያስ 54:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 38:16, 22፣ ዘካ 2:8፣ 12:3

ኢሳይያስ 54:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 10:5

ኢሳይያስ 54:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 2:2, 4፣ ኢሳ 41:12
  • +ኤር 23:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2019፡ ገጽ 6-7

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2008፡ ገጽ 28

    15/9/2008፡ ገጽ 7-8

    15/12/2007፡ ገጽ 21-22፡ 25

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 54:1ገላ 4:26, 27
ኢሳ. 54:1ኢሳ 62:4
ኢሳ. 54:1ኢሳ 66:7, 8
ኢሳ. 54:1ኢሳ 44:23፣ 49:13
ኢሳ. 54:2ኢሳ 49:20
ኢሳ. 54:2ኢሳ 33:20
ኢሳ. 54:3ኢሳ 49:8፣ ህዝ 36:35
ኢሳ. 54:4ኢሳ 61:7
ኢሳ. 54:4ኢሳ 41:10
ኢሳ. 54:5ኢሳ 44:2
ኢሳ. 54:5ህዝ 16:8፣ ሆሴ 2:16
ኢሳ. 54:5ኢሳ 44:6
ኢሳ. 54:5ዘካ 14:9፣ ሮሜ 3:29
ኢሳ. 54:6ኢሳ 49:14፣ 62:4
ኢሳ. 54:7ዘዳ 30:1, 3፣ መዝ 30:5፣ 106:47፣ ኢሳ 27:12፣ ኤር 29:10
ኢሳ. 54:8ኢሳ 47:6፣ ህዝ 39:23
ኢሳ. 54:8ኢሳ 55:3
ኢሳ. 54:8ኢሳ 48:17፣ 49:26
ኢሳ. 54:9ዘፍ 7:23
ኢሳ. 54:9ዘፍ 8:21
ኢሳ. 54:9ኤር 31:35, 36፣ ህዝ 39:29
ኢሳ. 54:10ኢሳ 51:6
ኢሳ. 54:10ኢሳ 55:3
ኢሳ. 54:10ኢሳ 14:1
ኢሳ. 54:11ኢሳ 52:2
ኢሳ. 54:11ድጕ 1:2, 17
ኢሳ. 54:11ራእ 21:19
ኢሳ. 54:13ኤር 31:34፣ ዮሃ 6:45
ኢሳ. 54:13መዝ 119:165፣ ኢሳ 66:12፣ ኤር 33:6
ኢሳ. 54:14ኢሳ 1:26፣ 60:21
ኢሳ. 54:14ኤር 23:4፣ ጸፎ 3:13
ኢሳ. 54:14ኢሳ 52:1
ኢሳ. 54:15ህዝ 38:16, 22፣ ዘካ 2:8፣ 12:3
ኢሳ. 54:16ኢሳ 10:5
ኢሳ. 54:17መዝ 2:2, 4፣ ኢሳ 41:12
ኢሳ. 54:17ኤር 23:6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 54:1-17

ኢሳይያስ

54 “ደቂ እታ በይና ዘላ፡

ካብ ደቂ እታ ምስ ሰብኣይ* ዘላ በዚሖም እዮም እሞ፡+

ኣቲ ዘይወለድኪ መኻን፡ እልል በሊ!+

ኣቲ ቕልውላው ዘይሓዛ፡+ ተሓጐሲ፡ እልል እውን በሊ!”+ ይብል የሆዋ።

 2 “ቦታ ድንኳንኪ ኣግፍሒ።+

ዓለባታት ድንኳን እቲ ዓብዪ ማሕደርኪ ዘርግሒ።

ኣይትግትኢ፡ ኣግማድ ድንኳንኪ ኣንውሒ፣

ሽኻላት ድንኳንኪ እውን ኣበርትዒ።+

 3 ናብ የማነ ጸጋም ከተስፋሕፍሒ ኢኺ።

ዘርእኺ ንኣህዛብ ኪወርሶም፡

ነተን ዝባደማ ኸተማታት ድማ ኪነብረን እዩ።+

 4 ኣይክትሓንክን ኢኺ እሞ፡+ ኣይትፍርሂ፣+

ኣይክትሓፍርን ኢኺ እሞ፡ ውርደት ኣይሰማዕኪ።

ሕፍረት ንእስነትኪ ኽትርስዒ፡

ውርደት ምብልውናኺ ኸኣ ደጊም ኣይክትዝክርን ኢኺ።”

 5 “እቲ ዓብዪ ገባሪኺ+ ኸም ሰብኣይኪ* እዩ፣+

ስሙ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት እዩ፣

እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ድማ ተበጃዊኺ እዩ።+

ንሱ ኣምላኽ ብዘላ ምድሪ ኺብሃል እዩ።+

 6 የሆዋስ ሕድግትን ጕህይትን* ሰበይቲ ኸም ዝዀነት፡+

ብንእስነታ ተመርዕያስ ደሓር ከም እተገድፈት ሰበይቲ ገይሩ ጸዊዑኪ” ይብል ኣምላኽኪ።

 7 “ንሓጺር ህሞት ሓዲገኪ ነይረ፣

ብዓብዪ ምሕረት ግና ክእክበኪ እየ።+

 8 ብዕልቕልቕ ቍጥዓ ንቕጽበት ገጸይ ካባኺ ሓቢአ ነይረ፣+

በቲ ዘለኣለማዊ ዝዀነ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕሪ ግና ክምሕረኪ እየ”+ ይብል እቲ ተበጃዊኺ+ የሆዋ።

 9 “እዚ ንዓይ ከም ዘመን ኖህ እዩ።+

ከምቲ ማያት ኖህ ንምድሪ ኸም ዘይከድና ዝመሓልኩ፡+

ከምኡ ድማ ከም ዘይቍጥዓክን ከም ዘይገንሓክን እምሕል ኣለኹ።+

10 ኣኽራንሲ ይለግሱ፡

ኵርባታት ድማ ይናወጹ ይዀኑ፡

ብተኣማንነት ዘርእየኪ ፍቕረይ ግና ካባኺ ኣይኬልግስን፡+

ኪዳን ሰላመይ እውን ኣይኪናወጽን እዩ”+ ይብል እቲ ዚምሕረኪ የሆዋ።+

11 “ኣቲ ውጽዕትን+ ብህቦብላ እተደፍአትን ዘይተጸናንዐትን፡+

ኣእማንኪ ምስ ጽኑዕ ጭቃ መንደቕ፡

መሰረትኪ ኸኣ ምስ ሰፊሮስ ከንብር እየ።+

12 ንመጋረዲታትኪ ብሮቢኖስ፡

ንኣፍ ደገታትኪ ብዜብለጭልጭ ኣእማን፡*

ንዅሉ ዶባትኪ ድማ ብኽቡራት ኣእማን ክገብሮ እየ።

13 ኵሎም ደቅኺ ብየሆዋ ኺምሃሩ እዮም፣+

ሰላም ደቅኺ እውን ብዙሕ ኪኸውን እዩ።+

14 ኣብ ጽድቂ ብጽኑዕ ክትስረቲ፡+

ካብ ጭቈና ድማ ክትርሕቂ ኢኺ፣+

ገለ እኳ ኣይክትፈርህን፡ ሓደ እኳ ኣይኬሸብረክን እዩ።

እዝስ ኣይኪቐርበክን እዩ።+

15 ዜጥቅዓኪ እንተሎ፡

ብትእዛዘይ ኣይኰነን።

ንዓኺ ዜጥቅዕ ዘበለ ብሰርኺ ኺወድቕ እዩ።”+

16 “እንሆ፡ ነቲ ንፈሓም ነፊሑ ዜጕህሮ፡

ብዕዮኡ ኸኣ ኣጽዋር ዜፍሪ

ኢደ ጥበበኛ ኣነ እየ ፈጢረዮ።

ነቲ ዜዕኑ መጥፍኢ ዝፈጠርክዎ እውን ኣነ እየ።+

17 ኵሉ እቲ ኣንጻርኪ እተሰርሐ ኣጽዋር ኣይኪጠቅምን እዩ፣+

ንዅሉ እቲ ንፍርዲ ዚትንስኣኪ ልሳን ድማ ክትኵንንዮ ኢኺ።

እዚ፡ ርስቲ ገላዉ የሆዋ እዩ፣

ጽድቆም እውን ካባይ እዩ” ይብል የሆዋ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ