ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘሌዋውያን—ትሕዝቶ

      • ድሕሪ ሕርሲ ዚግበር ስርዓት ንጽህና (1-8)

ዘሌዋውያን 12:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 15:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2012፡ ገጽ 17

    15/5/2004፡ ገጽ 23

ዘሌዋውያን 12:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 17:12፣ 21:4፣ ሉቃ 1:59፣ 2:21, 22፣ ዮሃ 7:22

ዘሌዋውያን 12:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2004፡ ገጽ 23

ዘሌዋውያን 12:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ገንሸል ካብ ዕየት ዚዓቢ፡ ንእሽቶ ተባዕታይ በጊዕ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 1:10

ዘሌዋውያን 12:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 1:14፣ 5:7፣ 14:21, 22፣ ሉቃ 2:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2004፡ ገጽ 23

ሓፈሻዊ

ዘሌ. 12:2ዘሌ 15:19
ዘሌ. 12:3ዘፍ 17:12፣ 21:4፣ ሉቃ 1:59፣ 2:21, 22፣ ዮሃ 7:22
ዘሌ. 12:6ዘሌ 1:10
ዘሌ. 12:8ዘሌ 1:14፣ 5:7፣ 14:21, 22፣ ሉቃ 2:24
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘሌዋውያን 12:1-8

ዘሌዋውያን

12 የሆዋ ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፦ 2 “ንእስራኤላውያን ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም፦ ‘ሰበይቲ እንተ ጠኒሳ፡ ወዲ ኸኣ እንተ ወሊዳ፡ ከምቲ ብመዓልትታት ርኽሰት ጻግኒኣ፡ ሸውዓተ መዓልቲ ትረክስ።+ 3 ኣብ ሻምነይቲ መዓልቲ ድማ ስጋ ዕልቦኡ ይገዘር።+ 4 ንዚቕጽል 33 መዓልቲ ኸኣ ካብቲ ደም፡ ገዛእ ርእሳ ተንጽህ። መዓልትታት ንጽህናኣ ኽሳዕ ዚመልኣ ድማ ቅዱስ ዘበለ ኣይትተንኪ፡ ናብ መቕደስ እውን ኣይትእቶ።

5 “‘ጓል እንተ ወሊዳ፡ ከምቲ ብእዋን ጻግኒኣ፡ 14 መዓልቲ ትረክስ። ንዚቕጽል 66 መዓልቲ ኸኣ ካብቲ ደም፡ ገዛእ ርእሳ ተንጽህ። 6 ናይ ወዲ ወይ ናይ ጓል መዓልትታት ንጽህናኣ ምስ መልአት፡ ኣብ ቀዳማይ ዓመቱ ዘሎ ገንሸል* ንዚሓርር መስዋእቲ፡+ ጫቚት ርግቢ ወይ ባሬቶ ኸኣ ንመስዋእቲ ሓጢኣት ናብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ፡ ናብ ካህን ተምጽእ። 7 ንሱ ድማ ኣብ ቅድሚ የሆዋ የቕርቦ፡ የተዓርቃ ኸኣ፡ ካብ ምፍሳስ ደማ እውን ትነጽህ። ወዲ ወይ ጓል ንዝወለደት ዚኸውን ሕጊ እዚ እዩ። 8 ንበጊዕ ዚኣክል ዓቕሚ እንተ ዘይብላ ግና፡ ክልተ ባሬቶ ወይ ክልተ ጫቚት ርግቢ፡+ ሓንቲ ንዚሓርር መስዋእቲ፡ ሓንቲ ንመስዋእቲ ሓጢኣት ትውሰድ፣ እቲ ኻህን ድማ የተዓርቃ፡ ትነጽህ ከኣ።’”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ