ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 102
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ጭቁን ምስ ቀበጸ ዚጽልዮ ጸሎት

        • ‘ከምታ በይና ዘላ ዑፍ ኰይነ’ (7)

        • “መዓልትታተይ ከም ዚሃስስ ጽላሎት እየን” (11)

        • “የሆዋ ንጽዮን ዳግም ኪሃንጻ እዩ” (16)

        • የሆዋ ንዘለኣለም ይነብር (26, 27)

መዝሙር 102:ልዕለ ጽሑፍ

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ደኸመ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 61:2፣ 142:2

መዝሙር 102:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 55:1፣ ዳን 9:17
  • +ዘጸ 2:23

መዝሙር 102:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ደኒንካ ስምዓኒ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 27:9፣ ድጕ 1:20
  • +መዝ 143:7፣ ኢሳ 65:24

መዝሙር 102:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ድጕ 1:13

መዝሙር 102:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 143:4

መዝሙር 102:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 6:6፣ 38:8
  • +እዮ 19:20፣ ምሳ 17:22

መዝሙር 102:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ማህሚነ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 38:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2014፡ ገጽ 16

መዝሙር 102:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 31:11፣ 74:10፣ 79:4

መዝሙር 102:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ድጕ 3:15
  • +መዝ 80:5

መዝሙር 102:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዚነውሕ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 39:5
  • +እዮ 14:1, 2፣ መዝ 102:4

መዝሙር 102:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ስምካ።” ቃ.ቃ.፡ “መዘከርታኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 90:2
  • +ዘጸ 3:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2014፡ ገጽ 16

መዝሙር 102:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 60:10
  • +እዝ 1:1, 2፣ ኢሳ 40:2፣ ዳን 9:2
  • +ኢሳ 49:15

መዝሙር 102:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 2:3፣ መዝ 137:5
  • +መዝ 79:1

መዝሙር 102:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 60:3፣ ዘካ 8:22

መዝሙር 102:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 147:2፣ ኤር 33:7
  • +ኢሳ 60:1

መዝሙር 102:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 9:20, 21
  • +መዝ 22:24

መዝሙር 102:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዚፍጠር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 78:4፣ ሮሜ 15:4

መዝሙር 102:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 16:9

መዝሙር 102:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 3:7፣ ኢሳ 61:1
  • +2ዜና 33:12, 13፣ መዝ 79:11

መዝሙር 102:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 9:13, 14፣ 22:22፣ ኢሳ 51:11

መዝሙር 102:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 11:10፣ 49:22፣ 60:3

መዝሙር 102:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 90:2፣ ኣን 1:12፣ ራእ 1:8

መዝሙር 102:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 8:3፣ ኢሳ 48:13፣ እብ 1:10-12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2011፡ ገጽ 27

    1/1/2006፡ ገጽ 30

መዝሙር 102:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 1 2018፡ ገጽ 6

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2011፡ ገጽ 27-28

    1/4/2008፡ ገጽ 11-12

    1/1/2006፡ ገጽ 30

መዝሙር 102:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 36:26፣ ሚል 3:6፣ ያእ 1:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2014፡ ገጽ 16

    1/7/2011፡ ገጽ 27

መዝሙር 102:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 66:22

ሓፈሻዊ

መዝ. 102:ልዕለ ጽሑፍመዝ 61:2፣ 142:2
መዝ. 102:1መዝ 55:1፣ ዳን 9:17
መዝ. 102:1ዘጸ 2:23
መዝ. 102:2መዝ 27:9፣ ድጕ 1:20
መዝ. 102:2መዝ 143:7፣ ኢሳ 65:24
መዝ. 102:3ድጕ 1:13
መዝ. 102:4መዝ 143:4
መዝ. 102:5መዝ 6:6፣ 38:8
መዝ. 102:5እዮ 19:20፣ ምሳ 17:22
መዝ. 102:7መዝ 38:11
መዝ. 102:8መዝ 31:11፣ 74:10፣ 79:4
መዝ. 102:9ድጕ 3:15
መዝ. 102:9መዝ 80:5
መዝ. 102:11መዝ 39:5
መዝ. 102:11እዮ 14:1, 2፣ መዝ 102:4
መዝ. 102:12መዝ 90:2
መዝ. 102:12ዘጸ 3:15
መዝ. 102:13ኢሳ 60:10
መዝ. 102:13እዝ 1:1, 2፣ ኢሳ 40:2፣ ዳን 9:2
መዝ. 102:13ኢሳ 49:15
መዝ. 102:14ነህ 2:3፣ መዝ 137:5
መዝ. 102:14መዝ 79:1
መዝ. 102:15ኢሳ 60:3፣ ዘካ 8:22
መዝ. 102:16መዝ 147:2፣ ኤር 33:7
መዝ. 102:16ኢሳ 60:1
መዝ. 102:17ዳን 9:20, 21
መዝ. 102:17መዝ 22:24
መዝ. 102:18መዝ 78:4፣ ሮሜ 15:4
መዝ. 102:192ዜና 16:9
መዝ. 102:20ዘጸ 3:7፣ ኢሳ 61:1
መዝ. 102:202ዜና 33:12, 13፣ መዝ 79:11
መዝ. 102:21መዝ 9:13, 14፣ 22:22፣ ኢሳ 51:11
መዝ. 102:22ኢሳ 11:10፣ 49:22፣ 60:3
መዝ. 102:24መዝ 90:2፣ ኣን 1:12፣ ራእ 1:8
መዝ. 102:25መዝ 8:3፣ ኢሳ 48:13፣ እብ 1:10-12
መዝ. 102:27እዮ 36:26፣ ሚል 3:6፣ ያእ 1:17
መዝ. 102:28ኢሳ 66:22
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 102:1-28

መዝሙር

ጭቁን ምስ ቀበጸ፡* ሻቕሎቱ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣፍሲሱ ዚጽልዮ ጸሎት።+

102 ኦ የሆዋ፡ ጸሎተይ ስማዕ፣+

ኣውያተይ ከኣ ኣባኻ ይብጻሕ።+

 2 ብግዜ ጭንቀይ ገጽካ ኣይትሕብኣለይ።+

እዝንኻ ኣድንነለይ፣*

ክጽውዓካ ኸለኹ፡ ቀልጢፍካ መልሰለይ።+

 3 መዓልትታተይሲ ኸም ትኪ ይበንና ኣለዋ፣

ኣዕጽምተይ ድማ ከም መጋርያ ሓሪሩ።+

 4 ምግበይ ምብላዕ ረሲዐ እየ እሞ፡

ልበይ ከም ሳዕሪ ተወቒዑን ጸምልዩን።+

 5 ዓው ኢለ ኻብ ምግዓረይ እተላዕለ፡+

ኣዕጽምተይ ምስ ስጋይ ተላጊቡ።+

 6 ሓሓት በረኻ መሲለ፣

ከም ንእሽቶ ጕንጓ ኣብ ዑናታት ኰይነ።

 7 ሰለም ከየበልኩ በጥ እብል፣*

ከምታ ኣብ ናሕሲ በይና ዘላ ዑፍ ኰይነ።+

 8 ጸላእተይ ምሉእ መዓልቲ የባጭዉለይ።+

እቶም ዜላግጹለይ ብስመይ ይረግሙ።

 9 ንሓምዅሽትስ ከም እንጌራ እበልዖ ኣለኹ፣+

መስተይ እውን ምስ ንብዓት እተሓወሰ እዩ።+

10 ብምኽንያት ኵራኻን ቍጥዓኻንሲ፡

ኣልዒልካ ደርቢኻኒ።

11 መዓልትታተይ ከም ዚሃስስ* ጽላሎት እየን፣+

ኣነ ድማ ከም ሳዕሪ እጽምሉ ኣለኹ።+

12 ኦ የሆዋ፡ ንስኻ ግና ንዘለኣለም ትነብር፣+

ዝናኻ* ኸኣ ንውሉድ ወለዶ ይነብር።+

13 ንዓኣ ሞገስካ እተርእየሉ ግዜ፡+

እቲ ምዱብ ግዜ በጺሑ እዩ እሞ፡+

ብርግጽ ክትትንስእን ንጽዮን ክትምሕራን ኢኻ።+

14 ከመይሲ፡ ገላዉኻ ብኣእማና ባህ ይብሎም፡+

ንሓመዳ እውን ይፈትውዎ እዮም።+

15 ኣህዛብ ንስም የሆዋ፡

ኵሎም ነገስታት ምድሪ ድማ ንኽብርኻ ኺፈርህዎ እዮም።+

16 የሆዋ ንጽዮን ዳግም ኪሃንጻ እዩ፣+

ብኽብሩ ኺግለጽ እዩ።+

17 ንጸሎት ነዳያት ኬቕልበሉ እዩ፣+

ንጸሎቶም ኣይኪንዕቆን እዩ።+

18 እቲ ገና ዚውለድ* ህዝቢ ንያህ ምእንቲ ኺውድሶ፡

እዚ ነቲ ዚመጽእ ወለዶ እዩ ተጻሒፉ።+

19 ካብቲ ቕዱስ ላዕሉ ኣንቈልቊሉ ይጥምት፣+

የሆዋ ኻብ ሰማያት ናብ ምድሪ ይርኢ፣

20 በዚ ኸምዚ፡ እህህታ እሱር ይሰምዕ፣+

ነቶም ንሞት እተፈርዶም ይፈትሖም።+

21 ስም የሆዋ ኣብ ጽዮን፡

ውዳሰኡ ድማ ኣብ የሩሳሌም ምእንቲ ኺንገር ከምኡ ይገብር።+

22 ነዚ ኸኣ ህዝብታትን መንግስትታትን

ንየሆዋ ንምግልጋል ምስ ተኣከቡ እዩ ዚገብሮ።+

23 ንሓይለይ ቅድሚ ግዜኡ ኣድኪምዎ፣

ንመዓልትታተይ ኣሕጺርወን።

24 ኣነ ድማ ከምዚ ኢለ፦ “ኦ ኣምላኸይ፡

ኣታ ዓመታቱ ንውሉድ ወለዶ ዝዀንካ፡+

ኣብ ፍርቂ ህይወተይ ኣይተጥፍኣኒ።

25 ጥንቲ፡ መሰረታት ምድሪ ኣንቢርካ፣

ሰማያት ድማ ግብሪ ኣእዳውካ እዮም።+

26 ንሳቶም ኪጠፍኡ እዮም፡ ንስኻ ግና ክትነብር ኢኻ፣

ኵላቶም ከም ክዳን ኪበልዩ እዮም።

ከም ልብሲ ኽትልውጦም ኢኻ፣ ኪሓልፉ እውን እዮም።

27 ንስኻ ግና ከም ቀደምካ ኢኻ፣ ዓመታትካ እውን ከቶ ኣይውዳእን እዩ።+

28 ደቂ ገላዉኻ ብደሓን ኪነብሩ፡

ዘርኦም ከኣ ኣብ ቅድሜኻ ኺጸንዕ እዩ።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ