ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ቈረንቶስ 1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ሰላምታ (1, 2)

      • ኣብ ኵሉ ጸበባ፡ ካብ ኣምላኽ ዚርከብ ምጽንናዕ (3-11)

      • ኣብ መደባት ጕዕዞ ጳውሎስ እተገብረ ለውጢ (12-24)

2 ቈረንቶስ 1:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 16:1, 2፣ ፊል 2:19, 20
  • +1ተሰ 1:8

2 ቈረንቶስ 1:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 34:6፣ መዝ 86:5፣ ሚክ 7:18
  • +ኢሳ 51:3፣ ሮሜ 15:5
  • +ዮሃ 20:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    4/2019፡ ገጽ 7

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 13፡ 16

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2011፡ ገጽ 23-24

    1/6/2009፡ ገጽ 28

    1/9/2008፡ ገጽ 18

    1/7/2008፡ ገጽ 7-8

    15/3/2008፡ ገጽ 15

    15/12/2007፡ ገጽ 5

    15/12/1996፡ ገጽ 30

    1/11/1996፡ ገጽ 13-14

    1/6/1995፡ ገጽ 11-12

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 23

2 ቈረንቶስ 1:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ፈተና።”

  • *

    ወይ፡ “ፈተናና።”

  • *

    ወይ፡ “የተባብዓና።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 15:4፣ 2ተሰ 2:16, 17
  • +ኤፌ 6:21, 22፣ 1ተሰ 4:18
  • +መዝ 23:4፣ 2ቈረ 7:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    4/2019፡ ገጽ 7

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2011፡ ገጽ 23-24

    1/9/2008፡ ገጽ 18

    15/3/2008፡ ገጽ 15

    15/2/1998፡ ገጽ 26-27

    1/11/1996፡ ገጽ 13-14

    1/6/1995፡ ገጽ 11-12

2 ቈረንቶስ 1:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 4:11-13፣ ቈሎ 1:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/1996፡ ገጽ 14

2 ቈረንቶስ 1:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተፈቲንና።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/1996፡ ገጽ 14

2 ቈረንቶስ 1:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 8:18፣ 2ጢሞ 2:11, 12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/1996፡ ገጽ 12-13፡ 14-16

2 ቈረንቶስ 1:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 20:18, 19
  • +1ቈረ 15:32

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 163

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2014፡ ገጽ 23

    15/12/1996፡ ገጽ 24

    1/11/1996፡ ገጽ 16-17

2 ቈረንቶስ 1:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኸይንውከል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 12:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/1996፡ ገጽ 16-17

2 ቈረንቶስ 1:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 34:7, 19፣ 2ጢሞ 4:18፣ 2ጴጥ 2:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/1996፡ ገጽ 16

2 ቈረንቶስ 1:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 12:5፣ ሮሜ 15:30-32
  • +ፊል 1:19፣ ፊሞ 22

2 ቈረንቶስ 1:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 2:4, 5

2 ቈረንቶስ 1:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣጸቢቕኩም እትፈልጥዎን እትርድእዎንሲ” ኪኸውን ይኽእል።

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ክሳዕ መወዳእታ።”

2 ቈረንቶስ 1:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ክልተ ሳዕ ምእንቲ ኽትጥቀሙ” ኪኸውን ይኽእል።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2014፡ ገጽ 30-31

2 ቈረንቶስ 1:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 16:5, 6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2014፡ ገጽ 30-31

    15/10/2012፡ ገጽ 29

2 ቈረንቶስ 1:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2014፡ ገጽ 31

2 ቈረንቶስ 1:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሲላስ ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 18:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2014፡ ገጽ 31

2 ቈረንቶስ 1:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 15:8
  • +ራእ 3:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2014፡ ገጽ 31

    15/12/2008፡ ገጽ 13

2 ቈረንቶስ 1:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 2:20, 27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1995፡ ገጽ 4

2 ቈረንቶስ 1:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 4:30
  • +ሮሜ 8:23፣ 2ቈረ 5:5፣ ኤፌ 1:13, 14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    4/2016፡ ገጽ 32

    1/2016፡ ገጽ 18-19

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2007፡ ገጽ 30-31

    1/7/1995፡ ገጽ 4

    ራእይ፡ ገጽ 115-116

2 ቈረንቶስ 1:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ነፍሰይ ኪምስክር።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2012፡ ገጽ 29

2 ቈረንቶስ 1:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 13:17፣ 1ጴጥ 5:2, 3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2013፡ ገጽ 27-28

    15/1/2003፡ ገጽ 16

    1/6/1999፡ ገጽ 15-16

    15/3/1998፡ ገጽ 21-22

    1/9/1996፡ ገጽ 22-23

    1/4/1995፡ ገጽ 18

    1/10/1994፡ ገጽ 18

    1/9/1994፡ ገጽ 16

ሓፈሻዊ

2 ቈረ. 1:1ግብ 16:1, 2፣ ፊል 2:19, 20
2 ቈረ. 1:11ተሰ 1:8
2 ቈረ. 1:3ዘጸ 34:6፣ መዝ 86:5፣ ሚክ 7:18
2 ቈረ. 1:3ኢሳ 51:3፣ ሮሜ 15:5
2 ቈረ. 1:3ዮሃ 20:17
2 ቈረ. 1:4ሮሜ 15:4፣ 2ተሰ 2:16, 17
2 ቈረ. 1:4ኤፌ 6:21, 22፣ 1ተሰ 4:18
2 ቈረ. 1:4መዝ 23:4፣ 2ቈረ 7:6
2 ቈረ. 1:51ቈረ 4:11-13፣ ቈሎ 1:24
2 ቈረ. 1:7ሮሜ 8:18፣ 2ጢሞ 2:11, 12
2 ቈረ. 1:8ግብ 20:18, 19
2 ቈረ. 1:81ቈረ 15:32
2 ቈረ. 1:92ቈረ 12:10
2 ቈረ. 1:10መዝ 34:7, 19፣ 2ጢሞ 4:18፣ 2ጴጥ 2:9
2 ቈረ. 1:11ግብ 12:5፣ ሮሜ 15:30-32
2 ቈረ. 1:11ፊል 1:19፣ ፊሞ 22
2 ቈረ. 1:121ቈረ 2:4, 5
2 ቈረ. 1:161ቈረ 16:5, 6
2 ቈረ. 1:19ግብ 18:5
2 ቈረ. 1:20ሮሜ 15:8
2 ቈረ. 1:20ራእ 3:14
2 ቈረ. 1:211ዮሃ 2:20, 27
2 ቈረ. 1:22ኤፌ 4:30
2 ቈረ. 1:22ሮሜ 8:23፣ 2ቈረ 5:5፣ ኤፌ 1:13, 14
2 ቈረ. 1:24እብ 13:17፣ 1ጴጥ 5:2, 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ቈረንቶስ 1:1-24

2 ቈረንቶስ

1 ካብቲ ብፍቓድ ኣምላኽ ሃዋርያ ክርስቶስ የሱስ ዝዀነ ጳውሎስን ጢሞቴዎስ+ ሓውናን፡ ናብታ ኣብ ቈረንቶስ ዘላ ጉባኤ ኣምላኽ፡ ምስ ኵሎም እቶም ኣብ ብዘላ ኣካይያ+ ዘለዉ ቕዱሳት፦

2 ካብ ኣቦና ኣምላኽን ካብ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ይኹነልኩም።

3 እቲ ኣቦ ርሕራሐን+ ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕን+ ዝዀነ ኣምላኽን ኣቦን ጐይታና የሱስ ክርስቶስ+ ይወደስ። 4 በቲ ኻብ ኣምላኽ እንረኽቦ ምጽንናዕ፡+ ኣብ ጸበባ* ዘበለ ንዘለዉ ምእንቲ ኸነጸናንዕ፡+ ንሱ ኣብ ኵሉ ጸበባና* የጸናንዓና* እዩ።+ 5 ከምቲ እቲ ምእንቲ ክርስቶስ ዜጓንፈና መከራ ኣባና ዚዓዝዝ ዘሎ፡+ ከምኡ ድማ እቲ ብክርስቶስ እንረኽቦ ምጽንናዕ ይዓዝዝ ኣሎ። 6 ስለዚ፡ እንተ ጸቢቡና፡* ንምጽንናዕኩምን ንድሕነትኩምን እዩ፣ ወይስ እንተ ተጸናኒዕና፡ ከምቲ ንሕና ዘሕለፍናዮ ዝኣመሰለ መከራ ምእንቲ ኽትጻወሩ፡ ንምጽንናዕኩም እዩ። 7 ከምቲ ተኻፈልቲ መከራ ዝዀንኩም፡ ከምኡ ኸኣ ተኻፈልቲ ምጽንናዕ ከም እትዀኑ ፈሊጥና፡+ እታ ኣባኻትኩም ዘላትና ተስፋ ጽንዕቲ እያ።

8 ኣሕዋተየ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ኣውራጃ እስያ ዘጋጠመና ጸበባ፡+ ህይወትና እኳ ኽሳዕ እንቐብጽ፡ ልዕሊ ዓቕምና እምብዛ ኸም ዝኸበደና፡ ዘይትፈልጡ ኽትኰኑ ኣይንደልን ኢና።+ 9 ንሞት ከም እተፈርደና እውን ተሰሚዑና ነይሩ። እዚ ኸኣ ኣብቲ ንምዉታት ዜተንስእ ኣምላኽ እምበር፡ ኣብ ገዛእ ርእስና ምእንቲ ኸይንእመን* እዩ።+ 10 ንሱ ኻብ ክንድዚ ዚኣክል ሓደጋ ሞት ኣናጊፉና፡ ኬናግፈና ድማ እዩ፣ ገና እውን ከም ዜናግፈና፡ ኣብኡ ተስፋ ኣሎና።+ 11 ብዙሓት ነቲ ሳላ ጸሎት ብዙሓት ዝረኸብናዮ ሞገስ ምእንታና ምእንቲ ኼመስግኑሉ፡+ ንስኻትኩም እውን ብምህለላኹም ክትድግፉና ትኽእሉ ኢኹም።+

12 ከመይሲ፡ ንሕና ኣብዛ ዓለም እዚኣ፡ ምናዳ ኸኣ ምሳኻትኩም፡ ብስጋዊ ጥበብ ዘይኰነስ፡+ ብጸጋ ኣምላኽ፡ በቲ ኻብ ኣምላኽ ዝዀነ ቕድስናን ግርህነትን ከም ዝነበርና፡ ትምክሕትና እዚ እዩ፣ ሕልናና እውን ይምስክረልና እዩ። 13 ብዘይካ እቲ ኸተንብብዎን ክትርድእዎን እትኽእሉሲ፡* ካልእ ኣይንጽሕፈልኩምን ኢና፣ ነዚ ኸኣ ምሉእ ብምሉእ* ክትርድእዎ ተስፋ እገብር። 14 ከምቲ ንስኻትኩም እውን ብመዓልቲ ጐይታና የሱስ ንዓና ትምክሕትና እትዀኑ፡ ንሕና ትምክሕትኹም ምዃንና ብእተወሰነ ተረዲኡኩም ኣሎ።

15 በዚ ተኣማሚነ ኸኣ፡ ካልኣይ ሳዕ ምእንቲ ኽትሕጐሱ፡* ቅድም ናባኻትኩም ክመጽእ ሓሲበ ነይረ፣ 16 እወ፡ ብኣኻትኩም ኣቢለ ናብ መቄዶንያ ኽሓልፍ፡ ካብ መቄዶንያ ድማ ናባኻትኩም ክምለስ እሞ፡ ንስኻትኩም ናብ ይሁዳ ኸተፋንዉኒ ሓሲበ ነይረ።+ 17 ከምዚ ኢለ ምስ ሓሰብኩስ፡ ነዚ ኣቕሊለ ድየ ርእየዮ፧ ወይስ “እወ፡ እወ” ኽብል ጸኒሐ፡ “ኣይፋል፡ ኣይፋል” እናበልኩ ብስጋዊ መገዲ ድየ ዕላማ ዝገብር፧ 18 ከምቲ ኣምላኽ እሙን ዝዀነ፡ እቲ ንዓኻትኩም ዝበልናኩም፡ “እወ” መሊስካ ኸኣ “ኣይፋል” ኣይኰነን። 19 ከመይሲ፡ እቲ ብኣና፡ ማለት ብኣይን ብስልዋኖስን* ብጢሞቴዎስን ኣባኻትኩም እተሰብከ+ ወዲ ኣምላኽ ዝዀነ የሱስ ክርስቶስ፡ “እወ” መሊስካ ኸኣ “ኣይፋል” ኣይኰነን፣ ግናኸ፡ ኣብኡ “እወ፡ እወ” ዀይኑ እዩ። 20 ተስፋታት ኣምላኽ ዘበለስ ብእኡ “እወ” ዀይኑ እዩ።+ ስለዚ ኸኣ፡ ብኣና ምእንቲ ኪኸብርሲ፡ ብእኡ ንኣምላኽ “ኣሜን” ይብሃል እዩ።+ 21 ግናኸ፡ እቲ ንሕናን ንስኻትኩምን ናይ ክርስቶስ ምዃንና ውሕስነት ዝሃበናን ዝቐብኣናን ኣምላኽ እዩ።+ 22 ማሕተም እውን ገይሩልና፡+ ኣብ ልብና ኸኣ ዕርቡን፡ ማለት መንፈስ፡+ ሂቡና ኣሎ።

23 ክሳዕ ሕጂ ናብ ቈረንቶስ ዘይመጻእኩ፡ ክንሕፈኩም ኢለ ምዃነይ፡ ኣምላኽ ኪምስክረለይ* እጽውዕ ኣለኹ። 24 ብእምነት ቌምኩም ኣለኹም እሞ፡ ምእንቲ ኽትሕጐሱ መዓይይትኹም ኢና እምበር፡ ኣብ ልዕሊ እምነትኩም እንጕይተት ኣይኰንናን።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ