ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 147
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ንኣምላኽ ስለቲ ፍቕራውን ሓያልን ግብርታቱ ምውዳስ

        • ልቦም ንእተሰብሩ የሕውዮም (3)

        • ንዅሎም ከዋኽብቲ በብስሞም ይጽውዖም (4)

        • ንውርጪ ኸም ጸምሪ ይሰድዶ (16)

መዝሙር 147:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

  • *

    ወይ፡ “ምዝያም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 135:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 17

መዝሙር 147:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 102:16
  • +ዘዳ 30:1-3፣ ህዝ 36:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 17

መዝሙር 147:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 18

መዝሙር 147:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 40:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 50

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 18

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2004፡ ገጽ 11

መዝሙር 147:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ናሆ 1:3
  • +ኢሳ 40:28፣ ሮሜ 11:33

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 18-19

መዝሙር 147:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንትሑታት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 37:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 19-20

መዝሙር 147:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብኽራር።”

መዝሙር 147:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 18:45፣ ኤር 14:22፣ ማቴ 5:45
  • +እዮ 38:25-27፣ ኢሳ 30:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 19

መዝሙር 147:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 136:25
  • +እዮ 38:41፣ ሉቃ 12:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 19

መዝሙር 147:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 31:1፣ ሆሴ 1:7
  • +1ሳሙ 16:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 20

መዝሙር 147:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሚል 3:16
  • +መዝ 33:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 20

መዝሙር 147:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 20

መዝሙር 147:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብስብሒ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:6፣ ኢሳ 60:17
  • +ዘዳ 8:7, 8፣ መዝ 132:14, 15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 20

መዝሙር 147:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 20-21

መዝሙር 147:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 37:6
  • +እዮ 38:29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 20

መዝሙር 147:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 10:11
  • +እዮ 37:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 20

መዝሙር 147:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 148:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 20

መዝሙር 147:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 21

መዝሙር 147:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:5፣ 31:16, 17፣ ዘዳ 4:8፣ 1ዜና 17:21፣ ሮሜ 3:1, 2
  • +ራእ 19:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2017፡ ገጽ 21

ሓፈሻዊ

መዝ. 147:1መዝ 135:3
መዝ. 147:2መዝ 102:16
መዝ. 147:2ዘዳ 30:1-3፣ ህዝ 36:24
መዝ. 147:4ኢሳ 40:26
መዝ. 147:5ናሆ 1:3
መዝ. 147:5ኢሳ 40:28፣ ሮሜ 11:33
መዝ. 147:6መዝ 37:11
መዝ. 147:81ነገ 18:45፣ ኤር 14:22፣ ማቴ 5:45
መዝ. 147:8እዮ 38:25-27፣ ኢሳ 30:23
መዝ. 147:9መዝ 136:25
መዝ. 147:9እዮ 38:41፣ ሉቃ 12:24
መዝ. 147:10ኢሳ 31:1፣ ሆሴ 1:7
መዝ. 147:101ሳሙ 16:7
መዝ. 147:11ሚል 3:16
መዝ. 147:11መዝ 33:18
መዝ. 147:14ዘሌ 26:6፣ ኢሳ 60:17
መዝ. 147:14ዘዳ 8:7, 8፣ መዝ 132:14, 15
መዝ. 147:16እዮ 37:6
መዝ. 147:16እዮ 38:29
መዝ. 147:17እያ 10:11
መዝ. 147:17እዮ 37:10
መዝ. 147:18መዝ 148:8
መዝ. 147:19ዘዳ 4:5
መዝ. 147:20ዘጸ 19:5፣ 31:16, 17፣ ዘዳ 4:8፣ 1ዜና 17:21፣ ሮሜ 3:1, 2
መዝ. 147:20ራእ 19:6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 147:1-20

መዝሙር

147 ንያህ ወድስዎ!*

ንኣምላኽ ውዳሰ ምዝማር* ጽቡቕ እዩ፣

ምውዳሱስ ክንደይ ባህ ዜብልን ግቡእን ኰን እዩ!+

 2 የሆዋ ንየሩሳሌም ይሃንጻ፣+

ንእተበተኑ ህዝቢ እስራኤል ይእክቦም።+

 3 ልቦም ንእተሰብሩ የሕውዮም፣

ንኣቝሳሎም ከኣ ይዝንን።

 4 ቍጽሪ ኸዋኽብቲ ይቘጽር፣

ንዅላቶም በብስሞም ይጽውዖም።+

 5 ጐይታና ዓብይን ብርቱዕ ዝሓይሉን እዩ፣+

ኣእምሮኡ ኺልካዕ ዚከኣል ኣይኰነን።+

 6 የሆዋ ንዓቃላት* የተንስኦም፣+

ንእኩያት ግና ናብ ምድሪ ይድርብዮም።

 7 ንየሆዋ ብምስጋና ዘምሩሉ፣

ንኣምላኽና ብመሰንቆ* ውዳሰ ዘምሩሉ፣

 8 ንሱስ ንሰማያት ብደበናታት ዚሽፍኖ፡

ንምድሪ ዝናም ዚህባ፡+

ኣብ ኣኽራን ድማ ሳዕሪ ዜብቍል እዩ።+

 9 ንእንስሳታት ምግቢ ይህቦም፡+

ጩቝጩቝ ንዚብሉ ጨቓዊት ኳዃት እውን ይምግቦም።+

10 ብሓይሊ ፈረስ ደስ ኣይብሎን፡+

ብብርቱዕ ኣእጋር ሰብ እውን ኣይግረምን እዩ።+

11 የሆዋ በቶም ዚፈርህዎ፡+

በቶም ነቲ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ዚጽበዩ ባህ ይብሎ እዩ።+

12 ኦ የሩሳሌም፡ ንየሆዋ ኣሞግስዮ።

ኦ ጽዮን፡ ንኣምላኽ ወድስዮ።

13 ንሱስ ተገዳማት ኣፍ ደገኺ የጽንዕ፣

ኣብ ውሽጥኺ ንዘለዉ ደቅኺ ይባርኾም።

14 ኣብ ዓድኺ ሰላም የምጽእ፣+

ብብሉጽ* ስርናይ የጽግበኪ።+

15 ትእዛዙ ናብ ምድሪ ይሰድድ፣

ቃሉ ብፍጥነት ይጐዪ።

16 ንውርጪ ኸም ጸምሪ ይሰድዶ፣+

ንኣስሓይታ ኸም ሓምዅሽቲ ፋሕ የብሎ።+

17 ንበረዱ ኸም ቍርስራስ እንጌራ ይድርብዮ።+

ንቝሩኸ መን ኪጻወሮ ይኽእል፧+

18 ቃሉ ይሰድድ እሞ የምክኾ።

ንፋሱ የንፍስ+ እሞ ማያት ይውሕዙ።

19 ቃሉ ንያእቆብ፡

ስርዓታቱን ፍርድታቱን ከኣ ንእስራኤል ይነግሮ።+

20 ንኻልኦት ህዝቢ ኸምኡ ኣይገበረሎምን፣+

ብዛዕባ ፍርድታቱ ኣይፈልጡን እዮም።

ንያህ ወድስዎ!*+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ