ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ህዝቅኤል 28
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ህዝቅኤል—ትሕዝቶ

      • ኣንጻር ንጉስ ጢሮስ እተዘርበ ትንቢት (1-10)

        • “ኣነ ኣምላኽ እየ” (2, 9)

      • ንንጉስ ጢሮስ እተለቕሰሉ ልቕሶ (11-19)

        • ‘ኣብ ኤደን ነበርካ’ (13)

        • “ዜጽልል ቅቡእ ኪሩብ” (14)

        • ‘ኣባኻ ዓመጻ ተረኽበ’ (15)

      • ኣንጻር ሲዶን እተዘርበ ትንቢት (20-24)

      • እስራኤል ኪምለስ እዩ (25, 26)

ህዝቅኤል 28:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 28:5
  • +ህዝ 27:4

ህዝቅኤል 28:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 2:48

ህዝቅኤል 28:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘካ 9:3

ህዝቅኤል 28:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 23:1, 3፣ ህዝ 27:12

ህዝቅኤል 28:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 30:10, 11
  • +ኢሳ 23:9

ህዝቅኤል 28:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መቓብር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 27:26

ህዝቅኤል 28:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መርኣያ ትሓትም ነበርካ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 28:3
  • +ህዝ 27:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2005፡ ገጽ 23-24

ህዝቅኤል 28:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ስፍራ ኣታኽልቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 27:16

ህዝቅኤል 28:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 14:13

ህዝቅኤል 28:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮኤ 3:4፣ ኣሞ 1:9

ህዝቅኤል 28:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 10:11፣ 2ዜና 9:21፣ ህዝ 27:12
  • +ዮኤ 3:6
  • +ኢሳ 23:9፣ ኤር 25:17, 22፣ 47:4፣ ዮኤ 3:8

ህዝቅኤል 28:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 27:3
  • +ኢሳ 14:14
  • +ኢሳ 14:15

ህዝቅኤል 28:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣሞ 1:9, 10

ህዝቅኤል 28:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 27:35
  • +ህዝ 27:36

ህዝቅኤል 28:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 23:4፣ ኤር 25:17, 22፣ ህዝ 32:30

ህዝቅኤል 28:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 26:6

ህዝቅኤል 28:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 33:55፣ እያ 23:12, 13

ህዝቅኤል 28:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 30:3፣ ኢሳ 11:12፣ ኤር 30:18፣ ሆሴ 1:11
  • +ኢሳ 5:16
  • +ዘፍ 28:13
  • +ኤር 23:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 7

ህዝቅኤል 28:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 32:18፣ ኤር 23:6፣ ሆሴ 2:18
  • +ኢሳ 65:21, 22፣ ኤር 31:5፣ ኣሞ 9:14
  • +ኤር 30:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 110

ሓፈሻዊ

ህዝ. 28:2ህዝ 28:5
ህዝ. 28:2ህዝ 27:4
ህዝ. 28:3ዳን 2:48
ህዝ. 28:4ዘካ 9:3
ህዝ. 28:5ኢሳ 23:1, 3፣ ህዝ 27:12
ህዝ. 28:7ህዝ 30:10, 11
ህዝ. 28:7ኢሳ 23:9
ህዝ. 28:8ህዝ 27:26
ህዝ. 28:12ህዝ 28:3
ህዝ. 28:12ህዝ 27:3
ህዝ. 28:13ህዝ 27:16
ህዝ. 28:14ኢሳ 14:13
ህዝ. 28:15ዮኤ 3:4፣ ኣሞ 1:9
ህዝ. 28:161ነገ 10:11፣ 2ዜና 9:21፣ ህዝ 27:12
ህዝ. 28:16ዮኤ 3:6
ህዝ. 28:16ኢሳ 23:9፣ ኤር 25:17, 22፣ 47:4፣ ዮኤ 3:8
ህዝ. 28:17ህዝ 27:3
ህዝ. 28:17ኢሳ 14:14
ህዝ. 28:17ኢሳ 14:15
ህዝ. 28:18ኣሞ 1:9, 10
ህዝ. 28:19ህዝ 27:35
ህዝ. 28:19ህዝ 27:36
ህዝ. 28:21ኢሳ 23:4፣ ኤር 25:17, 22፣ ህዝ 32:30
ህዝ. 28:23ህዝ 26:6
ህዝ. 28:24ዘሁ 33:55፣ እያ 23:12, 13
ህዝ. 28:25ዘዳ 30:3፣ ኢሳ 11:12፣ ኤር 30:18፣ ሆሴ 1:11
ህዝ. 28:25ኢሳ 5:16
ህዝ. 28:25ዘፍ 28:13
ህዝ. 28:25ኤር 23:8
ህዝ. 28:26ኢሳ 32:18፣ ኤር 23:6፣ ሆሴ 2:18
ህዝ. 28:26ኢሳ 65:21, 22፣ ኤር 31:5፣ ኣሞ 9:14
ህዝ. 28:26ኤር 30:16
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ህዝቅኤል 28:1-26

ህዝቅኤል

28 ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ኸም ብሓድሽ መጸኒ፦ 2 “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ንመራሒ ጢሮስ ከምዚ በሎ፦ ‘እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“ልብኻ ስለ እተዓበየ፡+ ‘ኣነ ኣምላኽ እየ።

ኣብ ዝፋን ኣምላኽ፡ ኣብ ልቢ ባሕሪ ተቐሚጠ ኣለኹ’+ ትብል ኣለኻ።

ግናኸ፡ ብልብኻ ኣምላኽ ዝዀንካ እኳ እንተ መሰለካ፡

ሰብ ጥራይ ኢኻ እምበር፡ ኣምላኽ ኣይኰንካን።

 3 እንሆ፡ ንስኻስ ያኢ ኻብ ዳንኤል ትጠብብ ኢኻ።+

ኵሉ ምስጢር እውን ኣይሕብኣካን እዩ።

 4 ብጥበብካን ብምስትውዓልካን ንርእስኻ ኣሀብቲምካ ኣለኻ፣

ወርቅን ብሩርን ድማ ኣብ መዛግብትኻ ትእክብ ኣለኻ።+

 5 ክኢላ ነጋዲ ብምዃንካ ዓብዪ ሃብቲ ረኺብካ ኣለኻ፣+

ልብኻ ኸኣ ብሃብትኻ ተዓብዩ ኣሎ።”’

6 “‘ስለዚ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“ብልብኻ ኣምላኽ ዝዀንካ ስለ ዝመሰለካ፡

 7 ጓኖት፡ ኣዝዮም ጨካናት ህዝቢ ኣንጻርካ ኸምጽእ እየ፣+

ንሳቶም ድማ ኣብ ልዕሊ ጽባቐ ጥበብካ ኣስያፎም ኪመልሑ፡

ነቲ ዓብዪ ግርማኻ እውን ኬርክስዎ እዮም።+

 8 ናብ ጕድጓድ* ኬውርዱኻ እዮም፣

ኣብ ልቢ ባሕሪ ተቐቲልካ ኽትመውት ኢኻ።+

 9 እሞኸ ነቲ ዚቐትለካ፡ ‘ኣነ ኣምላኽ እየ’ ኽትብሎ ዲኻ፧

ኣብ ኢድ እቶም ዜርክሱኻ፡ ሰብ ጥራይ እምበር፡ ኣምላኽ ኣይክትከውንን ኢኻ።”’

10 ‘ብኢድ ጓኖት ኣማውታ ዘይግዙራት ክትመውት ኢኻ፣

ኣነስ ተዛሪበ ኣለኹ’ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ።”

11 ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ድማ ከም ብሓድሽ መጸኒ፦ 12 “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ንንጉስ ጢሮስ ኣልቅሰሉ፡ ከምዚ እውን በሎ፦ ‘እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“ንስኻ ኣርኣያ ፍጽምና፡*

ጥበብ ዝመልኣካን+ ፍጹም ዝጽባቐኻን ነበርካ።+

13 ኣብ ኤደን፡ ኣብ ገነት* ኣምላኽ ነበርካ።

ብዅሉ ኽቡር እምኒ፡

—ሮቢኖስ፡ ቶጳዝዮን፡ ያስጲስ፡ ክሪሶሊት፡ ኦኒክስ፡ ያሸፈ፡ ሰፊሮስ፡ ቱርቆይዝ፡+ ስመራግዶስ፡— ተሰሊምካ ነበርካ።

መቓናቱን መትሓዚኡን ከኣ ብወርቂ እተገብረ ነበረ።

በታ እተፈጠርካላ መዓልቲ ተዳልዩ ነበረ።

14 ዜጽልል ቅቡእ ኪሩብ ክትከውን መደብኩኻ።

ኣብ ቅዱስ ከረን ኣምላኽ ነበርካ፣+ ኣብ መንጎ ኣእማን ሓዊ ድማ ተመላለስካ።

15 ካብታ እተፈጠርካላ መዓልቲ ኣትሒዝካ፡

ክሳዕ እታ ኣባኻ ዓመጻ እተረኽበካ ግዜ፡ ብመገድታትካ ኣበር ዘይብሉ ነበርካ።+

16 ብሰንኪ ብዝሒ ንግድኻ፡+

ብዓመጻ መላእካ፡ ክትሓጥእ እውን ጀመርካ።+

ስለዚ፡ ካብ ከረን ኣምላኽ ከም ርኹስ ክድርብየካን ከጥፍኣካን እየ፣+

ኣታ ዜጽልል ኪሩብ፡ ካብቲ ኣእማን ሓዊ ኸርሕቐካ እየ።

17 ልብኻ ብሰንኪ ጽባቐኻ ተዓበየ።+

ብሰንኪ ዓብዪ ግርማኻ፡ ጥበብካ ኣበላሾኻ።+

ናብ ምድሪ ኽድርብየካ እየ።+

ኣብ ቅድሚ ነገስታት ከኣ ምርኢት ክገብረካ እየ።

18 ብዓብዪ በደልካን ብናይ ሸፈጥ ንግድኻን ንመቓድስካ ኣርከስካዮ።

ካብ ማእከልካ ሓዊ ኸውጽእ እየ፣ ንሱ ድማ ኪበልዓካ እዩ።+

ኣብ ቅድሚ ዅሎም እቶም ዚርእዩኻ፡ ኣብ ምድሪ ሓምዅሽቲ ኽገብረካ እየ።

19 ኵሎም እቶም ኣብ መንጎ ህዝብታት ዚፈልጡኻ፡ ተገሪሞም ኪጥምቱኻ እዮም።+

መወዳእታኻ ሃንደበታውን ዜሰክሕን ኪኸውን እዩ፣

ንሓዋሩ ድማ ኣይክትህሉን ኢኻ።”’”+

20 ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ድማ ከም ብሓድሽ መጸኒ፦ 21 “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ገጽካ ናብ ሲዶን+ ኣቢልካ ምለስ እሞ ኣንጻራ ተነበ። 22 ከምዚ ኸኣ በል፦ ‘እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“ኣቲ ሲዶን፡ እንሆ፡ ኣንጻርኪ እየ፣ ኣብ ማእከልኪ እውን ክኸብር እየ።

ኣብኣ ፍርዲ ምስ ፈጸምኩን ኣብኣ ምስ ተቐደስኩን ድማ፡ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ኪፈልጡ እዮም።

23 ለበዳ ኽሰድደላ እየ፣ ኣብ ጐደናታታ ኸኣ ደም ኪውሕዝ እዩ።

ሰይፊ ኻብ ኵሉ ሸነኽ ምስ መጻ፡ ቅቱላት ኣብ ማእከላ ኺወድቁ እዮም፣

ኣነ የሆዋ ምዃነይ ከኣ ኪፈልጡ እዮም።+

24 “‘“ሽዑ፡ ቤት እስራኤል ደጊም ብዳንዴርን ብዜሳቒ እሾዅን፡+ በቶም ዚንዕቕዎም፡ ኣይኪኽበቡን እዮም፣ ኣነ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንኩ የሆዋ ምዃነይ ከኣ ኪፈልጡ እዮም።”’

25 “‘እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ንቤት እስራኤል ካብ መንጎ እቶም ፋሕ ዝበሉሎም ህዝብታት መሊሰ ምስ ኣከብክዎም፡+ ኣብ ኣዒንቲ ኣህዛብ ክቕደስ እየ።+ ንሳቶም ድማ ኣብታ ንጊልያይ ያእቆብ ዝሃብክዋ ምድሮም+ ኪቕመጡ እዮም።+ 26 ብደሓን ኣብኣ ኪቕመጡን+ ኣባይቲ ኺሃንጹን ኣታኽልቲ ወይኒ ኺተኽሉን እዮም፣+ ኣብ ኵሎም እቶም ኣብ ዙርያኦም ኰይኖም ዚንዕቕዎም ዘለዉ ፍርዲ ምስ ፈጸምኩ፡ ብደሓን ኪቕመጡ እዮም፣+ ኣነ የሆዋ ኣምላኾም ምዃነይ ከኣ ኪፈልጡ እዮም።”’”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ