ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 62
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ሓድሽ ስም ጽዮን (1-12)

ኢሳይያስ 62:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:26
  • +ኢሳ 51:5
  • +መዝ 102:13፣ ዘካ 2:12

ኢሳይያስ 62:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 54:1፣ 60:1
  • +ኢሳ 49:23፣ 60:11
  • +ኤር 33:16

ኢሳይያስ 62:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2005፡ ገጽ 30

ኢሳይያስ 62:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 49:14፣ 54:6
  • +ኢሳ 32:14
  • +መዝ 149:4፣ ጸፎ 3:17

ኢሳይያስ 62:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 65:18, 19፣ ኤር 32:41

ኢሳይያስ 62:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 61:11፣ ኤር 33:9፣ ጸፎ 3:19, 20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2022፡ ገጽ 9-10

ኢሳይያስ 62:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:49-51፣ ኤር 5:17

ኢሳይያስ 62:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 14:23፣ ኢሳ 65:21, 22

ኢሳይያስ 62:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 40:3፣ 48:20
  • +ኢሳ 57:14
  • +እዝ 1:1, 3፣ ኢሳ 11:12፣ 49:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2014፡ ገጽ 3

ኢሳይያስ 62:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘካ 9:9፣ ማቴ 21:5፣ ዮሃ 12:15
  • +ኢሳ 40:9, 10፣ ራእ 22:12

ኢሳይያስ 62:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 107:2, 3
  • +ኢሳ 54:7

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 62:1ኢሳ 1:26
ኢሳ. 62:1ኢሳ 51:5
ኢሳ. 62:1መዝ 102:13፣ ዘካ 2:12
ኢሳ. 62:2ኢሳ 54:1፣ 60:1
ኢሳ. 62:2ኢሳ 49:23፣ 60:11
ኢሳ. 62:2ኤር 33:16
ኢሳ. 62:4ኢሳ 49:14፣ 54:6
ኢሳ. 62:4ኢሳ 32:14
ኢሳ. 62:4መዝ 149:4፣ ጸፎ 3:17
ኢሳ. 62:5ኢሳ 65:18, 19፣ ኤር 32:41
ኢሳ. 62:7ኢሳ 61:11፣ ኤር 33:9፣ ጸፎ 3:19, 20
ኢሳ. 62:8ዘዳ 28:49-51፣ ኤር 5:17
ኢሳ. 62:9ዘዳ 14:23፣ ኢሳ 65:21, 22
ኢሳ. 62:10ኢሳ 40:3፣ 48:20
ኢሳ. 62:10ኢሳ 57:14
ኢሳ. 62:10እዝ 1:1, 3፣ ኢሳ 11:12፣ 49:22
ኢሳ. 62:11ዘካ 9:9፣ ማቴ 21:5፣ ዮሃ 12:15
ኢሳ. 62:11ኢሳ 40:9, 10፣ ራእ 22:12
ኢሳ. 62:12መዝ 107:2, 3
ኢሳ. 62:12ኢሳ 54:7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 62:1-12

ኢሳይያስ

62 ጽድቃ ኸም ድሙቕ ብርሃን፡+

ድሕነታ ድማ ከም ፋና ኽሳዕ ዚበርህ፡+

ምእንቲ ጽዮን ስቕ ኣይክብልን፡+

ምእንቲ የሩሳሌም ድማ ኣይክዓርፍን እየ።

 2 “ኣህዛብ ጽድቅኺ፡+

ኵሎም ነገስታት ከኣ ክብርኺ ኺርእዩ እዮም።+

ኣፍ የሆዋ ብዘውጽኦ

ሓድሽ ስም ድማ ክትጽውዒ ኢኺ።+

 3 ኣብ ኢድ የሆዋ ዘውዲ ጽባቐ፡

ኣብ ኢድ ኣምላኽኪ መጠምጠምያ ንጉስ ክትኰኒ ኢኺ።

 4 ደጊም እተሓድገት ኣይክትብሃልን ኢኺ፣+

ምድርኺ ኸኣ ደጊም ዝባደመት ኣይክትብሃልን እያ።+

ግናኸ፡ ደስታይ ኣብኣ እዩ ኽትብሃሊ ኢኺ፣+

ምድርኺ ድማ ምርዕውቲ ኽትብሃል እያ።

የሆዋስ ብኣኺ ደስ ኪብሎ እዩ፣

ምድርኺ ድማ ከም ምርዕውቲ ኽትከውን እያ።

 5 ከመይሲ፡ ከምቲ ጐበዝ ንድንግል ዚምርዖ፡

ደቅኺ ኺምርዓዉኺ እዮም።

መርዓዊ ብመርዓቱ ኸም ዚሕጐስ፡

ኣምላኽ ብኣኺ ኺሕጐስ እዩ።+

 6 ኦ የሩሳሌም፡ ኣብ ልዕሊ መካበብያኺ ሓለውቲ መዚዘ ኣለኹ።

ምሉእ መዓልትን ምሉእ ለይትን፡ ወትሩ ስቕ ኣይበሉ።

ኣቱም ንየሆዋ እትረቝሕዎ፡

ኣይትዕረፉ፣

 7 ንየሩሳሌም ክሳዕ ዜጽንዓ፡

እወ፡ ውዳሰ ምድሪ ኽሳዕ ዚገብራ ኣይተዕርፍዎ።”+

 8 የሆዋ ብየማነይቲ ኢዱ፡ ብሓያል ቅልጽሙ ምሒሉ ኣሎ፦

“እኽልኺ ንጸላእትኺ ምግቢ ኪዀኖም ደጊም ኣይክህብን እየ፣

ጓኖት እውን ነቲ ዝጸዓርክሉ ጕዕሽ ወይንኺ ኣይኪሰትዩን እዮም።+

 9 የግዳስ፡ እቶም ዚእክብዎ ኺበልዕዎ፡ ንየሆዋ ድማ ኪውድስዎ እዮም፣

እቶም ዘእተውዎ ኸኣ ኣብ ቅዱስ ኣጸዳተይ ኪሰትይዎ እዮም።”+

10 ሕለፉ፡ ብኣፍ ደገታት ሕለፉ።

ነቲ ህዝቢ መገዲ ጽረጉሉ።+

ኣጣጥሑ፡ ጐደና ኣጣጥሑ።

ኣእማን ጽረጉ።+

ንህዝብታት ሰንደቕ ዕላማ ኣልዕሉሎም።+

11 እንሆ፡ የሆዋ ኽሳብ ወሰናት ምድሪ ኣዊጁ ኣሎ፦

“ንጓል ጽዮን፡

‘እንሆ፡ ድሕነትኪ ይመጽእ ኣሎ።+

እንሆ፡ ዓስቡ ምስኡ ኣሎ፣

እቲ ዚኸፍሎ ጻማ ኸኣ ኣብ ቅድሚኡ እዩ’ በልዋ።”+

12 ንሳቶም ድማ ቅዱስ ህዝቢ፡ የሆዋ እተበጀዎም ኪብሃሉ እዮም፣+

ንስኺ ኸኣ ተደላዪት፡ ዘይተሓድገት ከተማ ኽትብሃሊ ኢኺ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ