ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ዜና መዋእል 12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ሺሻቅ ንየሩሳሌም ኣጥቅዓ (1-12)

      • መወዳእታ ግዝኣት ሮብዓም (13-16)

2 ዜና መዋእል 12:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 11:17
  • +ዘዳ 32:15፣ 2ዜና 26:11, 16

2 ዜና መዋእል 12:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 11:40፣ 14:25

2 ዜና መዋእል 12:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ናሆ 3:9

2 ዜና መዋእል 12:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 12:22-24
  • +ዘዳ 28:15፣ 2ዜና 15:2

2 ዜና መዋእል 12:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 33:10, 12

2 ዜና መዋእል 12:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 21:29፣ 2ዜና 34:26, 27

2 ዜና መዋእል 12:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መንግስትታት።”

2 ዜና መዋእል 12:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መንግስቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 7:51
  • +1ነገ 10:16, 17፣ 14:25-28

2 ዜና መዋእል 12:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ጐየይቲ።”

2 ዜና መዋእል 12:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 33:10, 12
  • +ድጕ 3:22
  • +ዘፍ 18:23-25፣ 1ነገ 14:1, 13፣ 2ዜና 19:2, 3

2 ዜና መዋእል 12:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 23:3፣ 1ነገ 11:1፣ 14:21

2 ዜና መዋእል 12:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 7:3፣ 1ነገ 18:21፣ ማር 12:30

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2018፡ ገጽ 14-15

2 ዜና መዋእል 12:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 12:22-24
  • +2ዜና 9:29፣ 13:22
  • +1ነገ 14:30, 31

2 ዜና መዋእል 12:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 5:9
  • +ማቴ 1:7

ሓፈሻዊ

2 ዜና 12:12ዜና 11:17
2 ዜና 12:1ዘዳ 32:15፣ 2ዜና 26:11, 16
2 ዜና 12:21ነገ 11:40፣ 14:25
2 ዜና 12:3ናሆ 3:9
2 ዜና 12:51ነገ 12:22-24
2 ዜና 12:5ዘዳ 28:15፣ 2ዜና 15:2
2 ዜና 12:62ዜና 33:10, 12
2 ዜና 12:71ነገ 21:29፣ 2ዜና 34:26, 27
2 ዜና 12:91ነገ 7:51
2 ዜና 12:91ነገ 10:16, 17፣ 14:25-28
2 ዜና 12:122ዜና 33:10, 12
2 ዜና 12:12ድጕ 3:22
2 ዜና 12:12ዘፍ 18:23-25፣ 1ነገ 14:1, 13፣ 2ዜና 19:2, 3
2 ዜና 12:13ዘዳ 23:3፣ 1ነገ 11:1፣ 14:21
2 ዜና 12:141ሳሙ 7:3፣ 1ነገ 18:21፣ ማር 12:30
2 ዜና 12:151ነገ 12:22-24
2 ዜና 12:152ዜና 9:29፣ 13:22
2 ዜና 12:151ነገ 14:30, 31
2 ዜና 12:162ሳሙ 5:9
2 ዜና 12:16ማቴ 1:7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ዜና መዋእል 12:1-16

2 ዜና መዋእል

12 ንግስና ሮብዓም ምስ ጸንዐ፡+ ንሱ ኸኣ ምስ በርትዐ፡ ሕጊ የሆዋ ሓደገ፡+ ኵሎም እስራኤል እውን ምስኡ ኸምኡ ገበሩ። 2 ንሳቶም ንየሆዋ ስለ ዝጠለምዎ ድማ፡ ኣብ ሓምሸይቲ ዓመት ንጉስ ሮብዓም፡ ሺሻቅ+ ንጉስ ግብጺ ኣንጻር የሩሳሌም ደየበ። 3 ንሱ ኸኣ 1,200 ሰረገላን 60,000 ፈረሰኛታትን ምስኡ ኻብ ግብጺ ዝመጹ ቝጽሪ ዘይብሎም ሰራዊትን፡—ሊብያውያንን ሱኪምን ኢትዮጵያውያንን፡+—ነበርዎ። 4 ነተን እተዓርዳ ኸተማታት ይሁዳ ሒዙ ድማ፡ ናብ የሩሳሌም መጸ።

5 ነብዪ ሸማዕያ+ ኸኣ ናብ ሮብዓምን ናብቶም ብሰንኪ ሺሻቅ ኣብ የሩሳሌም እተኣከቡ መሳፍንቲ ይሁዳን መጺኡ፡ “የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ንስኻትኩም ሓዲግኩምኒ ኢኹም፣ ኣነ እውን ኣብ ኢድ ሺሻቅ ሓዲገኩም እየ’” በሎም።+ 6 ሽዑ፡ እቶም መሳፍንቲ እስራኤልን እቲ ንጉስን ርእሶም ኣትሓቱ፡+ “የሆዋ ጻድቕ እዩ” ድማ በሉ። 7 የሆዋ ኸኣ ርእሶም ከም ዘትሓቱ ምስ ረኣየ፡ ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ናብ ሸማዕያ መጸ፦ “ርእሶም ኣትሒቶም እዮም። ኣነ ድማ ኣይከጥፍኦምን እየ፡+ ድሕሪ ቝሩብ ግዜ ኸኣ ከናግፎም እየ። ቍጥዓይ ብኢድ ሺሻቅ ኣብ የሩሳሌም ኣይክኽዑን እየ። 8 ግናኸ፡ ኣብ መንጎ ተገዛእተይ ምዃንን ተገዛእቲ ነገስታት* ካልኦት ሃገራት ምዃንን ዘሎ ፍልልይ ምእንቲ ኺፈልጡ፡ ገላዉኡ ኪዀኑ እዮም።”

9 ሺሻቅ ንጉስ ግብጺ ኸኣ ኣንጻር የሩሳሌም ደየበ። መዛግብቲ ቤት የሆዋን+ መዛግብቲ ቤት* ንጉስን ድማ ወሰደ። ኵሉ ነገራት፡ እንተላይ እቲ ሰሎሞን ዝገበሮ ዋላቱ ወርቂ እውን ወሰደ።+ 10 ንጉስ ሮብዓም ከኣ ኣብ ክንዳኡ ዋላቱ ነሓሲ ገበረ፣ ነዚ ድማ ንኣሕሉቕ እቶም ኣፍ ደገ ቤት ንጉስ ዚሕልዉ ሓለውቲ* ብሕድሪ ሃቦም። 11 ንጉስ ናብ ቤት የሆዋ ምስ ዚመጽእ፡ እቶም ሓለውቲ መጺኦም ነዚ ይጾርዎ ነበሩ፣ ድሕሪኡ፡ ናብ ክፍሊ ሓለውቲ ይመልስዎ ነበሩ። 12 ንጉስ ርእሱ ስለ ዘትሓተ፡ ቍጥዓ የሆዋ ኻብኡ ተመልሰ፡+ ፈጺሙ እውን ኣየጥፍኦምን።+ ኣብ ይሁዳ እውን ጽቡቕ ነገር ተረኺቡ ነበረ።+

13 ንጉስ ሮብዓም ኣብ የሩሳሌም ስልጣኑ ኣደልደለን ነገሰን። ሮብዓም ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ 41 ዓመት ነበረ፣ ኣብታ የሆዋ ስሙ ኼንብረላ ኻብ ኵሎም ነገዳት እስራኤል ዝሓረያ ኸተማ የሩሳሌም ከኣ 17 ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ ናዓማ እዩ፣ ንሳ ዓሞናዊት እያ።+ 14 ንሱ ግና ንየሆዋ ኺደልዮ ብልቡ ኣይቈረጸን እሞ፡ ክፉእ ገበረ።+

15 ታሪኽ ሮብዓም ካብ መጀመርታ ኽሳዕ መወዳእታ፡ ኣብ ቃላት ነብዪ ሸማዕያን+ ዒዶ+ እቲ ብዓል ራእይን ኣብ መዝገብ ወለዶ ተጻሒፉዶ የሎን፧ ኣብ መንጎ ሮብዓምን የሮብዓምን ድማ፡ ኵሉ ሳዕ ውግእ ነበረ።+ 16 ሮብዓም ከኣ ምስ ኣቦታቱ ዓረፈ፡ ኣብ ከተማ ዳዊት+ እውን ተቐብረ፣ ኣብ ክንዳኡ ድማ ወዱ ኣብያ+ ነገሰ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ