ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 131
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ጡብ ከም ዝሓደገ ሕጻን ዕጉብ እየ

        • እምብዛ ዓብዪ ነገር ኣይተመነኹን (1)

መዝሙር 131:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 78:70፣ 138:6
  • +1ሳሙ 18:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2021፡ ገጽ 21-22

መዝሙር 131:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንርእሰይ።” ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ፡ ጡብ ከም ዝሓደገ ሕጻን ዕግብቲ እያ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 30:6፣ መዝ 62:1፣ ኢሳ 30:15፣ ድጕ 3:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2021፡ ገጽ 21-22

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2006፡ ገጽ 15

መዝሙር 131:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 130:7፣ ሚክ 7:7

ሓፈሻዊ

መዝ. 131:1መዝ 78:70፣ 138:6
መዝ. 131:11ሳሙ 18:23
መዝ. 131:21ሳሙ 30:6፣ መዝ 62:1፣ ኢሳ 30:15፣ ድጕ 3:26
መዝ. 131:3መዝ 130:7፣ ሚክ 7:7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 131:1-3

መዝሙር

መዝሙር ምድያብ። ናይ ዳዊት።

131 ኦ የሆዋ፡ ልበይ ዕቡይ ኣይኰነን፣

ኣዒንተይ ከኣ ልዑላት ኣይኰናን፣+

እምብዛ ዓብዪ ነገር

ወይ ልዕሊ ዓቕመይ ኣይተመነኹን።+

 2 የግዳስ፡ ንነፍሰይ* ኣህዳእክዋ፡ ስቕ እውን ኣበልክዋ፣+

ምስ ኣዲኡ ኸም ዘሎ ጡብ ዝሓደገ ሕጻን ገበርክዋ፣

ጡብ ከም ዝሓደገ ሕጻን ዕጉብ እየ።*

 3 ካብ ሕጂ ንዘለኣለም፡

እስራኤል ንየሆዋ ይጸበዮ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ