መዝሙር
ንኣላዪ። ናይ ዳዊት መዝሙር።
2 ትምኒት ልቡ ሂብካዮ፣+
ልማኖ ኸናፍሩ እውን ኣይከላእካዮን። (ሴላ)
5 ግብርታት ድሕነትካ ዓብዪ ኽብሪ የምጽኣሉ።+
ክብርን ግርማን ትዕድሎ።
8 ኢድካ ንዅሎም ጸላእትኻ ኽትረኽቦም፡
የማነይትኻ ድማ ንዚጸልኡኻ ኽትረኽቦም እያ።
9 ምስ ኣቕለብካሎም፡ ኣብቲ ምዱብ ግዜ ኸም እቶን ሓዊ ኽትገብሮም ኢኻ።
የሆዋ ብቝጥዓኡ ኺውሕጦም፡ ሓዊ ኸኣ ኪበልዖም እዩ።+
10 ንፍሪኦም ካብ ምድሪ፡
ንዘርኦም እውን ካብ ደቂ ሰብ ከተጥፍእ ኢኻ።
13 ኦ የሆዋ፡ ብብርታዐኻ ተንስእ።
ንሓይልኻ ውዳሰ ኽንዝምር* ኢና።