ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 106
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • እስራኤል ኣይተረድኦን

        • ቀልጢፎም ንተግባር ኣምላኽ ረስዕዎ (13)

        • ንኽብሪ ኣምላኽ ብምስሊ ብዕራይ ለወጥዎ (19, 20)

        • ብተስፋ ኣምላኽ ኣይኣመኑን (24)

        • ኣብ ኣምልኾ በዓል ሓበሩ (28)

        • ደቆም ንኣጋንንቲ ሰውኡሎም (37)

መዝሙር 106:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

  • *

    ወይ፡ “ሰናይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 18:19
  • +1ዜና 16:34፣ እዝ 3:11፣ መዝ 103:17፣ 107:1

መዝሙር 106:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 40:5

መዝሙር 106:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 15:1, 2፣ ኢሳ 64:5

መዝሙር 106:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጽቡቕ ፍቓድ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 5:19፣ መዝ 51:18፣ 119:132

መዝሙር 106:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰናይ።”

  • *

    ወይ፡ “ብኣኻ ኽምካሕ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:5

መዝሙር 106:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 9:16፣ መዝ 78:8
  • +እዝ 9:6፣ ዳን 9:5

መዝሙር 106:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:11, 12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1995፡ ገጽ 19-20

መዝሙር 106:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 143:11፣ ህዝ 20:14
  • +ዘጸ 9:16፣ ሮሜ 9:17

መዝሙር 106:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብበረኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:21, 22

መዝሙር 106:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:30
  • +ኢሳ 49:26

መዝሙር 106:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:13, 28

መዝሙር 106:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:31
  • +ዘጸ 15:1

መዝሙር 106:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:24፣ 16:2, 3፣ 17:7

መዝሙር 106:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 11:4፣ ዘዳ 9:22፣ 1ቈረ 10:6
  • +ዘጸ 17:2፣ መዝ 78:18፣ 1ቈረ 10:9፣ እብ 3:8, 9

መዝሙር 106:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሶም ብዜማስን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 11:31, 33፣ መዝ 78:29-31

መዝሙር 106:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 16:3
  • +ዘሌ 21:8፣ ዘሁ 16:5-7

መዝሙር 106:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 16:27, 32

መዝሙር 106:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 16:35

መዝሙር 106:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 32:4፣ ዘዳ 9:12

መዝሙር 106:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 20:4

መዝሙር 106:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:34፣ 32:18

መዝሙር 106:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 78:51
  • +ዘጸ 14:25

መዝሙር 106:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብ ቅድሚኡ ኣብ ጋግ ቈመ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 32:10, 11፣ ዘዳ 9:14, 19

መዝሙር 106:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 13:32፣ ዘዳ 8:7-9
  • +ዘሁ 14:11

መዝሙር 106:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 14:2፣ ዘዳ 1:27
  • +ዘሁ 14:22, 23

መዝሙር 106:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 14:28, 29፣ እብ 3:11

መዝሙር 106:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:33፣ ዘዳ 4:27

መዝሙር 106:28

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምስ በዓል ጴዖር።”

  • *

    ማለት፡ ንምዉታት ሰባት ወይ ህይወት ንዘይብሎም ጣኦታት እተሰውአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 25:3፣ ሆሴ 9:10

መዝሙር 106:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 25:6፣ ዘዳ 32:16
  • +ዘሁ 25:9፣ 1ቈረ 10:8

መዝሙር 106:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 25:7, 8

መዝሙር 106:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 25:11-13

መዝሙር 106:32

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ትርጉሙ፡ “ቈየቛ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 20:2, 12፣ 27:13, 14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2018፡ ገጽ 15

መዝሙር 106:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 20:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2018፡ ገጽ 15

መዝሙር 106:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 33:52፣ ዘዳ 7:1, 2
  • +እያ 16:10፣ 17:12፣ መሳ 1:21

መዝሙር 106:35

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:63፣ መሳ 1:33
  • +ኢሳ 2:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 14

መዝሙር 106:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 2:11, 12፣ 2ነገ 17:12
  • +ዘጸ 23:32, 33

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 14

መዝሙር 106:37

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 12:31፣ 2ነገ 16:1, 3፣ 17:17, 18፣ ኤር 7:30, 31፣ 1ቈረ 10:20

መዝሙር 106:38

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 21:16
  • +ህዝ 16:20

መዝሙር 106:39

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 3:9

መዝሙር 106:41

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 10:6-8
  • +ዘዳ 32:30፣ መሳ 3:8

መዝሙር 106:42

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኢዶም።”

መዝሙር 106:43

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 10:11, 12፣ 1ሳሙ 12:11
  • +መሳ 4:1
  • +መሳ 6:1-5

መዝሙር 106:44

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 2:18
  • +መሳ 3:9

መዝሙር 106:45

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብዙሕ።”

  • *

    ወይ፡ “ይጥዓስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 34:6፣ ዘዳ 32:36፣ ኢሳ 63:7፣ ድጕ 3:32፣ ዮኤ 2:13

መዝሙር 106:46

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 9:9

መዝሙር 106:47

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብውዳሰኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 79:9
  • +1ዜና 16:35፣ ኤር 32:37

መዝሙር 106:48

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ይኹን!”

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 29:10፣ መዝ 41:13፣ ሉቃ 1:68

ሓፈሻዊ

መዝ. 106:1ሉቃ 18:19
መዝ. 106:11ዜና 16:34፣ እዝ 3:11፣ መዝ 103:17፣ 107:1
መዝ. 106:2መዝ 40:5
መዝ. 106:3መዝ 15:1, 2፣ ኢሳ 64:5
መዝ. 106:4ነህ 5:19፣ መዝ 51:18፣ 119:132
መዝ. 106:5ዘጸ 19:5
መዝ. 106:6ነህ 9:16፣ መዝ 78:8
መዝ. 106:6እዝ 9:6፣ ዳን 9:5
መዝ. 106:7ዘጸ 14:11, 12
መዝ. 106:8መዝ 143:11፣ ህዝ 20:14
መዝ. 106:8ዘጸ 9:16፣ ሮሜ 9:17
መዝ. 106:9ዘጸ 14:21, 22
መዝ. 106:10ዘጸ 14:30
መዝ. 106:10ኢሳ 49:26
መዝ. 106:11ዘጸ 14:13, 28
መዝ. 106:12ዘጸ 14:31
መዝ. 106:12ዘጸ 15:1
መዝ. 106:13ዘጸ 15:24፣ 16:2, 3፣ 17:7
መዝ. 106:14ዘሁ 11:4፣ ዘዳ 9:22፣ 1ቈረ 10:6
መዝ. 106:14ዘጸ 17:2፣ መዝ 78:18፣ 1ቈረ 10:9፣ እብ 3:8, 9
መዝ. 106:15ዘሁ 11:31, 33፣ መዝ 78:29-31
መዝ. 106:16ዘሁ 16:3
መዝ. 106:16ዘሌ 21:8፣ ዘሁ 16:5-7
መዝ. 106:17ዘሁ 16:27, 32
መዝ. 106:18ዘሁ 16:35
መዝ. 106:19ዘጸ 32:4፣ ዘዳ 9:12
መዝ. 106:20ዘጸ 20:4
መዝ. 106:21ዘዳ 4:34፣ 32:18
መዝ. 106:22መዝ 78:51
መዝ. 106:22ዘጸ 14:25
መዝ. 106:23ዘጸ 32:10, 11፣ ዘዳ 9:14, 19
መዝ. 106:24ዘሁ 13:32፣ ዘዳ 8:7-9
መዝ. 106:24ዘሁ 14:11
መዝ. 106:25ዘሁ 14:2፣ ዘዳ 1:27
መዝ. 106:25ዘሁ 14:22, 23
መዝ. 106:26ዘሁ 14:28, 29፣ እብ 3:11
መዝ. 106:27ዘሌ 26:33፣ ዘዳ 4:27
መዝ. 106:28ዘሁ 25:3፣ ሆሴ 9:10
መዝ. 106:29ዘሁ 25:6፣ ዘዳ 32:16
መዝ. 106:29ዘሁ 25:9፣ 1ቈረ 10:8
መዝ. 106:30ዘሁ 25:7, 8
መዝ. 106:31ዘሁ 25:11-13
መዝ. 106:32ዘሁ 20:2, 12፣ 27:13, 14
መዝ. 106:33ዘሁ 20:10
መዝ. 106:34ዘሁ 33:52፣ ዘዳ 7:1, 2
መዝ. 106:34እያ 16:10፣ 17:12፣ መሳ 1:21
መዝ. 106:35እያ 15:63፣ መሳ 1:33
መዝ. 106:35ኢሳ 2:6
መዝ. 106:36መሳ 2:11, 12፣ 2ነገ 17:12
መዝ. 106:36ዘጸ 23:32, 33
መዝ. 106:37ዘዳ 12:31፣ 2ነገ 16:1, 3፣ 17:17, 18፣ ኤር 7:30, 31፣ 1ቈረ 10:20
መዝ. 106:382ነገ 21:16
መዝ. 106:38ህዝ 16:20
መዝ. 106:39ኤር 3:9
መዝ. 106:41መሳ 10:6-8
መዝ. 106:41ዘዳ 32:30፣ መሳ 3:8
መዝ. 106:43መሳ 10:11, 12፣ 1ሳሙ 12:11
መዝ. 106:43መሳ 4:1
መዝ. 106:43መሳ 6:1-5
መዝ. 106:44መሳ 2:18
መዝ. 106:44መሳ 3:9
መዝ. 106:45ዘጸ 34:6፣ ዘዳ 32:36፣ ኢሳ 63:7፣ ድጕ 3:32፣ ዮኤ 2:13
መዝ. 106:46እዝ 9:9
መዝ. 106:47መዝ 79:9
መዝ. 106:471ዜና 16:35፣ ኤር 32:37
መዝ. 106:481ዜና 29:10፣ መዝ 41:13፣ ሉቃ 1:68
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
  • 45
  • 46
  • 47
  • 48
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 106:1-48

መዝሙር

106 ንያህ ወድስዎ!*

ንሱ ሕያዋይ* እዩ እሞ፡ ንየሆዋ ኣመስግንዎ፣+

ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ።+

 2 ግብርታት ሓይሊ የሆዋ ምሉእ ብምሉእ ኪነግር፡

ወይስ ኵሉ ዚንኣድ ግብርታቱ ኺእውጅ ዚኽእል መን ኣሎ፧+

 3 ፍትሒ ዚገብሩ፡

ወትሩ ድማ ቅኑዕ ዘበለ ዚገብሩ ሕጉሳት እዮም።+

 4 ኦ የሆዋ፡ ንህዝብኻ ሞገስ* ከተርኢ ኸለኻ፡ ዘክረኒ።+

ብግብርታት ድሕነትካ ተኸናኸነኒ እሞ፡

 5 ንሕሩያትካ እትገብረሎም ሕያውነት* ክርኢ፡+

ምስ ህዝብኻ ኽሕጐስ፡

ምስ ርስትኻ ዀይነ ብሓበን ክውድሰካ* እየ።

 6 ከምቲ ኣቦታትና ዝገበርዎ፡ ሓጣእና፣+

በደልና፣ እከይ ድማ ገበርና።+

 7 ኣቦታትና ኣብ ግብጺ ንዜደንቕ ግብርታትካ ኣይተረድእዎን።

ነቲ ብተኣማንነት እተርእዮ ብዙሕ ፍቕርኻ ኣይዘከርዎን።

ኣብ ባሕሪ፡ ኣብ ጥቓ ቐይሕ ባሕሪ ድማ ዓለዉ።+

 8 ንሱ ግና ስለ ስሙ ኢሉ፡+

ሓይሉ ድማ ኬፍልጥ ኢሉ ኣድሓኖም።+

 9 ንቐይሕ ባሕሪ ገንሖ እሞ ነቐጸ፣

ከም ብምድረ በዳ* ኸኣ በቲ መዓሙቝ መርሖም።+

10 ካብ ኢድ ተጻራሪኦም ኣድሓኖም፣+

ካብ ኢድ ጸላኢ ድማ ተበጀዎም።+

11 ማያት ንተጻረርቶም ደፈኖም፣

ካባታቶም ሓደ እኳ ኣይተረፈን።+

12 ሽዑ፡ በቲ ዘተስፈዎ ተስፋ ኣመኑ፣+

ውዳሰኡ እውን ዘመሩ።+

13 ቀልጢፎም ግና ንተግባሩ ረስዕዎ፣+

ምኽሩ ኸኣ ኣይተጸበዩን።

14 ኣብ በረኻ ብህርፋኖም ተሰነፉ፣+

ኣብ ምድረ በዳ ድማ ንኣምላኽ ፈተንዎ።+

15 ንሱ ኸኣ ዝለመንዎ ሃቦም፣

ድሕሪኡ ግና፡ ብዜማስን* ሕማም ወቕዖም።+

16 ኣብ ሰፈር ንሙሴ ቐንኡሉ፣

ንኣሮን፡+ ነቲ ናይ የሆዋ ቕዱስ እውን ቀንኡሉ።+

17 ሽዑ፡ ምድሪ ተኸፊታ ንዳታን ወሓጠቶ፣

ነቶም ምስ ኣቢራም እተኣከቡ እውን ደፈነቶም።+

18 ሓዊ ኣብ መንጎ ጕጅለኦም ነደደ፣

ሃልሃልታ ኸኣ ነቶም እኩያት በልዖም።+

19 ኣብ ሆሬብ ምራኽ ገበሩ፣

ንፍሱስ ምስሊ እውን ሰገዱሉ፣+

20 ንኽብረይ ድማ፡

ብምስሊ ሳዕሪ ዚበልዕ ብዕራይ ለወጥዎ።+

21 ንኣምላኽ እቲ መድሓኒኦም፡

ነቲ ኣብ ግብጺ ዓበይቲ ነገራት ዝገበረ ረስዕዎ፣+

22 እወ፡ ነቲ ኣብ ምድሪ ካም ዜደንቕ ግብርታት፡+

ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኸኣ ዜፍርህ ተግባራት ዝገበረ ረስዕዎ።+

23 ጥፍኣቶም ኪእዝዝ ኢሉ ነበረ፣

ዜጥፍእ ቍጥዓኡ ምእንቲ ኺምለስ ግና፡

ሙሴ እቲ ሕሩዩ ምእንታኦም ለመኖ።*+

24 ንሳቶም ከኣ ነታ ተባሃጊት ምድሪ ነዓቕዋ፣+

በቲ ዘተስፈዎ ተስፋ ድማ ኣይኣመኑን።+

25 ኣብ ድንኳናቶም የዕዘምዝሙ ነበሩ፣+

ድምጺ የሆዋ ኸኣ ኣይሰምዑን።+

26 ስለዚ፡ ብዛዕባኦም ኢዱ ኣልዒሉ መሓለ፣

ኣብ በረኻ ኼውድቖም፡+

27 ንዘርኦም ኣብ መንጎ ኣህዛብ ኬውድቖም፡

ኣብ ብዘለዋ ሃገራት እውን ፋሕ ኬብሎም መሓለ።+

28 ኣብ ኣምልኾ በዓል ጴዖር* ድማ ሓበሩ፣+

ንምዉታት እተሰውአ መስዋእቲ* ኸኣ በልዑ።

29 ብግብርታቶም ኣዀረይዎ፣+

ኣብ መንጎኦም ድማ መቕዘፍቲ ዀነ።+

30 ፊንሃስ ተንሲኡ ጣልቃ ምስ ኣተወ ግና፡

እቲ መቕዘፍቲ ደው በለ።+

31 እዚ ኸኣ ንውሉድ ወለዶ፡ ንዘለኣለም፡

ጽድቂ ዀይኑ ተቘጽረሉ።+

32 ኣብ ማይ መሪባ* ድማ ኣዀረይዎ፣

ብሰሮም እውን ሙሴ ተጐድአ።+

33 ንመንፈሱ ኣመረርዎ፣

ብኸናፍሩ ድማ ብታህዋኽ ተዛረበ።+

34 ከምቲ የሆዋ ዝኣዘዞም ከኣ፡+

ነቶም ህዝብታት ኣየጥፍእዎምን።+

35 ምስቶም ኣህዛብ ደኣ ተሓዋወሱ፣+

መገድታቶም ከኣ ተማህሩ።+

36 ንጣኦታቶም ድማ የገልግልዎም ነበሩ፣+

ንሳቶም እውን መፈንጠራ ዀንዎም።+

37 ኣወዳቶምን ኣዋልዶምን

ንኣጋንንቲ ይስውኡሎም ነበሩ።+

38 ንጹህ ደም፡

ደም ኣወዳቶምን ኣዋልዶምን የፍስሱ ነበሩ፣+

ንጣኦታት ከነኣን ከኣ ሰውኡሎም፣+

እታ ምድሪ ድማ ብምፍሳስ ደም ተበከለት።

39 ብተግባራቶም ረኸሱ፣

ብግብርታቶም ከኣ ብመንፈሳዊ መዳይ መንዘሩ።+

40 ስለዚ፡ ቍጥዓ የሆዋ ኣብ ህዝቡ ነደደ፣

ንርስቱ እውን ፈንፈኖ።

41 እቶም ዚጸልእዎም ምእንቲ ኺገዝእዎም፡+

ብተደጋጋሚ ኣብ ኢድ ኣህዛብ ኣሕሊፉ ሃቦም።+

42 ጸላእቶም ጨቈንዎም፣

ኣብ ትሕቲ ስልጣኖም* ድማ ተገዝኡ።

43 ብዙሕ ሳዕ ኣናገፎም፣+

ንሳቶም ግና ይዓልዉ ነበሩ፡ ኣይተኣዘዙን እውን፣+

ብስሕተቶም ከኣ ይዋረዱ ነበሩ።+

44 ንሱ ግና ጸበባኦም ይርኢ፡+

ኣውያቶም እውን ይሰምዕ ነበረ።+

45 ምእንታኦም ኢሉ ድማ ኪዳኑ ይዝክር፡

በቲ ብተኣማንነት ዜርእዮ ዓብዪ* ፍቕሩ ተደሪኹ እውን ይድንግጸሎም* ነበረ።+

46 ኣብ ቅድሚ ዅሎም እቶም ማረኽቶም ከኣ፡

ዜደንግጹ ይገብሮም ነበረ።+

47 ኦ የሆዋ ኣምላኽና፡ ኣድሕነና፣+

ንቕዱስ ስምካ ኸነመስግኖ፡

ብምውዳስካ* ድማ ክንፍሳህሲ፡

ካብ ኣህዛብ ኣክበና።+

48 የሆዋ፡ ኣምላኽ እስራኤል፡

ካብ ዘለኣለም ንዘለኣለም ይወደስ።+

ኵሎም ህዝቢ ኸኣ፡ “ኣሜን!”* ይበሉ።

ንያህ ወድስዎ!*

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ