መዝሙር መዝሙር ምድያብ። 134 ኵልኹም ገላዉ የሆዋ፡+ኣቱም ብለይቲ ኣብ ቤት የሆዋ እትቘሙ፡+ንየሆዋ ወድስዎ። 2 ኣእዳውኩም ብቕድስና* ኣልዕሉ፡+ንየሆዋ ኸኣ ወድስዎ። 3 እቲ ሰማይን ምድርን ዝገበረ የሆዋ፡ካብ ጽዮን ይባርኽካ።