ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኤርምያስ 23
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኤርምያስ—ትሕዝቶ

      • ሕያዎት ጓሶትን ክፉኣትን (1-4)

      • ኣብ ትሕቲ እቲ “ጻድቕ ብቋል” ዚርከብ ደሓን (5-8)

      • ናይ ሓሶት ነብያት ተዀነኑ (9-32)

      • “ጾር” የሆዋ (33-40)

ኤርምያስ 23:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 10:21፣ 50:6፣ ህዝ 34:2

ኤርምያስ 23:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 34:5

ኤርምያስ 23:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 11:11፣ 35:10፣ ኤር 29:14፣ 31:8
  • +ኤር 50:19፣ ህዝ 34:14፣ ሚክ 2:12
  • +ዘዳ 30:3, 5፣ ኣሞ 9:14፣ ዘካ 10:8

ኤርምያስ 23:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 3:15፣ ዮሃ 21:15፣ ግብ 20:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኤርምያስ፡ ገጽ 129-130

ኤርምያስ 23:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ወራሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 11:1፣ 53:2፣ ኤር 33:15, 16፣ ዘካ 3:8፣ ማቴ 2:23
  • +ሉቃ 1:32, 33
  • +ኢሳ 9:7፣ 11:3, 4፣ 32:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኤርምያስ፡ ገጽ 173

ኤርምያስ 23:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘካ 10:6
  • +ዘዳ 33:28፣ ኤር 32:37፣ ዘካ 14:11
  • +ኢሳ 54:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኤርምያስ፡ ገጽ 173

ኤርምያስ 23:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 16:14, 15

ኤርምያስ 23:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 43:5፣ ህዝ 34:13፣ ጸፎ 3:20

ኤርምያስ 23:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 3:8, 9፣ 5:7፣ 13:27፣ ህዝ 22:11
  • +ኢሳ 24:4፣ ዮኤ 1:10
  • +ኤር 12:4

ኤርምያስ 23:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኸሓድቲ ዀይኖም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 28:7፣ ኤር 5:31፣ 6:13፣ ህዝ 22:25፣ ጸፎ 3:4
  • +2ዜና 33:1, 5፣ 36:14፣ ኤር 7:11፣ ህዝ 8:10, 11፣ 23:39

ኤርምያስ 23:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 13:16

ኤርምያስ 23:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 16:46

ኤርምያስ 23:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንኣእዳው ገበርቲ እከይ የበርትዑ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 29:21, 23
  • +ኤር 23:26
  • +ኢሳ 3:9
  • +ዘፍ 18:20፣ ዘዳ 32:32፣ ኢሳ 1:10፣ ይሁ 7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1994፡ ገጽ 4-5

ኤርምያስ 23:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 8:14፣ 9:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1994፡ ገጽ 5

ኤርምያስ 23:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብባዶ ተስፋታት ይመልኡኹም እዮም ዘለዉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 27:9፣ 29:8
  • +ኤር 14:14፣ ህዝ 13:3፣ 22:28
  • +ድጕ 2:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1994፡ ገጽ 5

ኤርምያስ 23:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 4:10፣ 6:13, 14፣ 8:11፣ ህዝ 13:10
  • +ሚክ 3:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1994፡ ገጽ 7

ኤርምያስ 23:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 25:32፣ 30:23, 24

ኤርምያስ 23:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 14:14፣ 27:15፣ 29:8, 9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1994፡ ገጽ 5

ኤርምያስ 23:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 25:4, 5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1994፡ ገጽ 7

ኤርምያስ 23:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 16:7, 13፣ ምሳ 15:3፣ ኣሞ 9:2፣ እብ 4:13
  • +መዝ 139:7

ኤርምያስ 23:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 18:20፣ ኤር 27:9፣ 29:21, 23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1994፡ ገጽ 6

ኤርምያስ 23:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 14:14

ኤርምያስ 23:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 3:7፣ 2ነገ 21:1, 3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2019፡ ገጽ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1994፡ ገጽ 6

ኤርምያስ 23:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 5:14
  • +እብ 4:12

ኤርምያስ 23:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 18:20፣ ኤር 14:15፣ ህዝ 13:2, 3

ኤርምያስ 23:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 13:7

ኤርምያስ 23:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ጸፎ 3:4
  • +ኤር 7:8፣ ድጕ 2:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1994፡ ገጽ 6

ኤርምያስ 23:33

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከቢድ መልእኽቲ።” እታ ናይ እብራይስጢ ቓል፡ “ከቢድ ቃል የሆዋ” ወይ “ከቢድ ነገር” ዚብል ክልተ ትርጉም ዝሓዘት እያ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 12:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2007፡ ገጽ 11

    1/3/1994፡ ገጽ 8-9

ኤርምያስ 23:36

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እቲ ኸቢድ መልእኽትስ።”

  • *

    ወይ፡ “ከቢድ መልእኽቲ።”

ኤርምያስ 23:38

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከቢድ መልእኽቲ።”

  • *

    ወይ፡ “ከቢድ መልእኽቲ።”

  • *

    ወይ፡ “ከቢድ መልእኽቲ።”

ኤርምያስ 23:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 24:9፣ 42:18፣ ድጕ 5:20፣ ዳን 9:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1994፡ ገጽ 8-9

ሓፈሻዊ

ኤር. 23:1ኤር 10:21፣ 50:6፣ ህዝ 34:2
ኤር. 23:2ህዝ 34:5
ኤር. 23:3ኢሳ 11:11፣ 35:10፣ ኤር 29:14፣ 31:8
ኤር. 23:3ኤር 50:19፣ ህዝ 34:14፣ ሚክ 2:12
ኤር. 23:3ዘዳ 30:3, 5፣ ኣሞ 9:14፣ ዘካ 10:8
ኤር. 23:4ኤር 3:15፣ ዮሃ 21:15፣ ግብ 20:28
ኤር. 23:5ኢሳ 11:1፣ 53:2፣ ኤር 33:15, 16፣ ዘካ 3:8፣ ማቴ 2:23
ኤር. 23:5ሉቃ 1:32, 33
ኤር. 23:5ኢሳ 9:7፣ 11:3, 4፣ 32:1
ኤር. 23:6ዘካ 10:6
ኤር. 23:6ዘዳ 33:28፣ ኤር 32:37፣ ዘካ 14:11
ኤር. 23:6ኢሳ 54:17
ኤር. 23:7ኤር 16:14, 15
ኤር. 23:8ኢሳ 43:5፣ ህዝ 34:13፣ ጸፎ 3:20
ኤር. 23:10ኤር 3:8, 9፣ 5:7፣ 13:27፣ ህዝ 22:11
ኤር. 23:10ኢሳ 24:4፣ ዮኤ 1:10
ኤር. 23:10ኤር 12:4
ኤር. 23:11ኢሳ 28:7፣ ኤር 5:31፣ 6:13፣ ህዝ 22:25፣ ጸፎ 3:4
ኤር. 23:112ዜና 33:1, 5፣ 36:14፣ ኤር 7:11፣ ህዝ 8:10, 11፣ 23:39
ኤር. 23:12ኤር 13:16
ኤር. 23:13ህዝ 16:46
ኤር. 23:14ኤር 29:21, 23
ኤር. 23:14ኤር 23:26
ኤር. 23:14ኢሳ 3:9
ኤር. 23:14ዘፍ 18:20፣ ዘዳ 32:32፣ ኢሳ 1:10፣ ይሁ 7
ኤር. 23:15ኤር 8:14፣ 9:15
ኤር. 23:16ኤር 27:9፣ 29:8
ኤር. 23:16ኤር 14:14፣ ህዝ 13:3፣ 22:28
ኤር. 23:16ድጕ 2:14
ኤር. 23:17ኤር 4:10፣ 6:13, 14፣ 8:11፣ ህዝ 13:10
ኤር. 23:17ሚክ 3:11
ኤር. 23:19ኤር 25:32፣ 30:23, 24
ኤር. 23:21ኤር 14:14፣ 27:15፣ 29:8, 9
ኤር. 23:22ኤር 25:4, 5
ኤር. 23:24ዘፍ 16:7, 13፣ ምሳ 15:3፣ ኣሞ 9:2፣ እብ 4:13
ኤር. 23:24መዝ 139:7
ኤር. 23:25ዘዳ 18:20፣ ኤር 27:9፣ 29:21, 23
ኤር. 23:26ኤር 14:14
ኤር. 23:27መሳ 3:7፣ 2ነገ 21:1, 3
ኤር. 23:29ኤር 5:14
ኤር. 23:29እብ 4:12
ኤር. 23:30ዘዳ 18:20፣ ኤር 14:15፣ ህዝ 13:2, 3
ኤር. 23:31ህዝ 13:7
ኤር. 23:32ጸፎ 3:4
ኤር. 23:32ኤር 7:8፣ ድጕ 2:14
ኤር. 23:33ኤር 12:7
ኤር. 23:40ኤር 24:9፣ 42:18፣ ድጕ 5:20፣ ዳን 9:16
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኤርምያስ 23:1-40

ኤርምያስ

23 “እቶም ንኣባጊዕ መጓሰይ ዜጥፍኡን ፋሕ ዜብሉን ጓሶት፡ ወይለኦም!” ይብል የሆዋ።+

2 ስለዚ፡ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ኣንጻር እቶም ንህዝበይ ዚጓስዩ ጓሶት ከምዚ ይብል፦ “ንኣባጊዐይ ፋሕ ኣቢልኩምወን ኣለኹም፡ ትብትንወን ድማ ኣለኹም፡ ቈላሕታ እውን ኣይገበርኩምለንን።”+

“ስለዚ፡ ብሰሪ እቲ እከይ ተግባርኩም፡ ቈላሕታይ ናባኻትኩም ክገብር እየ” ይብል የሆዋ።

3 “ኣነ ኸኣ ነተን ካብ ኣባጊዐይ ዝተረፋ ኻብ ኵሉ እቲ እተበተናሉ ሃገራት ክእክበን፡+ ናብ መጓሰይአን ድማ ከምጽአን እየ፣+ ንሳተን እውን ኪፈርያን ኪበዝሓን እየን።+ 4 ብሓቂ ዚጓስይወን ጓሶት ከተንስኣለን እየ።+ ደጊም ኣይኪፈርሃን ወይ ኣይኪሽበራን እየን፣ ሓንቲ እኳ ኣይክትጠፍእን እያ” ይብል የሆዋ።

5 “እንሆ፡ ንዳዊት ጻድቕ ብቋል*+ ዘተንስኣሉ መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ፡” ይብል የሆዋ። “ንጉስ ድማ ኪነግስ፡+ ኣብታ ምድሪ ኸኣ ልቦና ኺገብር፡ ፍትሕን ጽድቅን እውን ኬውጽእ እዩ።+ 6 ብዘመኑ ይሁዳ ኺድሕን፡+ እስራኤል ድማ ብደሓን ኪነብር እዩ።+ እቲ ዚጽውዓሉ ስም ድማ እዚ እዩ፦ የሆዋ ጽድቅና እዩ።”+

7 “ግናኸ፡ ደጊም፡ ‘ከምቲ እቲ ንህዝቢ እስራኤል ካብ ምድሪ ግብጺ ዘውጽኦም የሆዋ ህያው ዝዀነ!’ ዘይብሃለለን መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ” ይብል የሆዋ።+ 8 “የግዳስ፡ ‘ከምቲ እቲ ንዘርኢ ቤት እስራኤል ካብ ምድሪ ሰሜንን ካብ ኵለን እተን ኣነ ዝበተንኩለን ሃገራትን ዘውጽኦ የሆዋ ህያው ዝዀነ!’ ዚብሃለለን መዓልትታት ኪመጻ እየን፣ ኣብ ምድሮም ድማ ኪቕመጡ እዮም።”+

9 ብዛዕባ ነብያት ከኣ፦

ልበይ ኣብ ውሽጠይ ተሰይሩ ኣሎ።

ኵሉ ኣዕጽምተይ ይናወጽ ኣሎ።

ብምኽንያት የሆዋን ብምኽንያት ቅዱስ ቃላቱን፡

ከም ስኹርን

ብወይኒ ኸም እተሰነፈን ኰይነ ኣለኹ።

10 እታ ምድርስ ብዘመውቲ መሊኣ ኣላ፣+

ብሰሪ መርገም ከኣ እታ ምድሪ ትሓዝን ኣላ፣+

መጓሰዪታት በረኻ እውን ነቒጹ ኣሎ።+

መገዶም እከይ እዩ፣ ንሓይሎም ድማ ብዘይ ግቡእ ይጥቀሙሉ።

11 “ነብይን ካህንንሲ ተበኪሎም* ኣለዉ።+

ኣብ ቤተይ እኳ እከዮም እረክብ ኣለኹ”+ ይብል የሆዋ።

12 “ስለዚ፡ መገዶም መንደልሃጺትን ጸልማትን ክትከውን እያ፣+

ኪድፍኡን ኪወድቁን እዮም።

ኣነስ ብዓመት ምጽብጻብ፡

መዓት ከምጽኣሎም እየ” ይብል የሆዋ።

13 “ኣብ ነብያት ሰማርያ+ ኸኣ ዜስገድግድ ነገር ርእየ ኣለኹ።

ትንቢታቶም ካብ በዓል እዩ፣

ንህዝበይ እስራኤል ድማ ኣስሒቶምዎ።

14 ኣብ ነብያት የሩሳሌም እውን ዜሰክሕ ነገር ርእየ ኣለኹ።

ይዝምዉን+ ብሓሶት ይመላለሱን፣+

ንገበርቲ እከይ የተባብዑ፡*

ካብ እከዮም ከኣ ኣይምለሱን።

ንዓይሲ ዅላቶም ከም ሶዶም፡+

እቶም ነበርታ ድማ ከም ጎሞራ እዮም።”+

15 ስለዚ፡ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣንጻር እቶም ነብያት ከምዚ ይብል፦

“ካብ ነብያት የሩሳሌምሲ ኽሕደት ኣብ ብዘላ እታ ምድሪ ኣስፋሕፊሑ ኣሎ እሞ፡

እንሆ፡ መሪር ተኽሊ አብልዖም፡

እተመረዘ ማይ እውን አስትዮም ኣለኹ።”+

16 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦

“ቃላት እቶም ዚንበዩልኩም ነብያት ኣይትስምዑ።+

የታልሉኹም እዮም ዘለዉ።*

እቲ ዚዛረብዎ ራእይ ካብ ኣፍ የሆዋ ዘይኰነስ፡+

ካብ ልቦም እዩ።+

17 ነቶም ዚንዕቁኒ ብተደጋጋሚ፡

‘የሆዋ፡ “ሰላም ክትረኽቡ ኢኹም” ኢሉ ኣሎ’ ይብልዎም ኣለዉ።+

ነቓጽ ልቦም ንዚስዕቡ ዘበሉ ዅሎም ድማ፡

‘መዓት ኣይኪረኽበኩምን እዩ’ ይብልዎም ኣለዉ።+

18 ቃሉ ኺርእን ኪሰምዕን ኢሉ

ንየሆዋ መኻፍልቲ ምስጢሩ ዝዀነ መን እዩ፧

ኪሰምዖ ኢሉኸ ናብ ቃሉ ዘቕለበ መን እዩ፧

19 እንሆ፡ ህቦብላ ንፋስ የሆዋ ብነድሪ ኺወጽእ እዩ፣

ከም ብርቱዕ ዘራጊቶ ኣብ ርእሲ እኩያት ሕምብሊል ኪብል እዩ።+

20 ሓሳብ ልቡ ኽሳዕ ዚፍጽምን ዚገብርን፡

ቍጥዓ የሆዋ ኣይኪምለስን እዩ።

ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ነዚ ብንጹር ክትርድእዎ ኢኹም።

21 ነዞም ነብያት ኣይለኣኽክዎምን፣ ግናኸ፡ ይጐይዩ ኣለዉ።

ኣይተዛረብክዎምን፣ ግናኸ፡ ይንበዩ ኣለዉ።+

22 መኻፍልቲ ምስጢረይ እንተ ዚዀኑ ነይሮም ግና፡

ንህዝበይ ቃለይ መስምዕዎም፡

ካብ ክፉእ መገዶምን ካብ እኩይ ተግባራቶምን ምመለስዎም ነይሮም።+

23 “ናይ ቀረባ ኣምላኽ ጥራይ ድየ፧” ይብል የሆዋ፡ “ናይ ርሑቕ ኣምላኽ እውን ደይኰንኩን፧”

24 “ኣነ ኽርእዮ ኣብ ዘይክእል ስቱር ቦታ ኺሕባእ ዚኽእልዶ ኣሎ፧”+ ይብል የሆዋ።

“ንሰማያትን ንምድርን ዝመልኦ ኣነ ደይኰንኩን፧”+ ይብል የሆዋ።

25 “ነቶም ብስመይ፡ ‘ሓሊመ! ሓሊመ!’+ እናበሉ ሓሶት ዚንበዩ ነብያት ሰሚዐዮም ኣለኹ። 26 እዝስ ኣብ ልቢ እቶም ሓሶት ዚንበዩ ነብያት ክሳዕ መዓስ እዩ ኺጸንሕ፧ ንሳቶምሲ ነብያት ምትላል ገዛእ ልቦም እዮም።+ 27 ከምቲ ኣቦታቶም ብሰሪ በዓል ንስመይ ዝረስዕዎ፡ ንሳቶም ድማ በቲ ንሓድሕዶም ዚነጋገርዎ ሕልምታቶም ንህዝበይ ስመይ ኬረስዕዎ ይሓስቡ ኣለዉ።+ 28 እቲ ዝሓለመ ነብዪ ሕልሙ ይንገር፣ እቲ ቓለይ ዘለዎ ግና ብሓቂ ቓለይ ይዛረብ።”

“ሓሰር ምስ እኽሊ እንታይ ሓባራዊ ነገር ኣለዎ፧” ይብል የሆዋ።

29 “ቃለይ ከም ሓውን+ ከውሒ ኸም ዚሰባብር ሞደሻን ደይኰነን፧”+ ይብል የሆዋ።

30 “ስለዚ፡ እንሆ፡ ኣንጻር እቶም ካብ ንሓድሕዶም ቃለይ ዚሳራረቑ ነብያት እየ”+ ይብል የሆዋ።

31 “እንሆ፡ ኣንጻር እቶም ልሳኖም፡ ‘ይብል!’ ንምባል ዚጥቀሙሉ ነብያት እየ” ይብል የሆዋ።+

32 “እንሆ፡ ኣንጻር እቶም ሕልሚ ሓሶት ዚነግሩ፡ ብሓሶቶምን ብትምክሕቶምን ከኣ ንህዝበይ ዜስሕትዎ ነብያት እየ” ይብል የሆዋ።+

“ግናኸ፡ ኣነ ኣይለኣኽክዎምን ወይ ኣይኣዘዝክዎምን። ስለዚ፡ ነዚ ህዝቢ እዚ ሓንቲ እኳ ኣይኪጠቕምዎን እዮም”+ ይብል የሆዋ።

33 “እዚ ህዝቢ እዚ ወይ ነብዪ ወይ ካህን፡ ‘ጾር* የሆዋ እንታይ እዩ፧’ ኢሎም እንተ ሓቲቶምኻ፡ ‘“እቲ ጾርሲ ንስኻትኩም ኢኹም! ኣነ እውን ክድርብየኩም እየ”+ ይብል የሆዋ’ ኢልካ መልሰሎም። 34 እቲ፡ ‘እዚ ጾር የሆዋ እዩ!’ ዚብል ነብዪ ወይ ካህን ወይ ህዝቢ፡ ቈላሕታይ ኣብቲ ሰብ እትን ኣብ ቤተ ሰቡን ክገብር እየ። 35 ነፍሲ ወከፍ ንብጻዩን ንሓዉን፡ ‘የሆዋ እንታይ ኢሉ እዩ መሊሱ፧ የሆዋ እንታይ ኢሉ እዩ ተዛሪቡ፧’ ይብል ኣሎ። 36 ግናኸ፡ እቲ ጾርሲ* ቓላት ነፍሲ ወከፍ እዩ፡ ቃላት እቲ ህያው ኣምላኽ፡ ኣምላኽና የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ለዊጥኩም ኢኹም እሞ፡ ደጊም ጾር* የሆዋ ኣይትበሉ።

37 “ንነብዪ ኸኣ ከምዚ ኽትብሎ ኢኻ፦ ‘የሆዋ እንታይ ኢሉ መሊሱልካ፧ የሆዋ እንታይ ኢሉ ተዛሪቡካ፧ 38 “ጾር* የሆዋ!” ትብሉ እንተ ዄንኩም፡ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “‘“ጾር* የሆዋ” ኣይትበሉ!’ ምስ በልኩኹም፡ ‘እዚ ቓል እዚ ጾር* የሆዋ እዩ’ ትብሉ ስለ ዘለኹም፡ 39 እንሆ፡ ንዓኻትኩምን ነታ ንዓኻትኩምን ንኣቦታትኩምን ዝሃብኩኹም ከተማን ኣልዒለ ኻብ ቅድመይ ክድርብየኩም እየ። 40 ዘይርሳዕ ዘለኣለማዊ ሕስራንን ዘለኣለማዊ ውርደትን ድማ ከውርደልኩም እየ።”’”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ