ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 52
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ኣቲ ጽዮን፡ ንቕሒ! (1-12)

        • ጽቡቓት ኣእጋር እቶም ብስራት ዜበስሩ (7)

        • ሓለውቲ ጽዮን ብሓደ እልል ይብሉ (8)

        • እቶም ኣቕሑ የሆዋ ዚጾሩ ንጹሃት ኪዀኑ ይግባእ (11)

      • ጊልያ የሆዋ ልዕል ኪብል እዩ (13-15)

        • መልክዑ ተጸይቑ (14)

ኢሳይያስ 52:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 35:8፣ 60:21፣ ራእ 21:27
  • +ኢሳ 51:17፣ ሃጌ 2:4
  • +ኢሳ 61:3

ኢሳይያስ 52:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 51:14፣ 61:1

ኢሳይያስ 52:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 50:1
  • +ኢሳ 45:13

ኢሳይያስ 52:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 46:5-7

ኢሳይያስ 52:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 137:3፣ ኤር 50:17
  • +መዝ 74:10፣ ሮሜ 2:24

ኢሳይያስ 52:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 20:44

ኢሳይያስ 52:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 2:14፣ ግብ 10:36፣ ኤፌ 2:17
  • +መዝ 93:1፣ ኢሳ 33:22፣ ሚክ 4:7፣ ማቴ 24:14፣ ራእ 11:15, 17
  • +ኢሳ 40:9፣ ናሆ 1:15፣ ግብ 8:4፣ ሮሜ 10:15፣ ኤፌ 6:14, 15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 126-127

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2005፡ ገጽ 18-19

    15/12/1997፡ ገጽ 21

    1/5/1997፡ ገጽ 11-12

    15/4/1997፡ ገጽ 27

    15/1/1997፡ ገጽ 10-11፡ 12-13

ኢሳይያስ 52:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓይኒ ንዓይኒ።”

ኢሳይያስ 52:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 61:4
  • +ኢሳ 66:13
  • +ኢሳ 44:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1997፡ ገጽ 12

ኢሳይያስ 52:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓወት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 51:9
  • +መዝ 22:27፣ ኢሳ 49:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1997፡ ገጽ 12

ኢሳይያስ 52:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 48:20፣ ኤር 50:8፣ 51:6፣ ዘካ 2:6
  • +ዘሌ 5:2፣ ህዝ 44:23
  • +ዘሌ 10:3፣ ዘሁ 3:6, 8፣ እዝ 1:7፣ 8:30
  • +2ቈረ 6:17፣ ራእ 18:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 106-107

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 89

    ራእይ፡ ገጽ 265-266

ኢሳይያስ 52:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 13:21፣ 1ዜና 14:15
  • +ኢሳ 58:8

ኢሳይያስ 52:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 42:1፣ 61:1፣ ፊል 2:5-7
  • +መዝ 2:6፣ 110:1፣ ኢሳ 9:6፣ ማቴ 28:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2009፡ ገጽ 24-25

ኢሳይያስ 52:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓባሳት ኪዀኑ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 2:2
  • +መዝ 2:10፣ 72:11
  • +ሮሜ 15:20, 21

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 52:1ኢሳ 35:8፣ 60:21፣ ራእ 21:27
ኢሳ. 52:1ኢሳ 51:17፣ ሃጌ 2:4
ኢሳ. 52:1ኢሳ 61:3
ኢሳ. 52:2ኢሳ 51:14፣ 61:1
ኢሳ. 52:3ኢሳ 50:1
ኢሳ. 52:3ኢሳ 45:13
ኢሳ. 52:4ዘፍ 46:5-7
ኢሳ. 52:5መዝ 137:3፣ ኤር 50:17
ኢሳ. 52:5መዝ 74:10፣ ሮሜ 2:24
ኢሳ. 52:6ህዝ 20:44
ኢሳ. 52:7ሉቃ 2:14፣ ግብ 10:36፣ ኤፌ 2:17
ኢሳ. 52:7መዝ 93:1፣ ኢሳ 33:22፣ ሚክ 4:7፣ ማቴ 24:14፣ ራእ 11:15, 17
ኢሳ. 52:7ኢሳ 40:9፣ ናሆ 1:15፣ ግብ 8:4፣ ሮሜ 10:15፣ ኤፌ 6:14, 15
ኢሳ. 52:9ኢሳ 61:4
ኢሳ. 52:9ኢሳ 66:13
ኢሳ. 52:9ኢሳ 44:23
ኢሳ. 52:10ኢሳ 51:9
ኢሳ. 52:10መዝ 22:27፣ ኢሳ 49:6
ኢሳ. 52:11ኢሳ 48:20፣ ኤር 50:8፣ 51:6፣ ዘካ 2:6
ኢሳ. 52:11ዘሌ 5:2፣ ህዝ 44:23
ኢሳ. 52:11ዘሌ 10:3፣ ዘሁ 3:6, 8፣ እዝ 1:7፣ 8:30
ኢሳ. 52:112ቈረ 6:17፣ ራእ 18:4
ኢሳ. 52:12ዘጸ 13:21፣ 1ዜና 14:15
ኢሳ. 52:12ኢሳ 58:8
ኢሳ. 52:13ኢሳ 42:1፣ 61:1፣ ፊል 2:5-7
ኢሳ. 52:13መዝ 2:6፣ 110:1፣ ኢሳ 9:6፣ ማቴ 28:18
ኢሳ. 52:15መዝ 2:2
ኢሳ. 52:15መዝ 2:10፣ 72:11
ኢሳ. 52:15ሮሜ 15:20, 21
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 52:1-15

ኢሳይያስ

52 ዘይግዙርን ርኹስን ደጊም ናባኺ ኣይኪኣቱን እዩ እሞ፡+

ኣቲ ጽዮን፡ ንቕሒ! ንቕሒ! ብርታዐ ልበሲ!+

ኣቲ የሩሳሌም፡ ኣቲ ቕድስቲ ኸተማ፡ ጽቡቕ ክዳውንትኺ ተኸደኒ!+

 2 ኣቲ የሩሳሌም፡ ደሮናኺ ንገፊ፡ ተንስኢ፡ ተቐመጢ።

ኣቲ ምርኽቲ ጓል ጽዮን፡ ነቲ ኣብ ክሳድኪ ዘሎ መእሰሪ ፍትሕዮ።+

 3 የሆዋስ ከምዚ ይብል፦

“ብኸምኡ ተሼጥኩም ኔርኩም፣+

ብዘይ ገንዘብ ድማ ክትብጀዉ ኢኹም።”+

 4 እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋስ ከምዚ ይብል፦

“ኣብቲ ቐዳማይ፡ ህዝበይ ኣብኣ ጓና ዀይኑ ምእንቲ ኺነብር፡ ናብ ግብጺ ወሪዱ፣+

ድሕርዚ፡ ኣሶር ብዘይ ምኽንያት ጨቊንዎም።”

 5 “ኣብዚ ደኣ እንታይ ክገብር እየ፧” ይብል የሆዋ።

“ህዝበይሲ ብኸምኡ ተወሲዱ እዩ።

እቶም ዚገዝእዎም ብዓወት ይጭድሩ ኣለዉ”+ ይብል የሆዋ፡

“ስመይ እውን ወትሩ ምሉእ መዓልቲ ይነዓቕ ኣሎ።+

 6 ስለዚ፡ ህዝበይ ንስመይ ኪፈልጦ እዩ፣+

ስለዚ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ፡ እቲ ዚዛረብ፡ ኣነ ምዃነይ ኪፈልጡ እዮም።

እንሆ፡ ኣነ እየ!”

 7 እቲ ብስራት ዜበስር፡

ሰላም ዚእውጅ፡+

ዝሓሸ ብስራት ዜበስር፡

ድሕነት ዚእውጅ፡

ንጽዮን፡ “ኣምላኽኪ ነጊሱ!” ዚብልሲ፡+ ኣእጋሩ ኣብ ኣኽራን ክንደይ ኰን ጽቡቓት እየን!+

 8 ስምዒ! ሓለውትኺ ድምጾም ዓው የብሉ።

የሆዋ ንጽዮን ኪመልሳ ኸሎ ብንጹር* ኪርእይዎ እዮም እሞ፡

ብሓደ እልል ይብሉ።

 9 ኣትን ዑናታት የሩሳሌም፡ ተሓጐሳ፡ ብሓደ እልል በላ፣+

የሆዋስ ንህዝቡ ኣጸናኒዕዎ፡+ ንየሩሳሌም ከኣ ተበጅይዋ ኣሎ።+

10 የሆዋ ነቲ ቕዱስ ቅልጽሙ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ ዅሎም ኣህዛብ ቀሊዕዎ ኣሎ፣+

ኵሉ ወሰናት ምድሪ፡ ግብርታት ድሕነት* ኣምላኽና ኺርኢ እዩ።+

11 ርሓቑ፡ ርሓቑ፡ ካብኡ ውጹ፡+ ርኹስ ኣይትተንክዩ!+

ኣቱም ኣቕሑ የሆዋ እትጾሩ ዘለኹም፡+

ካብ ማእከላ ውጹ፡+ ንጹሃት ኩኑ።

12 የሆዋ ቐቅድሜኹም ኪኸይድ፡+

ኣምላኽ እስራኤል ድማ ደጀንኩም ኪኸውን እዩ እሞ፡+

ብስምባድ ኣይክትነቕሉን ኢኹም፣

ኣይክትሃድሙን እውን ኢኹም።

13 እንሆ፡ ጊልያይ+ ብልቦና ኺገብር፡

ክብ ኪብል፡

ኪብርኽን ኣዝዩ ልዕል ኪብልን እዩ።+

14 ከምቲ ብዙሓት ንዕኡ ተገሪሞም ዝጠመትዎ፡

—ትርኢቱስ ካብ ናይ ካልእ ሰብ፡

እቲ ምዕሩግ መልክዑ ድማ ካብ ናይ ወዲ ሰብ ብዝያዳ ተጸይቑ እዩ፡—

15 ከምኡ ኸኣ ንብዙሓት ኣህዛብ ኬደንጽዎም እዩ።+

ነገስታት ዘይተነግሮም ኪርእዩ፡+

ዘይሰምዕዎ ድማ ኪሓስቡ እዮም እሞ፡

ኣብ ቅድሚኡ ኣፎም ኪዓጽዉ* እዮም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ