ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 126
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ዜሐጕስ ምምላስ ጽዮን

        • “የሆዋ ዓብዪ ነገር ገይሩልና” (3)

        • ካብ ብኽያት ናብ እልልታ (5, 6)

መዝሙር 126:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 1:2, 3፣ መዝ 85:1

መዝሙር 126:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 3:11፣ መዝ 106:47፣ ኢሳ 49:13፣ ኤር 31:12
  • +እያ 2:9, 10፣ ነህ 6:15, 16

መዝሙር 126:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 7:27, 28፣ ኢሳ 11:11

መዝሙር 126:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ርባታት ደቡብ።”

መዝሙር 126:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2001፡ ገጽ 18-19

መዝሙር 126:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 30:5፣ ኢሳ 9:3፣ 61:1-3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2001፡ ገጽ 18-19

ሓፈሻዊ

መዝ. 126:1እዝ 1:2, 3፣ መዝ 85:1
መዝ. 126:2እዝ 3:11፣ መዝ 106:47፣ ኢሳ 49:13፣ ኤር 31:12
መዝ. 126:2እያ 2:9, 10፣ ነህ 6:15, 16
መዝ. 126:3እዝ 7:27, 28፣ ኢሳ 11:11
መዝ. 126:6መዝ 30:5፣ ኢሳ 9:3፣ 61:1-3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 126:1-6

መዝሙር

መዝሙር ምድያብ።

126 የሆዋ ንምሩኻት ጽዮን ምስ መለሶም፡+

ንሓልም ዘለና መሲሉና ነይሩ።

 2 ሽዑ፡ ኣፍና ብሰሓቕ፡

ልሳንና ድማ ብእልልታ መሊኡ።+

ሽዑ፡ ኣህዛብ፡

“የሆዋ ንዓታቶም ዓብዪ ነገር ገይሩሎም” ተባሃሂሎም።+

 3 የሆዋ ዓብዪ ነገር ገይሩልና፣+

ንሕና ኸኣ ተሓጒስና።

 4 ኦ የሆዋ፡ ከም ወሓይዝ ነጌብ* ጌርካ

ንምሩኻትና ምለሶም።

 5 እቶም ብንብዓት ዚዘርኡ፡

ብእልልታ ኺዓጽዱ እዮም።

 6 እቲ ኸረጺት ዘርኢ ተሰኪሙ

ብብኽያት ዚወፍር፡

እንዳእቱ ተሰኪሙ

ብርግጽ ብእልልታ ኺምለስ እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ