ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 142
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ካብ ሰጐጕቲ ንምንጋፍ እተጸለየ ጸሎት

        • “ዝሃድመሉ ቦታ የብለይን” (4)

        • “ዘለኻኒ ንስኻ ኢኻ” (5)

መዝሙር 142:ልዕለ ጽሑፍ

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 22:1፣ 24:3፣ እብ 11:32, 38

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2011፡ ገጽ 10

መዝሙር 142:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 28:2፣ 141:1

መዝሙር 142:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 18:6፣ ዮና 2:7፣ ማቴ 26:38, 39፣ ማር 15:34፣ እብ 5:7

መዝሙር 142:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሓይለይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 139:3

መዝሙር 142:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዜለልየኒ።”

  • *

    ወይ፡ “ብዛዕባ ነፍሰይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 31:11፣ 69:20
  • +1ሳሙ 23:11

መዝሙር 142:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ግደይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 18:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2011፡ ገጽ 10-11

መዝሙር 142:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 20:33፣ 23:26፣ 25:29

መዝሙር 142:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሰይ ካብ ቤት ማሕቡስ ኣውጽኣያ።”

ሓፈሻዊ

መዝ. 142:ልዕለ ጽሑፍ1ሳሙ 22:1፣ 24:3፣ እብ 11:32, 38
መዝ. 142:1መዝ 28:2፣ 141:1
መዝ. 142:2መዝ 18:6፣ ዮና 2:7፣ ማቴ 26:38, 39፣ ማር 15:34፣ እብ 5:7
መዝ. 142:3መዝ 139:3
መዝ. 142:4መዝ 31:11፣ 69:20
መዝ. 142:41ሳሙ 23:11
መዝ. 142:5ምሳ 18:10
መዝ. 142:61ሳሙ 20:33፣ 23:26፣ 25:29
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 142:1-7

መዝሙር

መስኪል።* ኣብ በዓቲ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ናይ ዳዊት።+ ጸሎት።

142 ብድምጸይ ናብ የሆዋ እምህለል፡+

ብድምጸይ ንየሆዋ ሞገስ እልምኖ ኣለኹ።

 2 ኣብ ቅድሚኡ ሻቕሎተይ አፍስስ፡

ኣብ ቅድሚኡ ብዛዕባ ጭንቀይ እነግር ኣለኹ።+

 3 መንፈሰይ* ኣብ ውሽጠይ ምስ ጠለመ፡

ንስኻ ንመገደይ ትሕልዋ።+

ኣብታ ዝኸዳ መገዲ፡

መጻወድያ ይሓብኡለይ።

 4 ናብ የማነይ ጠምት እሞ፡

ብዛዕባይ ዚሓሊ* ሓደ እኳ ኸም ዘየልቦ ርአ።+

ዝሃድመሉ ቦታ የብለይን።+

ብዛዕባይ* ዚሓስብ ሓደ እኳ የልቦን።

 5 ኦ የሆዋ፡ ናባኻ እምህለል ኣለኹ።

“ንስኻ መዕቈብየይ ኢኻ፣+

ኣብ ምድሪ ህያዋን ዘለኻኒ* ንስኻ ኢኻ” እብል ኣለኹ።

 6 ኣዝየ ተዋሪደ እየ እሞ፡

ናብ ኣውያተይ ኣቕልብ።

ካባይ ይሕይሉ እዮም እሞ፡

ካብ ሰጐጕተይ ኣናግፈኒ።+

 7 ስምካ ኽውድስሲ፡

ካብ ቤት ማሕቡስ ኣውጽኣኒ።*

ጽቡቕ ጌርካለይ ኢኻ እሞ፡

ጻድቃን ኣብ ዙርያይ ይተኣከቡ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ