ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 46
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ኣብ መንጎ ጣኦታት ባቢሎንን ኣምላኽ እስራኤልን ዘሎ ንጽጽር (1-13)

        • የሆዋ ብዛዕባ መጻኢ ኺነግር ይኽእል (10)

        • ካብ ምብራቕ ጸሓይ ዚመጽእ ኣሞራ (11)

ኢሳይያስ 46:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 50:2፣ 51:44
  • +ኢሳ 45:20

ኢሳይያስ 46:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ነቶም ኣብ እንስሳታት እተጻዕኑ ጣኦታት።

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳቶም እውን ናብ ምርኮ ይኸዳ።”

ኢሳይያስ 46:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:9
  • +ዘጸ 19:4፣ ዘዳ 1:31፣ ኢሳ 44:2

ኢሳይያስ 46:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 41:4
  • +ኢሳ 43:13

ኢሳይያስ 46:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 17:29
  • +ዘጸ 15:11

ኢሳይያስ 46:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 40:19፣ ኤር 10:8, 9
  • +ኢሳ 44:16, 17፣ ዳን 3:1, 5

ኢሳይያስ 46:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 10:5
  • +1ሳሙ 5:3
  • +1ነገ 18:26፣ ኢሳ 37:37, 38፣ ዮና 1:5

ኢሳይያስ 46:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ቐዳማይ።”

  • *

    ወይ፡ “እቲ መለኮት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 33:26

ኢሳይያስ 46:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዕላማይ፣ ምኽረይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 42:9፣ 45:21
  • +መዝ 33:11
  • +መዝ 135:6፣ ኢሳ 55:10, 11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2011፡ ገጽ 14

    1/6/2006፡ ገጽ 21-22

ኢሳይያስ 46:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዕላማይ፣ ምኽረይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 41:2፣ 45:1
  • +እዝ 1:1, 2፣ ኢሳ 44:28፣ 48:14
  • +ዘሁ 23:19፣ እዮ 23:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2024፡ ገጽ 30

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/1999፡ ገጽ 14

    ትንቢት ዳንኤል፡ ገጽ 149

ኢሳይያስ 46:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሓያል ዝልቦም።”

ኢሳይያስ 46:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 12:2፣ 51:5፣ 62:11
  • +ኢሳ 44:23፣ 60:21

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 46:1ኤር 50:2፣ 51:44
ኢሳ. 46:1ኢሳ 45:20
ኢሳ. 46:3ኢሳ 1:9
ኢሳ. 46:3ዘጸ 19:4፣ ዘዳ 1:31፣ ኢሳ 44:2
ኢሳ. 46:4ኢሳ 41:4
ኢሳ. 46:4ኢሳ 43:13
ኢሳ. 46:5ግብ 17:29
ኢሳ. 46:5ዘጸ 15:11
ኢሳ. 46:6ኢሳ 40:19፣ ኤር 10:8, 9
ኢሳ. 46:6ኢሳ 44:16, 17፣ ዳን 3:1, 5
ኢሳ. 46:7ኤር 10:5
ኢሳ. 46:71ሳሙ 5:3
ኢሳ. 46:71ነገ 18:26፣ ኢሳ 37:37, 38፣ ዮና 1:5
ኢሳ. 46:9ዘዳ 33:26
ኢሳ. 46:10ኢሳ 42:9፣ 45:21
ኢሳ. 46:10መዝ 33:11
ኢሳ. 46:10መዝ 135:6፣ ኢሳ 55:10, 11
ኢሳ. 46:11ኢሳ 41:2፣ 45:1
ኢሳ. 46:11እዝ 1:1, 2፣ ኢሳ 44:28፣ 48:14
ኢሳ. 46:11ዘሁ 23:19፣ እዮ 23:13
ኢሳ. 46:13ኢሳ 12:2፣ 51:5፣ 62:11
ኢሳ. 46:13ኢሳ 44:23፣ 60:21
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 46:1-13

ኢሳይያስ

46 ቤል ይደንን፡+ ኔቦ ይጕምባሕ።

ጣኦታቶም ከምቲ ንድኹማት እንስሳታት ጾር ዝዀኖም ኣቕሑ፡

ኣብ እንስሳታት፡ ኣብ መጽዓኛታት ይጽዓኑ።+

 2 ይጕምብሑን ብሓደ ይደንኑን፣

ነቲ ጾር* ኬናግፍዎ ኣይክእሉን እዮም፣

ንሳቶም ንርእሶም እውን ናብ ምርኮ ይኸዱ።*

 3 “ኣቱም ቤት ያእቆብ፡ ኣቱም ዝተረፍኩም ቤት እስራኤል ኵላትኩም፡+

ኣቱም ካብ እትውለዱ ዝደገፍኩኹም፡ ካብ ማሕጸን እውን ዝጾርኩኹም፡ ስምዑኒ።+

 4 ክሳዕ እትኣርጉ፡ ኣነ ወትሩ ኣነ እየ፣+

ክሳዕ እትሽይቡ፡ ክጾረኩም እየ።

ከምቲ ዝገበርክዎ፡ ክስከመኩምን ክጾረኩምን ከናግፈኩምን እየ።+

 5 ምእንቲ ኽንመሳሰልሲ፡+

ምስ መን ከተመሳስሉኒ፡ ወይ ከተመዓራርዩኒ፡ ወይ ከተወዳድሩኒ ኢኹም፧+

 6 ወርቂ ኻብ ማሕፉዳኦም ዜንበሽብሹ ኣለዉ፣

ብሩር ድማ ብሚዛን ይመዝኑ።

ኣንጠረኛ ይቘጽሩ እሞ፡ ንሱ እውን ንዕኡ ኣምላኽ ይገብሮ።+

ድሕሪኡ፡ ንሳቶም ኣብ ቅድሚኡ ይድፍኡ፡ እወ፡ ይሰግዱሉ።+

 7 ናብ መንኵቦም የልዕልዎ፣+

ጾይሮም ኣብ ቦታኡ የንብርዎ፡ ኣብኡ ኸኣ ይቐውም።

ካብ ቦታኡ ኣይንቀሳቐስን።+

ናብኡ ይምህለሉ፡ ግናኸ ኣይምልሰሎምን፣

ንሓደ እኳ ኻብ ጭንቂ ኼናግፍ ኣይክእልን እዩ።+

 8 እዚ ዘክሩ፡ ኣጆኹም።

ኣቱም ኣበስቲ፡ ኣብ ልብኹም ኣሕድርዎ።

 9 ኣነ ኣምላኽ ምዃነይ፡ ካልእ እውን ከም ዘየልቦ፡

እቲ ዝቐደመ* ናይ ጥንቲ ዘክሩ።

ኣነ ኣምላኽ* እየ፡ ከማይ ዝበለ ኸኣ የልቦን።+

10 ካብ መጀመርታ፡ መወዳእታኡ፡

ካብ ቀደም ከኣ፡ ገና ዘይተገብረ እነግር እየ።+

‘ውሳነይ* ኪቐውም፡+

ባህ ዝበለኒ ድማ ክገብር እየ’ እብል እየ።+

11 ንኣሞራ ኻብ ምብራቕ ጸሓይ፡+

ውሳነይ* ንዚፍጽም ከኣ ካብ ርሑቕ ሃገር እጽውዕ ኣለኹ።+

ተዛሪበ እየ፡ ከምጽኦ ድማ እየ።

ዓሊመ እየ፡ ክፍጽሞ እውን እየ።+

12 ኣቱም ተረርቲ ልቢ፡*

ኣቱም ካብ ጽድቂ ዝረሓቕኩም፡ ስምዑኒ።

13 ጽድቀይ ኣቕሪበዮ ኣለኹ፣

ርሑቕ ኣይኰነን፣

ድሕነተይ እውን ኣይኪድንጕን እዩ።+

ንጽዮን ድሕነት፡ ንእስራኤል ከኣ ግርማይ ክህብ እየ።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ