ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ሳሙኤል 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ሳሙኤል—ትሕዝቶ

      • ጸሎት ሃና (1-11)

      • ሓጢኣት እቶም ክልተ ደቂ ኤሊ (12-26)

      • የሆዋ ንቤተ ሰብ ኤሊ ፈረዶም (27-36)

1 ሳሙኤል 2:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብርታዐይ።” ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 13:6፣ ሉቃ 1:46

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 57

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2010፡ ገጽ 17

1 ሳሙኤል 2:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:11፣ ዘዳ 4:35፣ መዝ 73:25፣ 86:8፣ 89:6
  • +ዘዳ 32:4

1 ሳሙኤል 2:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 36:4፣ 37:16፣ ሮሜ 11:33

1 ሳሙኤል 2:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 40:29

1 ሳሙኤል 2:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ነቐጸት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 1:53
  • +1ሳሙ 1:11, 20

1 ሳሙኤል 2:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ህያው ድማ ይገብር።”

  • *

    ወይ፡ “ሲኦል፡” ማለት፡ ሓፈሻዊ መቓብር ደቂ ሰብ። ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:39፣ እዮ 14:13፣ መዝ 30:3፣ 49:15፣ 68:20፣ ሆሴ 13:14፣ ዮሃ 11:24፣ 1ቈረ 15:55

1 ሳሙኤል 2:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 8:18፣ 28:12፣ 2ዜና 1:11, 12፣ እዮ 42:12፣ ምሳ 10:22
  • +መዝ 75:7

1 ሳሙኤል 2:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጐዱፍ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 113:5, 7፣ ሉቃ 1:52
  • +መዝ 102:25

1 ሳሙኤል 2:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 33:16፣ ዘካ 4:6
  • +መዝ 91:11፣ 97:10፣ 121:3
  • +መዝ 37:28

1 ሳሙኤል 2:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እቶም ምስ የሆዋ ዚብኣሱ ኺሽበሩ እዮም” ኪኸውን ይኽእል።

  • *

    ወይ፡ “ብርታዐ።” ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:6
  • +1ሳሙ 7:10፣ 2ሳሙ 22:14፣ መዝ 18:13
  • +መዝ 96:13፣ ግብ 17:31
  • +መዝ 2:6፣ 110:1፣ ማቴ 28:18
  • +ሉቃ 1:69፣ ግብ 4:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 57

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2010፡ ገጽ 17

    15/3/2005፡ ገጽ 21

1 ሳሙኤል 2:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ቅድሚ ኻህን ኤሊ ዀይኑ ንየሆዋ የገልግሎ ነበረ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 1:11፣ 3:1, 15

1 ሳሙኤል 2:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 2:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 61

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2010፡ ገጽ 15

1 ሳሙኤል 2:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 7:34

1 ሳሙኤል 2:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 3:3-5

1 ሳሙኤል 2:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍስኻ ዝደለየቶ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 3:16፣ 7:25, 31

1 ሳሙኤል 2:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 2:29

1 ሳሙኤል 2:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 6:14
  • +1ሳሙ 2:11፣ 3:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 61

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2010፡ ገጽ 15

1 ሳሙኤል 2:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 23:14፣ 1ሳሙ 1:3, 21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 57-58

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2010፡ ገጽ 18

1 ሳሙኤል 2:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 1:27, 28

1 ሳሙኤል 2:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 21:1, 2፣ 1ሳሙ 1:19
  • +1ሳሙ 2:26፣ 3:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 62-63

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2010፡ ገጽ 16

1 ሳሙኤል 2:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 2:12-17
  • +ዘጸ 38:8፣ ዘሌ 21:6

1 ሳሙኤል 2:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣምላኽ ይዳንዮ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 15:31፣ 1ሳሙ 2:17፣ 3:13, 14
  • +ምሳ 29:1፣ 30:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2015፡ ገጽ 10

1 ሳሙኤል 2:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 2:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2002፡ ገጽ 25

1 ሳሙኤል 2:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 4:14, 27

1 ሳሙኤል 2:28

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ መሰውእየይ ደዪቡ ዕጣን ኪዓጥንን” ኪኸውን ይኽእል።

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ እስራኤል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 18:7
  • +ዘጸ 28:1፣ ዘሌ 8:12፣ ዘሁ 17:5, 8
  • +ዘሌ 2:3፣ 6:16፣ 10:14፣ ዘሁ 5:9፣ 18:9

1 ሳሙኤል 2:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ነዲሕኩምዎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 25:8፣ እያ 18:1፣ 1ሳሙ 1:3
  • +1ሳሙ 2:14-16

1 ሳሙኤል 2:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 28:43
  • +መዝ 18:20፣ 91:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2013፡ ገጽ 25-26

1 ሳሙኤል 2:31

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ቅልጽምካን ቅልጽም ቤት ኣቦኻን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 3:14፣ 4:11, 18፣ 22:18፣ 1ነገ 2:27

1 ሳሙኤል 2:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 78:60, 61

1 ሳሙኤል 2:33

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍስኻ ኼማህምናን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 22:18, 21

1 ሳሙኤል 2:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 4:11, 17

1 ሳሙኤል 2:35

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከም ልበይን ከም ነፍሰይን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 2:27, 35፣ 1ዜና 29:22

1 ሳሙኤል 2:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 2:3፣ ዘሁ 5:9

ሓፈሻዊ

1 ሳሙ. 2:1መዝ 13:6፣ ሉቃ 1:46
1 ሳሙ. 2:2ዘጸ 15:11፣ ዘዳ 4:35፣ መዝ 73:25፣ 86:8፣ 89:6
1 ሳሙ. 2:2ዘዳ 32:4
1 ሳሙ. 2:3እዮ 36:4፣ 37:16፣ ሮሜ 11:33
1 ሳሙ. 2:4ኢሳ 40:29
1 ሳሙ. 2:5ሉቃ 1:53
1 ሳሙ. 2:51ሳሙ 1:11, 20
1 ሳሙ. 2:6ዘዳ 32:39፣ እዮ 14:13፣ መዝ 30:3፣ 49:15፣ 68:20፣ ሆሴ 13:14፣ ዮሃ 11:24፣ 1ቈረ 15:55
1 ሳሙ. 2:7ዘዳ 8:18፣ 28:12፣ 2ዜና 1:11, 12፣ እዮ 42:12፣ ምሳ 10:22
1 ሳሙ. 2:7መዝ 75:7
1 ሳሙ. 2:8መዝ 113:5, 7፣ ሉቃ 1:52
1 ሳሙ. 2:8መዝ 102:25
1 ሳሙ. 2:9መዝ 33:16፣ ዘካ 4:6
1 ሳሙ. 2:9መዝ 91:11፣ 97:10፣ 121:3
1 ሳሙ. 2:9መዝ 37:28
1 ሳሙ. 2:10ዘጸ 15:6
1 ሳሙ. 2:101ሳሙ 7:10፣ 2ሳሙ 22:14፣ መዝ 18:13
1 ሳሙ. 2:10መዝ 96:13፣ ግብ 17:31
1 ሳሙ. 2:10መዝ 2:6፣ 110:1፣ ማቴ 28:18
1 ሳሙ. 2:10ሉቃ 1:69፣ ግብ 4:27
1 ሳሙ. 2:111ሳሙ 1:11፣ 3:1, 15
1 ሳሙ. 2:121ሳሙ 2:22
1 ሳሙ. 2:13ዘሌ 7:34
1 ሳሙ. 2:15ዘሌ 3:3-5
1 ሳሙ. 2:16ዘሌ 3:16፣ 7:25, 31
1 ሳሙ. 2:171ሳሙ 2:29
1 ሳሙ. 2:182ሳሙ 6:14
1 ሳሙ. 2:181ሳሙ 2:11፣ 3:15
1 ሳሙ. 2:19ዘጸ 23:14፣ 1ሳሙ 1:3, 21
1 ሳሙ. 2:201ሳሙ 1:27, 28
1 ሳሙ. 2:21ዘፍ 21:1, 2፣ 1ሳሙ 1:19
1 ሳሙ. 2:211ሳሙ 2:26፣ 3:19
1 ሳሙ. 2:221ሳሙ 2:12-17
1 ሳሙ. 2:22ዘጸ 38:8፣ ዘሌ 21:6
1 ሳሙ. 2:25ዘሁ 15:31፣ 1ሳሙ 2:17፣ 3:13, 14
1 ሳሙ. 2:25ምሳ 29:1፣ 30:17
1 ሳሙ. 2:261ሳሙ 2:21
1 ሳሙ. 2:27ዘጸ 4:14, 27
1 ሳሙ. 2:28ዘሁ 18:7
1 ሳሙ. 2:28ዘጸ 28:1፣ ዘሌ 8:12፣ ዘሁ 17:5, 8
1 ሳሙ. 2:28ዘሌ 2:3፣ 6:16፣ 10:14፣ ዘሁ 5:9፣ 18:9
1 ሳሙ. 2:29ዘጸ 25:8፣ እያ 18:1፣ 1ሳሙ 1:3
1 ሳሙ. 2:291ሳሙ 2:14-16
1 ሳሙ. 2:30ዘጸ 28:43
1 ሳሙ. 2:30መዝ 18:20፣ 91:14
1 ሳሙ. 2:311ሳሙ 3:14፣ 4:11, 18፣ 22:18፣ 1ነገ 2:27
1 ሳሙ. 2:32መዝ 78:60, 61
1 ሳሙ. 2:331ሳሙ 22:18, 21
1 ሳሙ. 2:341ሳሙ 4:11, 17
1 ሳሙ. 2:351ነገ 2:27, 35፣ 1ዜና 29:22
1 ሳሙ. 2:36ዘሌ 2:3፣ ዘሁ 5:9
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ሳሙኤል 2:1-36

1 ሳሙኤል

2 ሃና ድማ ከምዚ ኢላ ጸለየት፦

“ልበይ ብየሆዋ ይሕጐስ፣+

ቀርነይ* ብየሆዋ ልዕል ኢሉ ኣሎ።

ብግብርታት ድሕነትካ እሕጐስ እየ እሞ፡

ኣፈይ ኣንጻር ጸላእተይ ሃህ ኢሉ።

 2 ከም የሆዋ ዝበለ ቕዱስ የልቦን፡

ብዘይካኻ ኻልእ የልቦን፣+

ከም ኣምላኽና ዝበለ ኸውሒ ኸኣ የልቦን።+

 3 የሆዋ፡ ኣምላኽ ፍልጠት እዩ፡+

ግብርታት ከኣ ብቕንዕና ይመዝን እዩ እሞ፡

ዘረባ ትዕቢት ኣይተብዝሑ፣

ትምክሕቲ ኻብ ኣፍኩም ኣይውጻእ።

 4 ቀስቲ እቶም ጀጋኑ ተሰባበረ፡

እቶም ዚዕንቀፉ ግና ሓይሊ ተዋህቦም።+

 5 እቶም ጽጉባት፡ እንጌራ ንምርካብ ተቘጽሩ፣

እቶም ጥሙያት ግና ደጊም ኣይጠመዩን።+

እታ መኻን ሸውዓተ ወለደት፣+

እታ ኣወዳት ዝወለደት ግና ምውላድ ኣቋረጸት።*

 6 የሆዋ ይቐትል፡ ብህይወት ድማ የንብር፣*

ናብ መቓብር* የውርድ፡ የተንስእ ከኣ።+

 7 የሆዋ የንዲ፡ የሀብትም ድማ፣+

ትሕት የብል፡ ልዕል ከኣ የብል።+

 8 ምስ መሳፍንቲ ኾፍ ኬብሎም፡

መንበር ክብሪ ኺህቦም፡

ንትሑት ካብ ሓመድ የተንስእ፡

ንድኻ ኻብ ኵምራ ሓምዅሽቲ* ልዕል የብል።+

ኣዕኑድ ምድሪ ናይ የሆዋ እዩ፣+

ንፍርያም ምድሪ ኸኣ ኣብኡ ኣንቢርዋ እዩ።

 9 ሰብ ብሓይሊ ኣይኰነን ዚዕወት እሞ፡+

ንሱ ስጕምቲ እሙናቱ ይሕሉ፣+

እኩያት ግና ኣብ ጸልማት ስቕ ይብሉ።+

10 የሆዋ ነቶም ዚብኣስዎ ይሰባብሮም፣*+

ካብ ሰማያት ከኣ ኣንጻሮም የንጐድጕድ።+

የሆዋ ኽሳብ ወሰናት ምድሪ ይዳኒ፣+

ንንጉሱ ድማ ሓይሊ ይህቦ፣+

ቀርኒ* ቕቡኡ ኸኣ ልዕል የብል።”+

11 ኤልቃና ድማ ናብ ቤቱ ናብ ራማ ኸደ፣ እቲ ቘልዓ ግና ኣብ ቅድሚ ኻህን ኤሊ፡ ኣገልጋሊ የሆዋ ዀይኑ ነበረ።*+

12 ደቂ ኤሊ ኸኣ እኩያት ነበሩ፣+ ንየሆዋ ድማ ኣኽብሮት ኣይነበሮምን። 13 ብዛዕባ እቲ ኻብቲ ህዝቢ ዚውሃብ ግቡእ ካህናት ከምዚ ይገብሩ ነበሩ፦+ ዝዀነ ሰብ መስዋእቲ ምስ ዚስውእ፡ እቲ ስጋ ኺበስል ከሎ፡ ጊልያ እቲ ኻህን ሰለስተ ዝጨንፈሩ ሻኳ ኣብ ኢዱ ሒዙ ይመጽእ እሞ፡ 14 ናብ ገበራ፡ ወይ ናብ ክልተ ዝእዝኑ ቝራዕ፡ ወይ ናብ ዓብዪ ቝራዕ፡ ወይ ናብ ሓደ ዝእዝኑ ቝራዕ ይወግእ ነበረ። እቲ ሻኳ ዘልዓሎ ዘበለ ድማ፡ እቲ ኻህን ንርእሱ ይወስዶ ነበረ። ንዅሎም እቶም ናብ ሺሎ ዚመጹ እስራኤላውያን ከምኡ ይገብርዎም ነበሩ። 15 እቲ ዚስውእ ሰብ ነቲ ስብሒ ገና ኸየሕረሮ ኸሎ እኳ፡+ ጊልያ እቲ ኻህን ናብኡ መጺኡ፡ “ነቲ ኻህን ዚኸውን ዚጥበስ ስጋ ሃባ። ጥረ ስጋ እምበር፡ ዝበሰለ ስጋ ኻባኻ ኣይወስድን እዩ” ይብሎ ነበረ። 16 እቲ ሰብኣይ፡ “ቅድም እቲ ስብሒ ብርግጽ ይሕረር፣+ ድሕሪኡ፡ ዝደለኻዮ* ውሰድ” ምስ ዚብሎ፡ “ኣይፋል፡ ሕጂ ደኣ ሃበኒ፣ እንተ ዘይኰነስ፡ ብሓይሊ ኽወስድ እየ” ይብሎ ነበረ። 17 በዚ ኸምዚ፡ እቶም ሰባት ንመስዋእቲ የሆዋ ይንዕቕዎ ነበሩ እሞ፡ ሓጢኣት እቶም ገላዉ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣዝዩ ዓብዪ ዀነ።+

18 ሳሙኤል ከኣ ገና ቘልዓ ኽነሱ፡ ኤፎድ በፍታ ተዓጢቑ፡+ ኣብ ቅድሚ የሆዋ የገልግል ነበረ።+ 19 ኣዲኡ ድማ እጅገ ዘይብሉ ንእሽቶ ቐምሽ ላዕሊ ትገብረሉ ነበረት፣ ምስ ሰብኣያ ዓመታዊ መስዋእቲ ኽትስውእ ክትድይብ ከላ ኸኣ፡ ዓመት ዓመት ተምጽኣሉ ነበረት።+ 20 ኤሊ ድማ ንኤልቃናን ንሰበይቱን፡ “ኣብ ክንዲ እቲ ንየሆዋ እተወፈየ፡ የሆዋ ኻብዛ ሰበይቲ እዚኣ ውሉድ ይሃብካ” ኢሉ መረቖም።+ ንሳቶም ከኣ ናብ ቦታኦም ከዱ። 21 የሆዋ ድማ ንሃና ቘላሕታ ገበረላ፣ ንሳ ኸኣ ጠነሰት፡+ ሰለስተ ኣወዳትን ክልተ ኣዋልድን ድማ ወለደት። ሳሙኤል እቲ ቘልዓ ኸኣ፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ይዓቢ ነበረ።+

22 ኤሊ ድማ ኣዝዩ ኣረገ፣ እቲ እቶም ደቁ ንዅሉ እስራኤል ዚገብርዎ ዝነበሩን+ ምስተን ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ዜገልግላ ኣንስቲ ኸም ዚድቅሱን ከኣ ሰምዐ።+ 23 ንዓታቶም ድማ ከምዚ ይብሎም ነበረ፦ “ስለምንታይ ኢኹም ከምዚ እትገብሩ ዘለኹም፧ እዚ ብዛዕባኹም ካብ ኵሉ ህዝቢ ዝሰምዖ ዘለኹ ነገርሲ ኽፉእ እዩ። 24 ኣይፋልኩምን ደቀየ፡ እዚ ኣብ ህዝቢ የሆዋ ኺውረ ዝሰምዖ ዘለኹ ነገር ጽቡቕ ኣይኰነን። 25 ሰብ ንሰብ እንተ በዲልዎ፡ ሰብ ንየሆዋ ይልምነሉ፣* ሰብ ንየሆዋ እንተ በዲልዎ ግና፡+ መን ኬማልደሉ ይኽእል፧” ግናኸ፡ የሆዋ ኪቐትሎም ቈሪጹ ነበረ እሞ፡ ንሳቶም ንኣቦኦም ኣይሰምዕዎን።+ 26 ሳሙኤል እቲ ቘልዓ ኸኣ ብቝመትን ብሞገስን ኣብ ቅድሚ የሆዋን ኣብ ቅድሚ ሰባትን ይዓቢ ነበረ።+

27 ሓደ ናይ ኣምላኽ ሰብ ናብ ኤሊ መጺኡ ኸምዚ በሎ፦ “የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ቤት ኣቦኻ ኣብ ግብጺ ባሮት ቤት ፈርኦን ከለዉስ፡ ብንጹርዶ ኣይተገለጽኩሎምን፧+ 28 ካህነይ ኰይኑ ኣብ መሰውእየይ ደዪቡ+ ኺስውእን ኪዓጥንን* ኣብ ቅድመይ ኤፎድ ኪጸውርን እውን ካብ ኵሎም ነገዳት እስራኤል ንዕኡ እየ ሓርየዮ፣+ ንቤት ኣቦኻ ኸኣ ኵሉ እቲ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ እስራኤላውያን* ሂበዮም እየ።+ 29 ነቲ ኣብ ማሕደረይ ኪቐርብ ዝኣዘዝክዎ መስዋእትን መባእን ደኣ ስለምንታይ ንዒቕኩምዎ፧*+ ካብ ኵሉ እቲ መስዋእቲ ህዝበይ እስራኤል በብሉጹ በሊዕኩም ብምስባሕከ፡ ስለምንታይ ካባይ ኣብሊጽካ ንደቅኻ ኣኽቢርካ፧+

30 “‘ስለዚ፡ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ከምዚ ይብል ኣሎ፦ “ኣነስ ቤትካን ቤት ኣቦኻን ወትሩ ኣብ ቅድመይ ኪመላለሱ ኢለዮም ነይረ።”+ ሕጂ ግና፡ የሆዋ ኸምዚ ይብል ኣሎ፦ “ነቶም ዜኽብሩኒ ከኽብሮም፡+ እቶም ዚንዕቁኒ ኸኣ ኪሓስሩ እዮም እሞ፡ እዝስ ኣባይ ዘይሕሰብ እዩ።” 31 እንሆ፡ ኣብ ቤትካ ኽሳዕ ዚኣርግ ዚነብር ምእንቲ ኸይርከብ፡ ብርታዐኻን ብርታዐ ቤት ኣቦኻን* ዜጥፍኣለን መዓልትታት ኪመጻ እየን።+ 32 ኣብ መንጎ ዅሉ እቲ ንእስራኤል እተገብረሉ ጽቡቕ፡ ኣብ ማሕደረይ ተጻራሪ ኽትርኢ ኢኻ፣+ ኣብ ቤትካ ድማ ኣረጊት ከቶ ኣይኪርከብን እዩ። 33 እቲ ኣብ መሰውእየይ ካብ ምግልጋል ዘየወግዶ ሰብካ፡ ንኣዒንትኻ ኼድክመንን ጓሂ ኼምጽኣልካን* እዩ፣ መብዛሕትኦም ካብ ቤትካ ግና ብሰይፊ ሰብ ኪሞቱ እዮም።+ 34 እቲ ኣብ ክልቲኦም ደቅኻ ሆፍኒን ፊንሃስን ዚመጽእ፡ ምልክት ኪዀነካ እዩ፦ ክልቲኦም ብሓንቲ መዓልቲ ኺሞቱ እዮም።+ 35 ሽዑ፡ ኣነ እሙን ካህን ንዓይ ከተንስእ እየ።+ ንሱ ኸኣ ከም ትምኒት ልበይ* ኪገብር እዩ፣ ኣነ ድማ ነባሪት ቤት ክሃንጸሉ እየ፣ ንሱ እውን ወትሩ ኣብ ቅድሚ ቕቡአይ ኪመላለስ እዩ። 36 ኣብ ቤትካ ዚተርፍ ዘበለ፡ ክፍሊት ገንዘብን እንጌራን ደልዩ መጺኡ ኺሰግደሉ፡ “ቍራስ እንጌራ ምእንቲ ኽበልዕሲ፡ በጃኻ እባ፡ ኣብ ሓደ ኣገልግሎት ክህነት መድበኒ” ድማ ኪብሎ እዩ።’”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ