ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ጢሞቴዎስ 1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ጢሞቴዎስ—ትሕዝቶ

      • ሰላምታ (1, 2)

      • ጳውሎስ ስለ እምነት ጢሞቴዎስ ንኣምላኽ ኣመስገኖ (3-5)

      • ንውህበት ኣምላኽ ኣጐሃህሮ (6-11)

      • ነቲ ጥዑይ ቃል ሓዞ (12-14)

      • ጸላእትን ፈተውትን ጳውሎስ (15-18)

2 ጢሞቴዎስ 1:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 3:16፣ 6:40, 44፣ 1ጴጥ 1:3, 4

2 ጢሞቴዎስ 1:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 4:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 28

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2003፡ ገጽ 28

2 ጢሞቴዎስ 1:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቅዱስ ኣገልግሎት ዘቕርበሉ።”

2 ጢሞቴዎስ 1:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2015፡ ገጽ 15

2 ጢሞቴዎስ 1:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 4:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2022፡ ገጽ 19-20

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2015፡ ገጽ 14

    1/7/1999፡ ገጽ 9-10

    15/5/1998፡ ገጽ 8-9

2 ጢሞቴዎስ 1:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 4:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 28-29

    መንእሰያት ዚሓትዎ፡ 2ይ ጥራዝ፡ ገጽ 116

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1998፡ ገጽ 26

2 ጢሞቴዎስ 1:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 24:49፣ ግብ 1:8
  • +ሮሜ 8:15፣ 1ተሰ 2:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 47

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2013፡ ገጽ 23-24

    15/5/2009፡ ገጽ 15

    1/10/2006፡ ገጽ 22

2 ጢሞቴዎስ 1:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 4:13፣ ቈሎ 1:11
  • +ቈሎ 1:24፣ 2ጢሞ 2:3
  • +ሮሜ 1:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2003፡ ገጽ 9

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 6

2 ጢሞቴዎስ 1:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 2:5, 8፣ ቲቶ 3:5
  • +ኤፌ 1:4፣ እብ 3:1

2 ጢሞቴዎስ 1:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 1:14፣ እብ 2:9
  • +1ቈረ 15:54፣ እብ 2:14
  • +ሮሜ 1:16
  • +ዮሃ 5:24፣ 1ዮሃ 1:2
  • +1ጴጥ 1:3, 4

2 ጢሞቴዎስ 1:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 9:15፣ 1ጢሞ 2:7

2 ጢሞቴዎስ 1:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 9:16፣ ኤፌ 3:1
  • +2ቈረ 4:2
  • +2ጢሞ 4:8

2 ጢሞቴዎስ 1:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቕርጺ።”

  • *

    ወይ፡ “ጠቓሚ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 6:3, 4፣ ቲቶ 1:7, 9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2008፡ ገጽ 31

    15/8/2008፡ ገጽ 24

    15/3/2006፡ ገጽ 31

    1/1/2003፡ ገጽ 29

    15/9/2002፡ ገጽ 16-17

    15/1/1996፡ ገጽ 12

2 ጢሞቴዎስ 1:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 8:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 29

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2018፡ ገጽ 14

2 ጢሞቴዎስ 1:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 19:10

2 ጢሞቴዎስ 1:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጢሞ 4:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2004፡ ገጽ 20

    15/11/1997፡ ገጽ 29-30

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 1ተሰ-ራእ፡ ገጽ 8-9

2 ጢሞቴዎስ 1:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/1997፡ ገጽ 29-30

2 ጢሞቴዎስ 1:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/1997፡ ገጽ 30-31

ሓፈሻዊ

2 ጢሞ. 1:1ዮሃ 3:16፣ 6:40, 44፣ 1ጴጥ 1:3, 4
2 ጢሞ. 1:21ቈረ 4:17
2 ጢሞ. 1:51ጢሞ 4:6
2 ጢሞ. 1:61ጢሞ 4:14
2 ጢሞ. 1:7ሉቃ 24:49፣ ግብ 1:8
2 ጢሞ. 1:7ሮሜ 8:15፣ 1ተሰ 2:2
2 ጢሞ. 1:8ፊል 4:13፣ ቈሎ 1:11
2 ጢሞ. 1:8ቈሎ 1:24፣ 2ጢሞ 2:3
2 ጢሞ. 1:8ሮሜ 1:16
2 ጢሞ. 1:9ኤፌ 1:4፣ እብ 3:1
2 ጢሞ. 1:9ኤፌ 2:5, 8፣ ቲቶ 3:5
2 ጢሞ. 1:10ዮሃ 1:14፣ እብ 2:9
2 ጢሞ. 1:101ቈረ 15:54፣ እብ 2:14
2 ጢሞ. 1:10ሮሜ 1:16
2 ጢሞ. 1:10ዮሃ 5:24፣ 1ዮሃ 1:2
2 ጢሞ. 1:101ጴጥ 1:3, 4
2 ጢሞ. 1:11ግብ 9:15፣ 1ጢሞ 2:7
2 ጢሞ. 1:12ግብ 9:16፣ ኤፌ 3:1
2 ጢሞ. 1:122ቈረ 4:2
2 ጢሞ. 1:122ጢሞ 4:8
2 ጢሞ. 1:131ጢሞ 6:3, 4፣ ቲቶ 1:7, 9
2 ጢሞ. 1:14ሮሜ 8:11
2 ጢሞ. 1:15ግብ 19:10
2 ጢሞ. 1:162ጢሞ 4:19
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ጢሞቴዎስ 1:1-18

2 ጢሞቴዎስ

1 ካብቲ ምስታ ብክርስቶስ የሱስ ዝዀነት ተስፋ ህይወት ብእተተሓሓዘ፡+ ብፍቓድ ኣምላኽ ሃዋርያ ክርስቶስ የሱስ ዝዀነ ጳውሎስ፡ 2 ናብቲ ፍቑር ወደይ ዝዀነ ጢሞቴዎስ፦+

ካብ ኣቦና ኣምላኽን ካብ ጐይታና ክርስቶስ የሱስን ጸጋን ምሕረትን ሰላምን ይኹነልካ።

3 ለይትን መዓልትን ከየቋረጽኩ ኣብ ምህለላይ ንዓኻ ብምዝካረይ፡ ነቲ ኸምቲ ኣቦታተይ ዝገበርዎ ገይረ ብንጹህ ሕልና ዘገልግሎ* ኣምላኽ አመስግኖ ኣለኹ። 4 ንብዓትካ ኽዝክር ከለኹ፡ ብሓጐስ ምእንቲ ኽምላእ፡ ክርእየካ እናፍቕ ኣለኹ። 5 ነታ ቕድም ኣብ ሎኢስ ዓባይካን ኤውንቄ ኣዴኻን ዝሓደረት፡ ኣባኻ ኸም ዘላ እውን ዝተኣማመነላ ግብዝና ዘይብላ እምነትካ እዝክራ ኣለኹ።+

6 በዚ ምኽንያት እዚ፡ ነቲ ብምንባር ኣእዳወይ ኣባኻ ዘሎ ውህበት+ ኣምላኽ ከተጐሃህሮ አዘክረካ ኣለኹ። 7 ኣምላኽሲ መንፈስ ሓይልን+ ፍቕርን ልብምናን እምበር፡ መንፈስ ፍርሂ ኣይሃበናን።+ 8 እምበኣር፡ ኣብቲ ሓይሊ ኣምላኽ ብምትእምማን፡+ ምእንቲ እቲ ብስራት ብእጃምካ መከራ ጽገብ ደኣ እምበር፡+ ብዛዕባ ጐይታና ብዚውሃብ ምስክርነት+ ወይስ ስሊኡ ብእተኣሰርኩ ብኣይ ኣይትሕፈር። 9 ኣምላኽ ሳላ ግብርና ዘይኰነስ፡ ሳላ ፍቓዱን ሳላ ጸጋኡን ኣድሒኑና፡+ ብቕዱስ ጽውዓ እውን ጸዊዑና እዩ።+ እዚ ጸጋ እዚ፡ ቅድሚ ነዊሕ ግዜያት ብክርስቶስ የሱስ እኳ እንተ ተዋህበና፡ 10 ሕጂ ግና ብግህደት መድሓኒና ክርስቶስ የሱስ ተገሊጹ ኣሎ፣+ ንሱ ንሞት ስዒሩ፡+ በቲ ብስራት+ ንህይወትን+ ንዘይምሕላፍን+ ኣብሪህዎ እዩ። 11 ነዚ ድማ፡ ኣነ ሰባኽን ሃዋርያን መምህርን ክኸውን ተሸይመ እየ።+

12 ስለዚ ኸኣ እየ እዚ መከራ እዚ ዝጸግብ ዘለኹ፣+ ግናኸ፡ ኣይሓፍርን እየ።+ ከመይሲ፡ ነቲ ዝኣምኖ እፈልጦ እየ፣ ንሱ ነቲ ብሕድሪ ዝሃብክዎ ኽሳዕ እታ መዓልቲ እቲኣ ኺሕልዎ ኸም ዚኽእል ድማ እተኣማመን እየ።+ 13 እቲ ኻባይ ዝሰማዕካዮ መለክዒ* እቲ ጥዑይ* ቃል፡+ በቲ ምስ ክርስቶስ የሱስ ብዘሎካ ሓድነት ዚርከብ እምነትን ፍቕርን ሓዞ። 14 ነዚ ጽቡቕ ሕድሪ እዚ፡ በቲ ኣባና ሓዲሩ ዘሎ መንፈስ ቅዱስ ሓልዎ።+

15 ኵሎም እቶም ኣብ ኣውራጃ እስያ ዘለዉ፡+ ከም ዝጠንጠኑኒ ትፈልጥ ኢኻ። ፍጌሎስን ሄርሞጌኔስን ከኣ ካባታቶም እዮም። 16 ጐይታ ንቤተ ሰብ ኦኔሲፎሮስ+ ምሕረት ይሃብ፣ ንሱስ ብዙሕ ሳዕ ንመንፈሰይ ኣሐዲሱለይ እዩ፣ ብሰንሰለት ማእሰርተይ እውን ኣይሓፈረን። 17 እኳ ደኣስ፡ ኣብ ሮሜ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ሃለው ኢሉ ደልዩ ረኺቡኒ እዩ። 18 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ካብ የሆዋ* ምሕረት ኪረክብሲ፡ ጐይታ ይሃቦ። ንዅሉ እቲ ኣብ ኤፌሶን ዘገልገሎ ኣገልግሎት እውን ኣጸቢቕካ ትፈልጦ ኢኻ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ