ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 120
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ጓና ሰላም ኪረክብ ዘለዎ ሃረርታ

        • ‘ካብ መታለሊት ልሳን ኣናግፈኒ’ (2)

        • “ኣነ ሰላም እደሊ” (7)

መዝሙር 120:ልዕለ ጽሑፍ

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

መዝሙር 120:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 18:6
  • +መዝ 50:15፣ ዮና 2:1, 2

መዝሙር 120:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሰይ ኣናግፋ።”

መዝሙር 120:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “እንታይከ ኺውስኸልኪ እዩ፧”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 12:22

መዝሙር 120:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 7:13
  • +መዝ 140:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2006፡ ገጽ 16

መዝሙር 120:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 10:2
  • +ኤር 49:28

መዝሙር 120:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ ምስቶም ሰላም ዚጸልኡ፡ እምብዛ ነዊሕ ግዜ ትቕመጥ ኣላ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 57:4

ሓፈሻዊ

መዝ. 120:1መዝ 18:6
መዝ. 120:1መዝ 50:15፣ ዮና 2:1, 2
መዝ. 120:3ምሳ 12:22
መዝ. 120:4መዝ 7:13
መዝ. 120:4መዝ 140:10
መዝ. 120:5ዘፍ 10:2
መዝ. 120:5ኤር 49:28
መዝ. 120:6መዝ 57:4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 120:1-7

መዝሙር

መዝሙር ምድያብ።*

120 ብጭንቀይ ንየሆዋ ጸዊዐዮ፡+

ንሱ እውን መሊሱለይ።+

 2 ኦ የሆዋ፡ ካብ ሓሰውቲ ኸናፍርን

ካብ መታለሊት ልሳንን ኣናግፈኒ።*

 3 ኣቲ መታለሊት ልሳን፡+

ንሱስ ንዓኺ እንታይ ኪገብረኪ፡ ከመይ ገይሩኸ ኪቐጽዓኪ እዩ፧*

 4 ብበላሕቲ ፍላጻታት+ ጅግናን

ብጓህሪ+ ዕንጨይቲ ሮተምን።

 5 ኣብ ሜሴክ+ ጓና ዀይነ እነብር ኣለኹ እሞ፡ ወይለይ!

ኣብ መንጎ ድንኳናት ቄዳር+ እቕመጥ ኣለኹ።

 6 ምስቶም ሰላም ዚጸልኡ፡

እምብዛ ነዊሕ ግዜ እቕመጥ ኣለኹ።*+

 7 ኣነ ሰላም እደሊ፣ ክዛረብ ከለኹ ግና፡

ንሳቶም ውግእ ይደልዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ