መዝሙር
ናይ ዳዊት። መዝሙር።
24 ምድርን ኣብኣ ዘሎ ዅሉን
እታ ፍርያም ምድርን ኣብኣ ዚቕመጡ ዅሎምን ናይ የሆዋ እዮም።+
2 ከመይሲ፡ ንሱ ኣብ ባሕርታት ሰሪትዋ፡+
ኣብ ኣፍላግ ከኣ ኣጽኒዕዋ እዩ።
3 ናብ ከረን የሆዋ ዚድይብ መን እዩ፧+
ኣብቲ ቕዱስ ቦታኡ ዚቐውምከ መን እዩ፧
6 እዚኣቶም እቶም ዚደልይዎ ወለዶ፡
ኦ ኣምላኽ ያእቆብ፡ እቶም ገጽካ ዚደልዩ እዮም። (ሴላ)
8 እቲ ኽቡር ንጉስከ መን እዩ፧
10 እቲ ኽቡር ንጉስከ መን እዩ፧
የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡—እቲ ኽቡር ንጉስ ንሱ እዩ።+ (ሴላ)