ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ጸፎንያስ 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ጸፎንያስ—ትሕዝቶ

      • መዓልቲ ቝጥዓኡ ኸይመጸት፡ ንየሆዋ ድለይዎ (1-3)

        • ጽድቂ ድለዩ፡ ዓቕሊ ድለዩ (3)

        • ‘ምናልባት ትሕብኡ ትዀኑ’ (3)

      • ኣብቶም ኣብ ዙርያ ዘለዉ ኣህዛብ እተፈርደ ፍርዲ (4-15)

ጸፎንያስ 2:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:4፣ ኤር 6:15
  • +ዮኤ 1:14፣ 2:15, 16

ጸፎንያስ 2:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 23:26፣ 2ዜና 36:16, 17፣ ኤር 23:20፣ ድጕ 4:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2001፡ ገጽ 17-18

    15/2/2000፡ ገጽ 5

    1/3/1996፡ ገጽ 14

ጸፎንያስ 2:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ፍርዱ።”

  • *

    ወይ፡ “ትሑታት።”

  • *

    ወይ፡ “ትሕትና።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 55:6፣ ኣሞ 5:6
  • +ዘፍ 7:13, 16፣ ኢሳ 26:20፣ ዮኤ 2:12, 14፣ ኣሞ 5:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2019፡ ገጽ 13

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    12/2017፡ ገጽ 2

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    7/2014፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2007፡ ገጽ 11

    1/8/2005፡ ገጽ 31

    15/5/2005፡ ገጽ 30

    15/2/2001፡ ገጽ 17-20፡ 26

    15/2/2000፡ ገጽ 5

    1/3/1996፡ ገጽ 14

ጸፎንያስ 2:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 47:5
  • +ኤር 25:17, 20፣ ኣሞ 1:6-8፣ ዘካ 9:5, 6

ጸፎንያስ 2:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 25:16, 17

ጸፎንያስ 2:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኺከናኸኖም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 11:11፣ ኤር 31:7፣ ሃጌ 1:12
  • +መዝ 126:1፣ ኤር 23:3፣ ህዝ 39:25፣ ኣሞ 9:14፣ ሚክ 2:12፣ 4:10፣ ጸፎ 3:20

ጸፎንያስ 2:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 83:2, 4
  • +ኤር 48:26, 27፣ ህዝ 25:8, 9
  • +ኤር 49:1፣ ህዝ 25:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2001፡ ገጽ 20

    1/3/1996፡ ገጽ 11-12፡ 14

ጸፎንያስ 2:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 25:11፣ ኣሞ 2:1, 2
  • +ዘፍ 19:24, 25
  • +ኣሞ 1:13-15፣ ይሁ 7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1996፡ ገጽ 11-12

ጸፎንያስ 2:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 16:6፣ ኤር 48:29

ጸፎንያስ 2:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኬማስኖም።”

  • *

    ወይ፡ “ኬምልኽዎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 22:27፣ ሚል 1:11

ጸፎንያስ 2:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 43:3፣ ህዝ 30:4, 5

ጸፎንያስ 2:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ናሆ 3:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 3 2017፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2001፡ ገጽ 20-21

    1/3/1996፡ ገጽ 11-12

ጸፎንያስ 2:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኵለን እንስሳ ህዝቢ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2007፡ ገጽ 11

ጸፎንያስ 2:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ናሆ 3:1, 19

ሓፈሻዊ

ጸፎ. 2:1ኢሳ 1:4፣ ኤር 6:15
ጸፎ. 2:1ዮኤ 1:14፣ 2:15, 16
ጸፎ. 2:22ነገ 23:26፣ 2ዜና 36:16, 17፣ ኤር 23:20፣ ድጕ 4:11
ጸፎ. 2:3ኢሳ 55:6፣ ኣሞ 5:6
ጸፎ. 2:3ዘፍ 7:13, 16፣ ኢሳ 26:20፣ ዮኤ 2:12, 14፣ ኣሞ 5:15
ጸፎ. 2:4ኤር 47:5
ጸፎ. 2:4ኤር 25:17, 20፣ ኣሞ 1:6-8፣ ዘካ 9:5, 6
ጸፎ. 2:5ህዝ 25:16, 17
ጸፎ. 2:7ኢሳ 11:11፣ ኤር 31:7፣ ሃጌ 1:12
ጸፎ. 2:7መዝ 126:1፣ ኤር 23:3፣ ህዝ 39:25፣ ኣሞ 9:14፣ ሚክ 2:12፣ 4:10፣ ጸፎ 3:20
ጸፎ. 2:8መዝ 83:2, 4
ጸፎ. 2:8ኤር 48:26, 27፣ ህዝ 25:8, 9
ጸፎ. 2:8ኤር 49:1፣ ህዝ 25:3
ጸፎ. 2:9ህዝ 25:11፣ ኣሞ 2:1, 2
ጸፎ. 2:9ዘፍ 19:24, 25
ጸፎ. 2:9ኣሞ 1:13-15፣ ይሁ 7
ጸፎ. 2:10ኢሳ 16:6፣ ኤር 48:29
ጸፎ. 2:11መዝ 22:27፣ ሚል 1:11
ጸፎ. 2:12ኢሳ 43:3፣ ህዝ 30:4, 5
ጸፎ. 2:13ናሆ 3:7
ጸፎ. 2:15ናሆ 3:1, 19
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ጸፎንያስ 2:1-15

ጸፎንያስ

2 ኣቱም ዘይትሓፍሩ ህዝቢ፡+

ተኣከቡ፡ እወ፡ ተኣከቡ።+

 2 እቲ ትእዛዝ ከይተፈጸመ፡

እታ መዓልቲ ኸም ብቝቡቝ ከይሓለፈት፡

እቲ ዚነድድ ቍጥዓ የሆዋ ኸይወረደኩም፡+

እታ መዓልቲ ቝጥዓ የሆዋ ኸይወረደትኩም፡

 3 ኣቱም ነቲ ቕኑዕ ትእዛዛቱ* እትሕልዉ

ዓቃላት* ምድሪ ዅላትኩም፡ ንየሆዋ ድለይዎ።+

ጽድቂ ድለዩ፡ ዓቕሊ* ድለዩ።

ምናልባት ብመዓልቲ ቝጥዓ የሆዋ ትሕብኡ ትዀኑ።+

 4 ከመይሲ፡ ጋዛ እተሓድገት ከተማ ኽትከውን፡

ኣሽቀሎን ከኣ ክትባድም፡+

ኣሽዶድ ድማ ቀትሪ ምድሪ ኽትስጐጕ፡

ዔቅሮን እውን ክትምሖ እያ።+

 5 “እቶም ኣብ ገምገም ባሕሪ ዚነብሩ ህዝቢ ክረታውያን ወይለኦም!+

ቃል የሆዋ ኣንጻርኩም እዩ።

ኣቲ ከነኣን፡ ምድሪ ፍልስጥኤማውያን፡ ከጥፍኣኪ እየ፣

ስለዚ፡ ሓደ ነባሪ እኳ ኣይኪተርፈክን እዩ።

 6 እቲ ገምገም ባሕሪ ኸኣ፡

ዒላታት ጓሶትን ደምበ ኣባጊዕን ዘለዎ መጓሰዪ ኪኸውን እዩ።

 7 ንተረፍ ቤት ይሁዳ ድማ ኪኸውን እዩ፣+

ኣብኡ እውን ኪበልዑ እዮም።

ምሸት ኣብ ኣባይቲ ኣሽቀሎን በጥ ኪብሉ እዮም።

የሆዋ ኣምላኾምሲ ቘላሕታኡ ኺገብረሎም፡*

ንምሩኻቶም ከኣ ኪእክቦም እዩ።”+

 8 “እቲ ንህዝበይ ዘባጨውዎን ኣብ ልዕሊ ሃገሮም እተመክሕዎን+

ጸርፊ ሞኣብን+ ጸርፊ ዓሞናውያንን+ ሰሚዐ ኣለኹ።

 9 ስለዚ፡ ከምቲ ኣነ ህያው ዝዀንኩ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣምላኽ እስራኤል፡

“ሞኣብ ከም ሶዶም ክትከውን እያ፣+

ዓሞናውያን ድማ ከም ጎሞራ ኪዀኑ እዮም፣+

ቦታ ኣምዐን ጕድጓድ ጨውን ናይ ሓዋሩ ባድምን ክትከውን እያ።+

ካብ ህዝበይ እቶም ዝተረፉ፡ ኪዘምትዎም እዮም፣

ተረፍ ህዝበይ እውን ኬልቅቖም እዩ።

10 ንህዝቢ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ስለ ዘባጨዉሉን ስለ እተዓበዩሉን፡

ኣብ ክንዲ ትምክሕቶም ከምኡ ኪዀኑ እዮም።+

11 የሆዋ ንዅሎም ኣማልኽቲ ምድሪ ኼጥፍኦም* እዩ እሞ፡

ንዓታቶም ዜፍርህ ኪኸውን እዩ፣

ኵሎም ደሴታት ኣህዛብ ድማ፡

ነፍሲ ወከፍ ከካብ ቦታኦም ኪሰግዱሉ* እዮም።+

12 ኣቱም ኢትዮጵያውያን እውን ብሰይፈይ ክትቅተሉ ኢኹም።+

13 ኢዱ ናብ ሰሜን ኣቢሉ ኺዝርግሕ፡ ንኣሶር እውን ኬጥፍኣ እዩ፣

ንነነዌ ድማ ኬባድማ፡+ ከም ምድረ በዳ እውን ደረቕ ኪገብራ እዩ።

14 ኣብ ውሽጣ መጓሰታት፡ ኵለን ዓይነት እንስሳ ዘገዳም፡* በጥ ኪብላ እየን።

ሓሓትን ቅንፍዝን ኣብ መንጎ ኣራእስ ኣዕኑዳ ኺሓድራ እየን።

ኣብ መስኰት ድምጺ ኺዝምር እዩ።

ነቲ እተረብበ ቄድሮስ ኪቐልዖ እዩ እሞ፡

ኣብ ድርኵዂት ምብዳም ኪኸውን እዩ።

15 እዚኣ እታ ብደሓን እትቕመጥ ዝነበረት፡

ብልባ፡ ‘ኣነ እየ፡ ብዘይካይ ሓደ እኳ የልቦን’ እትብል ዝነበረት ምክሕቲ ኸተማ እያ።

ከመይ ኰን እያ መሰክሒ፡

መደቀሲ እንስሳ ዘገዳም ዝዀነት!

ብእኣ ዚሓልፍ ዘበለ ኺፋጽን ኢዱ ኺንቕንቕን እዩ።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ